ሚያዝያ 2015 ብስቃይ ህዝቢ ኤርትራ ኢሳያስ ጥራይ ኣይኮነን ዝሕተት ኣብ ኤርትራ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ካብ ዝተሓተ ክሳብ’ቲ ዝለዓለ ጽፍሒ ሓላፍነት ባዕሉ ሓጋጊ፡ ፈጻምን ወሳንን ኣካል’ዩ። ዋላ’ኳ ስማዊ ካቢነ ሚነስተራት፡ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ሓለፍቲ ግንባር ህግደፍ፡ ኣማሓደርቲ ዞባታት፡ ወከልቲ ባይቶን ካልኦት ቅርጽታት ይሃሉ፡ ኣይተ ኢሳያስ’ዩ ንኹሉ ዝቆጻጸሮን ዘካይዶን።
ሚያዝያ 2015 ብስቃይ ህዝቢ ኤርትራ ኢሳያስ ጥራይ ኣይኮነን ዝሕተት ኣብ ኤርትራ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ካብ ዝተሓተ ክሳብ’ቲ ዝለዓለ ጽፍሒ ሓላፍነት ባዕሉ ሓጋጊ፡ ፈጻምን ወሳንን ኣካል’ዩ። ዋላ’ኳ ስማዊ ካቢነ ሚነስተራት፡ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ሓለፍቲ ግንባር ህግደፍ፡ ኣማሓደርቲ ዞባታት፡ ወከልቲ ባይቶን ካልኦት ቅርጽታት ይሃሉ፡ ኣይተ ኢሳያስ’ዩ ንኹሉ ዝቆጻጸሮን ዘካይዶን።
መልቐስ ድሓን ኩን ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ሓልፊ ክፍሊ ዜና ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ። ወየኣነ!!!! ወየኣነ!!! ወየኣነ!!!! ኣንታ እንታይ ተረኽበ ሎሚቕነ!!!! ኣንታ እንታይ ተረኽበ ሎሚቕነ!!!!! ኣንታ እንታይ ተረኽበ ሎሚቅነ!!! ኣትላንታ መጺኤ! ሓወይ ክስኢነ!!!! ዋይ ኣነ!! ዋይ ኣነ!!! ዋይ ኣነ!!!! ሃገሩ ንኸደሕን ብጊሓቱ ዝኣመነ ለባም ጂግና ህዝቡ ክምህር ዝወጠነ ቀርኒ ናይ ሱሱዓት ብልዝብ ዘምክነ ኣንታ ዛሃገርና ዘይኮነላ ለባም ክሳኣነ ትኸል ንቐል ኮይኑ
ትኪ እንተሎ ሓዊ ኣሎ። ኵናት እንትሎ ሃራምን ተሃራምን ክህሉ ናይ ግድን ኢዩ። መጀመርያ እዚ ለማቕነ ዘዛርብ ዘሎ ዕደና ወርቂ ብሻን ወተሃደራዊ መደበር ማይዕዳጋን ተሃሪሙ ድዩ? ወይስ ኣይትሃርመን ዝብል ሕቶ ንመልስ። ከምቲ ናይ ትግርኛ ምሳሌ ዘይተፈስወ አይጭኖን ዝበሃል፡ ምውቃዕ ተወቒዑ ኢዩ። ነቲ ወርቂ ዝዅዕት ዘሎ ካናደዊ ኩባንያ’ውን
ስርሒት ዓብደረቦ! ቀደምʼዪ! ብዙሕ እኳ ኣይዝከረንን፡፡ ኣብ ገዛባንዳ ጥልያን ጎደና ማርኮኒ ከባቢ መስጊድ ኢዩ፡፡ ኣብ ገዛ ናይ ሓደ ዓርከቦይ ዓብደረቦ ኣትይዎም ክባሃል እሰምዕ ነይረ፡፡ ዓብደረቦ እንታይʼዩ..? ከመይ ከመይ ከ ይገብር..? ብዙሕ ኣፍልጦ ኣይነበረንን፡፡ ብሓቂ ድማ ንእሽቶ፡ ትሕቲ ዓሰርተ ዓመት ዝዕድሚኡ፡ ከመዛዝን ዘይክእል ህጻን እየ ነይረ፡፡ ግን
ኣብ ኣስመራ ‘ኦሮታ ሪፈራል ሆስፒታል’ ዝርከቡ ብ ‘መዲካል ቦርድ’ ኣብ ወጻኢ ክሕከሙ ከምዘለዎም ዝተኣምነሎም ናይ ወሊድ ጸገም ዘለዎም 85 መጻምድትን ሰብ ኪዳንን፣ ንወጻኢ ከይዶም ከይሕከሙ ብሚኒስተር ጥዕና ስርዓት ኢሳይያስ ኣምና ኑርሕሸን ተኣጊዶም ከምዘለዉ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። እቶም ንልዕሊ ሓደ ዓመት ፍቓድ ተኸልኪሎም ዘለዉ ናይ ውላድ ጸገም
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ትማሊ 1 ሚያዝያ ዕጡቓት ወተሃደራት ብምውፋር ኣብ ዳዕሮ ቃውሎስ 400 ኣባይቲ ከምዘዕነወ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ፈለማ ንህዝቢ ናይቲ ዓዲ ናብ ኣስመራ ገጹ ንኸይወጽእ፣ ካብ ኣስመራ ‘ውን ናብታ ዓዲ ንኸይኣቱ ብምዕጋት እዩ ነቲ ናይ ዕንወት ተግባር ፈጺሙዎ። ብሰንኪ ‘ዚ ኣዕናዊ ተግባር’ዚ
