ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓርሽን ተዓቝቦም ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ልዕሊ 17000 በቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጠመ ልዕሊ 400 ኤርትራዊ ትንፋስ ዘህለቐ ትራጀዲ ዝተሰምዖም
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓርሽን ተዓቝቦም ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ልዕሊ 17000 በቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጠመ ልዕሊ 400 ኤርትራዊ ትንፋስ ዘህለቐ ትራጀዲ ዝተሰምዖም
ርሑስ በዓል ትንሳኤ፣ ንኩሉኹም ምእመናን ክርስትና!
“ጽሑፍ ይነውሕ ኣሎ” ዝብል ተደጋጋሚ ርእይቶ ተኸታተልትና ክንቅበል ጸኒሕና ኢና። ስለዚ ካብዛ ክፋል እዚኣ ንደሓር ኣብ ክንዲ 6-7 ገጻት፤ ናብ 4-5 ገጻት እናኣሕጸርና ክንቅጽል ኢና። ኣብዘን ዝሓለፋ ሸሞንተ ኣዋርሕ ደምበ ኣለና ኣርባዕተ መድረኻት ተሰጋጊሩ ኣሎ። 1) ሓበሬታ /Information/ ካብ ምጅማር ጽሑፍ ‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’ ክሳብ መደምደምትኡ መበል 20 ክፋል ሓበሬታ ናብ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ኤርትራ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣመሓላሊፉ ኣሎ። በዚ ድማ ንኩላተን ናይ ኤርትራውያን መርበባት ኢንተርነት፣ ንድምጺ ኣሰናን ንማሕበረ-ሰባዊት ረድዮ ወጋሕታን ዓቢ ምስጋና ነቕርብ።
By Fesseha Nair
“Active support or acquiescence of the military is the key to any viable and sustained political transition to democracy”
Monshipouri
A couple of weeks ago, more than 400 mainly Eritrean asylum seekers perished on the Mediterranean Sea, apparently on their way to Europe, after their boat capsized in mysterious circumstances.
ብዕለት 18 ምያዝያ ኣብ ሳንፍራንሲኮ፡ ካብ ቀረባን ርሑቕን ከተማታት ካሊፎርንያ ዝመጹ ተቓወምቲ ዜጋታት ዝተሓወስዎ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ስርዓት ውልቀ-መላኺ ተኻይዱ። ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ዝወዓለ ዜጋ ብዕድመ ይኹን ብብሄራዊ መልክዑ ዝተዛነቐ ብምንባሩ፡ ምዉቕ መንፈስ ሃገራውነትን ሓደነትን ዘንጸባርቕ ሃዋሁው ክፈጥር ክኢሉ። ካብ ናይ ቀደም ሰላማዊ ሰልፍታት ዝያዳ ብርክት ዝበላ ደቀ-ኣንስትዮ እውን ነቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣማዕሪገንኦ ውዒለን።
ህዝብና ብሰንኪ ኣብ ሊብያ ዘጋጠመ ደረት ኣልቦ ቅዝፈት ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣብ መሪር ሓዘን ይርከብ። ሞት ናይዞም ኣስታት 400 ኤርትራውያን ዕሸላት ንኹሉ ሕልና ዘለዎ ኤርትራውን ንማሕበረሰብ ዓለምን ኣስካሕኪሕዎን ኣንቀጥቂትዎን እዩ። እህህ ኢልና ኣምሪርና ሓዚና እኳ እንተኾንና እቲ ጓሂ ግና ክወጽኣልና ኣይከኣለን።
ጽንዓት ይሃብኩም ጽንዓት ይሃበና
ድርብ ሓዘን ኮይኑ እንደገና
ናይ ሓደ ዘይኮነስ ናይ ኩልና
ኣይኮነን ወላዲት እታ ጨካን ሓዚና
መጀመርያ ኣይኮነን ሃሊቁ ህዝብና
ዘየደቅስ ዘሎዎ ሕልና።
Young PFDJs, most of them born and raised outside Eritrea and have no authentic connection to Eritrea, are gathering in Norway in 3 days time to reaffirm their support for the absolute autocratic and totalitarian regime of Isaias Afewerki in rallies and meetings a la Nazi style.