This is to express our dismay of and strong opposition to the European Union’s current plan to provide a multi-million development package to the repressive Government of Issaias Afewerki of Eritrea. WHEREAS over the last two decades tens of thousands of Eritreans fled the country escaping
SUPPORT RADIO ASSENNA! 71 Volunteered 29 to go
ኣዒንትና ብደም ዝተዓለሱ ሰባት ብቓረዛ ተጸይሮም ክወጽኡን:ኣብ ልዕሊ ዝዓነወ ኣባይቲ ሰባት ዘወን ክብሉን ዘሰክሕ ምርኢት ካብ ዝከታተላ ሰሙን ኮይኑ:: እታ ብፕረዚደንት ኦባማ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ትእምርቲ ሰላማዊ ምስግጋር ናብ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ዝተባህለላ ሃገረ የመን: ኣብ ከቢድ ወተሃደራውን ፖለቲካውን ወጥሪ ተኣሊኻ: ዓውደ ኩናት ዞባውያን ሓይልታት ኮይና:: 100
ጋዜጣዊ መግለጺ ተበግሶ ኮሎራዶ ንምድሓን ሃገር! ንሕና፡ ባይቶ ኤርትራውያን ኣብ ኮሎራዶ ንፍትሒ፡ ንሃገራዊ ስኒትና ዝዓናቕፉ ጉዳያት ክንፈትሕ፡ ቀጻሊ ሰሚናራት ከነካይድ ተበጊስና። ባይቶ ኤርትራውያን ኣብ ኮሎራዶ ኣካል ናይ`ተን ድሮ ብደረጃ ሰሜን ኣሜሪካ ተጠራኒፈን ዝነጥፋ ዘለዋ ዓሰርተ-ሰለስተ ከተማታት እያ። ዕላማና፡ ኤርትራ ካብ ጥፍኣት ድሒና፡ ቅዋማዊት ሃገር ንክትከውን ቀጻሊ ጻዕሪታት
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/ኣብ-ከረንን-ኣስመራን-ዝተገብረ-ህዝባዊ-ኣኼባ-፡፡.pdf"]
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣመሪካ ዝርከባ ናይ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ንምፍራስ ኣባላት ሃሱሳት ሰሪዑ ኣሎ። ስርዓት ህግደፍ ብኤምባሲታቱ ኣቢሉ ኣብ ቤተክርስትያናት ተዋህዶ ብፍላይ ኣብ ኣሜርካ ከካይዶ ዝጸንሐ ናይ ምፍራስ ዘመተታት ኩሉ ስለ ዝፈሸለ፥ መገዲ ቀይሩ ኣብ ውሽጢ እቲ ቤተክርስትያን ብዝርከቡ ኣባላቱ ኣቢሉ፥ ስውር ናይ ምፍራስ ዕላማ ጀሚሩ
https://www.youtube.com/watch?v=UaeE7wfPn8w&feature=youtu.be
Displaced Yemeni civilians among those killed and injured in air strike on al-Mazraq camp in province bordering Saudi Arabia An air strike in Yemen by the Saudi-led coalition has killed at least 40 people and wounded about 200 at a camp for internal refugees, a human
ዝኽረይ ብዛዕባ የመናውያን ኣብ ኣስመራ ኣብ ኣስመራ ኣብ ንእስነትና ንፓላሶ ባሓበሽ ክንርኢ ባህጊ ነበረና:: ኣብ ውሽጢ እቲ ህንጻ ንፈልጦ ሰብ ዘይብልና መሳልል ደይብካ ምውራድን ምውጫጭን መቓልሕ ምስማዕን ዓቢ ባህታ ይፈጥረልና ንእስነት ምቁር:: ካብ ዕዳጋ ሓሙስ ብማእከል ከተማ ሰንጢቕና ናብኡ ንምብጻሕ ብበረንዳታት ናይቲ ብየመናውያን ዝተሰርሐ ህንጻታት ምዝላል
ስርዓት መስፍንነት ንጊላነት ስዒሩ፡ ጎይቶት ካብ ህዝቢ ዘሚቶም ዘኻዕበትዎ ሃብትን ንብረትን፡ ዝደለብዎ ሓይሊን ከምዘለዎ ተረስተዮ። ህዝቢ ብንብረቱ ከይሓትት ድማ ረቂቕ ሜላታት ብምህንዳስ ብምስሊ ቁዱስ ጉልባባት ዝተፈላለያ ናይ ዓመጽን ዓፈናን ትካላት ኣቖመ። ናብዚ ዝነጥፉ “መንቓቕሕቲ” መልሚሉ ብምዝርጋሕ ድማ ህዝቢ ናብ ናይ ጨቛኒ መርህኡ ኣርዓሞ። ነባሪ ህዝቢ ብሓፈሽኡ፡
ንገዲም ተጋዳላይ ስውእ ተስፋማርያም ወልደማርያም ዝተገጥመ ግጥሚ። ወዲ-ቀሺ ወልደማርያም ሙሉእ ደብተር ቆልዓ ዓዲ-ዃላ ሙሉእ ደብተር ኣጎስማ ሽመጃና ሙሉእ ደብተር ይበል ሊቅነት ምሉእ ደብተር በሊሕ ዜጋ ኣላይ መግደር ነዊሕ ቁመት ብመጽዓን ዘይጥመር ሙዑት ሓርበኛ ብመግዛእቲ ዘይግረር ኣባኻ’ሞ ከመይ ኢልካ ይሕፈር ውሽጠይ ካብ በለኒ ድፈር ፍልጠት ዝሃብካኒ ብኸፈር በሊሕ ሰብኣይ ብዓመጽ ዘይክተር ንዓመጸኛታት ብመጎት ዘብሎም ተር ባዓል ብሩህ ኣእምሮ ዘይብሉ
ገዲም ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ክፍሉ፡ ካብ 1975 ክሳብ 1981፡ ኣባል ሰውራዊ ባይቶን ፈጻሚት ሽማግለ ሓላፊ ናይ ክፍሊ-ዕዮ ዜና ቤት ጽሕፈት ዝነበረ፣ ብዝሓደሮ ሕማም ሕክምናዊ ምክትታል ክገብር ድሕሪ ምጽናሕ፡ ትማሊ 27 መጋቢት 2015 ናይ ድሕሪ ቐትሪ ኣብ መበል 65 ዕድሚኡ ኣብ ከተማ ኣትላንታ ጆርጅያ ሕቡራት ሃገራት
ምንቅስቃስ መንእሰያት ላስቬጋስ ዕዉት ኣኬባ ኣካይዱ። እቲ ምንቕስቃስ ኣብ ጥርናፈን ተሰማምዕካ ኣብ ከተማካ ብሓባር ምስርሕን ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ብምዝታይ፤ ኣብ መወዳእታ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ላስቬጋስ ኣብ ሓደ ጽላል ብምኻን ኩሉ ንጥፈታት ከተማና ብሓባር ንምኽያድ ብምስምማዕ ዕዉት ኣኬባ ኣካይዱ። እቲ ምንቕስቃስን ኩሎም ኣባላት ውድባትን ዝተሳተፍዎ ኣኬባ ብሓባር
ምንቕስቃስ መንእሰያት ንለውጢ ላስቬጋስ ንሬድዮ ኣሰና$ 1100 ዶላር ኣሜርካ ከወፍዩ እንከለዉ ሓደ ሃብተማርያም ገብረመስቐል ዝተባህለ ግዱስ ተቐማጢ ሪኖ ድማ $50 ዶላር ኣውፊዩ።እዚ ወፈያ እዚ ናይ መጀመርታ ሓገዝ ኾይኑ 37 ሰባት ድማ ወርሓዊ 10 ዶላር ንሬድዮ ኣሰና ንምውፋይ ተሰማሚዖም። እቶም ተሳተፍቲ ሬድዮ ኣሰና ሬድዮ ህዝቢ እያ፡ ነቲ
ኣብዚ ሰሙን ዚ ፣ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልታት፣ ማለት ዝሓለፈ ሰኑይ፣ሰሉስ ረቡዕን ጥራይ 613 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብቲ ኣብ ሱዳን ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ ከምዝኣተዉ ምንጭታት ኣሰና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። እቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት 123 ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን 75 ደቀንስትዮን ይርከቡዎ። እዚ ዝተጠቕሰ ቁጽሪ ስደተኛታት ነቶም ብላዕለዋይ ኮምሽን ስደተኛታት
https://www.youtube.com/watch?v=xdE44F9iWR8&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=2_7GJ5J_ig0
8 መጋቢት ክብሃል ከሎ ሕብረተሰብና መሰል ደቂ ኣንስትዮ ንምኽባር ዝካየድ ቃልሲ ኣበይ ከም ዝበጽሐ ንምፍላጥ ጻዕሪ ዘካይደሉ እዋን እዩ። ሕብረተሰብና ብፍላይ ብወርሒ መጋቢት ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝነብሩን/ራን ኣሕዋት ብዛዕባ መሰል ደቂንስትዮን መሰለን ንምኽባር ናይ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ዘይተሓለለ ቃልሲ ዝሓትት ምዃኑ መረዳእታ ረኺቡ ክብሃል ይክኣል።
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/Vandalism.pdf"]
When Samuel Gebreyesus arrived at Ottawa Airport last July, he had four traditional Eritrean wooden stools covered with cow skins in his luggage. They were a gift from family members in Eritrea, where Gebreyesus had gone for his brother’s funeral. The Winnipeg taxi driver declared the stools
Saudi Arabia has launched a military operation - including air strikes - in Yemen against Houthi Shia rebels, the Saudi ambassador in the US has said. Adel al-Jubeir said Saudi Arabia acted to "defend the legitimate government" of President Abdrabbuh Mansour Hadi. The Iran-backed rebels have made
Action Needed Against EU Policy for Funds to PFDJ to Control Refugee Exodus By Dr. Russom Mesfun The entire diaspora community cannot be silent as the EU has decided to reward a dictatorship by providing it with even more funds. By helping maintain a brutal regime in
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/Revised-Invitation-to-media-outlets-26-march.pdf"]
ሃገር ድዩ ህዝቢ ልዕሊ ኹሉ ? ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ሃገር ከም ነፍሱ ዝኸኣለ ህያው፤ ተወሊድና ክሳብ ንሞውት ክንግዘኦ ዘሎና፤ መዓስ ከም ዝጸግብ ዘይንፈልጦ፤እንኩም ዘይፈልጥ ኩሉ ግዜ ሃቡ ዝብል ጌርካ ምቅራቡ። ንባዕሉ ነቶም ኣቅረብቱ ብተግባር ዘይስመዖም ጓንጓ ነገር`ዩ። ዘይስመዖም ጓንጓ ክነሱ ንኻልእ ከም ዝስመዖን ከም ዝኣምኖን ገይሮም ብምጽቃጥ ኣብ
ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ። ሓደ ርእይቶ ወሃባይ “በጃኹም ልቢ አዕብዩ” ብዝበሎ ክጅምር። ኣብዚ “ልቢ ምዕባይ” ማለት “ኣይንተሃወኽ” ንዝብል ትርጉም ንሃቦ። ዘለናዮ ህሞት ብዙሕ ሕልኽላኻት ዝመልኦን ዝተጠናነገ ነገራትን ዘለዎን እዋን ኢና ዘለና። እዞም ሕልኹሉኻትን ጥንግኑጋትን ብሜላን ክንወጾምን ልቢ የዕቢና ክንሓስበሎምን ክንፈትሖምን ጊዚኡ ዝጠልቦ ዕማም እዩ። ኣብዚ እዋን
ተጋድሎ ዕለት 16.03.2015 ኣራእስና ነኹዔ፡ ማእገርና ተመልጠ እናበልና ክሓይሽ’ዩ ፡ናጽነት ምስመጸ እቲ ዝተመልጠ ተጀለጠ እቲ ዝነኹዔ ተሓንፈጠ ደም እናነብዔ አብ ዓዱ .. ተጨፍለቐ ተረምጠጠ መንእሰይ ዉሕስነት ሲኢኑ ነፈጸ.. ካብ ኢድ ሓለዉቱ እናምለጠ ንሓርነት ከማዕዱ ተመሲጠ ነይነይቲ ሓርነት በለኒ.. ኢዱ እንዳዋጣወጠ ናብ ወርሒ ኪድ ኢሉኒ äዓይኑ እናፍጠጠ ዝተዳራረበ ጓሂ መጸ መንእሰይ ኣብ በረኻታት መኺኑ.. ከይምርዖ ከይሕጸ ከይርኢ ኩሉ ዝበለጸ ከይበልዕ ከይሰቲ ዝተመርጸ ወዮ ማዓርና ከም ሕሞር’ኣ
ወጽዓ ደቂ-ኣንስትዮን መበገሲኡን ቀዳማይ ክፋል ደቂ-ሰባት ከም ሓደ ዓይነት ዘርኢ መጠን፡- ከምቶም ኩሎም ሂወት ዘለዎም ፍጡራት ብኽልተ ጾታ ማለት ብኣንስታውን ተባዕታውን ጽምዶ ዝቖሙ ባህርያዊ ፈልሲ ምኻኖም መብርሂ ዘድልዮ ኣይኮነን። የግዳስ ናብ ሓደ መብርሂ ዘድልዮ መንገዲ ዘእትወና ኣምር ብምኻኑ እዩ። እዞም ምስሎም ክልተ ሂወቶም ግን ብሓደ መጥመሪ ዝተወደነ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/Flyer-Event-5-4-2015-Tigrinya-FN.pdf"]
ነጻነት ኤርትራ ተረጋጊጹ፡ ህዝቢ ብዓወቱ ሓጎሱ ከይወደአን፡ ብመስዋእቲ ደቁ ሓዚኑ ከይተደበሰን፡ መብጽዓ ስውኣት ተጠሊሙ፡ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ብሕጊ-ኣልቦ ውልቀ ምሕደራ፡ ኣብ 21 ክፍለ-ዘመን መዳርግቲ ኣብ ዘይርከቦ ጭቆናን መግዛእትን ወዲቓ ትርከብ። እዚ ሕጊ-ኣልቦ ውልቀ-ምሕደራ’ዚ፡ ጸጋታት ሃገር ተጠቂሙ፡ ወተሃደራዊ ዓቕሙ ኣደልዲሉን ናይ ስለያ መጋበርያታቱ ኣዋፊሩን፡ ስድራ-ቤታት ኣብ ምብትታንን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/ጋዜጣዊ-መግለጺ-ቊ.7-ጨካን-ኣተሓሕዛ-ትሕቲ-ዕድመ፡፡.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/ጥጅእ-እንክኹላዕ፡.pdf"]
እቲ ትማሊ ንናይ ሱዳን ጋዜጣ መበገሲ ብምግባር ብኣሰናን ካልኦት መርበባት ሓበሬታን ዝተዘርግሐ፣ ደብዳብ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ኣብ መደበር ዕደና ቢሻ ጭቡጥ ምዃኑ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ኤርትራ ብዝርከቡ እሙናት ምንጭታት ኣሰና ኣረጋጊጻቶ። መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ብወገና ነቲ ተፈጺሙ ዝተባህለ ደብዳብ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ንምርግጋጽ ብዘካየደቶ ጻዕሪ መሰርት፣
ብመሰረት ሓበሬታ ብዓረብ ዝሕተም ሱዳናዊ ጋዜጣ ሳሓፋ ነፈርቲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንመደበር ዕደና ወርቂ ቢሻ ድሕሪ ምድብዳበን፣ ኣብቲ ቦታ ቃጸሎ ኣጋጢሙ። ጋዜጣ ሳሓፋ ግምታት ተዓዘብቲ ጠቒሱ ኣብ ዘስፈሮ ዜና፣ ኤርትራ ብመንገዲ እቶም እትሕብሕቦም ዘላ ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ነቲ ዝመጽእ ምርጫ ንምዝራግ ውጥን ኣለዋ ዝብል እምነት ስለዘለዋ ዝወሰደቶ