ጽባሕ 19 ሚያዝያ ካብ 2፡00-5፡00 ኣብ ስታቫንገር ተኣኪብና ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብጅምላ ዝሃለቑ ኤርትራውያን ኣብ ርእሲ ምዝካር ብዓቢኡ ብዛዕባ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገርና ክንዝቲ ስለዝኾና፡ ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብ ቲ ኣኼባ ክትሳተፉ ንዕድም።
ኤርትራውያን ካናዳውያን ተቐማጦ ቶረንቶን ከባቢኣን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ባይቶ ኦንታርዮ ብምስላፍ፡ ጉዳይ ናይቶም ብ22 መጋቢት ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠሓሉ 400 ኤርትራውያን ክጽናዕ ጻውዒት ኣቕሪቦም።
ክቡራት ኤርትራውያን ኣሓተይን የሕዋተይን፣
ሎሚ ምዓልቲ ኣብዚ ብሰንኪ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ብዝወረዶም ኣደራዕ ባህጎምን ሕልሞምን ኮሊፎም፣ ካብታ ብዕድመ ንእስነቶም ዓንዲሮም ዘይጸገቡላ ሃገሮም ሃጽ ኢሎም ናብ ደይፈልጥዎ በረኻን ዓድን ንስደት ዝተቓልዑ መሳኪን ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣጋጢምዎም ዘሎ ናይ ሞት ሓደጋ ምኽንያት ብምግባር፣ ነዚ ቀጺለ ዘቕርቦ መደረ ከቕርብ ከለኹ ዓሙቕ ሓዘን ይስምዓኒ።
ንዝኽሪ ናይቶም ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝሃለቑ 400 ንጹሃት ኤርትራውያን ዝተዳለወ መደብ ንቐዳም 23 ሚያዝያ ኣብ Handworth Park B21 ተዳልዩ ስለዘሎ ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብቲ ቦታ ክትርከቡ ብትሕትና ነዘኻኽር። ዝካየደሉ ሰዓት ካብ ሰዓት 6፡00 -8፡00 ምሸት እዩ።
ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ሃገሮም ራሕሪሖም ኣብ መገዲ ስደት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብጅምላ ንዝጠፍኡ 400 ኤርትራዉያን ሎሚ ኣብ ርእሰ ከተማ ሃገረ ሽወደን ናይ ሽምዓ ምዉላዕ ስነ-ስርዓት ብምድላዉ ንግዳያት ዝኽሪ ጌሮምሎም ኣምስዮም፡፡
ክረምቲ ይሓልፍ ይትካእ ብቐውዒ
ሕብሮም ይቕይሩ ኣቑጽልቲ ምስ ለምዒ
ዕምባባ ክፈሪ ይረግፍ ጠጥዒ
መስርሕ ናይ ምዕባለ ንቡር ቅጥዒ
ንውርሻ ንርስቲ ዋሕስ-ጸግዒ።
Unless our watches and clocks are continuously synchronized with the Atomic Clock, our watches & clocks are out of sync with others. But again, we don’t need to know if the time shown in our watches and clocks are absolutely correct as long as it is able to tell time approximately to what everybody else’s watches & clocks show. You make up for the imprecision by showing up few minutes early to your appointment or meeting.
ወርሒ ምድማቕ ኣብያ
መሬት ኤርትራ ጸልሚቱ፡
ጥዑይ ድዩ ምዉት
ንምፍላጡ ኣሸጊሩ።
ብዛዕባ ህ.ግ.ደ.ፍ እንታይ ክትጽሕፈሉ፡ እንታይ ከ ክትዛረበሉ፡ ኩሉ ነገራቱ ከምዘይሓልፍ ተቐሊዑ እዩ ዝብሉኒ ሰባት ኣለዉ። ኣይተጋገዩን። ብዛዕባኡ ዘጽሕፈኒ ዝያዳ፡ ብዝክኣለኒ ዓቕሚ ከቃልዖ ኢለ ዝፍትን፡ ሓደ ካብቲ ቀንዲ ምኽንያታት ግና፡ ጸላእየይ ከይርስዕ እዩ። ከምኡ እውን ንዕኡ ብዙሕ ኣይትውቀሶ ኣይትህረሞ ዝብል ርእይቶ እሰምዕ። ዝሃርሞ ዝወቕሶ ዝነቕፎ ከኣ፡ ክዕረ ኢለ ኣይኮንኩን። ፈሪሱ ክጒሓፍ ስለዝደልዮ እዩ።
The Town of Senafe and the surrounding villages are completely devastated by the tragedy of the Mediterranean Sea after overcrowded boats were mysteriously sunk as a result of which 400 Eritreans are believed to have drowned. Sources from the capital of Eritrea, Asmara, indicated that so far, close to 90 families have received the worst news, setting the whole community of the region in mourning. Similarly, Adi Keyih and its vicinity has become another region which has lost many dear sons and daughters.
The Town of Senafe and the surrounding villages are completely devastated by the tragedy of the Mediterranean Sea after overcrowded boats were mysteriously sunk as a result of which 400 Eritreans are believed to have drowned. Sources from the capital of Eritrea, Asmara, indicated that so far, close to 90 families have received the worst news, setting the whole community of the region in mourning. Similarly, Adi Keyih and its vicinity has become another region which has lost many dear sons and daughters.
ኣሞይ ቅጭን እምበር ሰንከልከል ኢላ
ዊስኪ ኣይኮነን “black label” ከም ኣመላ
It was with a great sense of loss and shock that we learned of the deaths of nearly 400 Eritreans in the Mediterranean Sea. The Association of Eritrean Journalists in Exile (AEJE) joins the families of these Eritreans in their mourning and bereavement. We extend our heart-felt message of condolence to the grieving families.
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኩነታት ሃገርናን ዝብናን ብሓባር ክንዝቲ ዝብል ንነበርቲ ሊድስን ከባቢኣን ምልክታ ኣብ ኩሉ ሊድስን ከባቢኣን ከምኡ’ውን ኣብ ማዕከናት ዜና ምቅላሕና ኩሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ንዘተ ድሉው ኮይኑ ምጽንሑ ካብ ዝተፈላለዩ ኣሕዋት ዝበጽሓና ሓቤረታ ብምስትብሃል ዓቕምና ዝፈቕዶ ምድላዋት ክንገብር ቅኒና።
መሪር ሓዘን ህልቂት
ልዕሊ 325 መንእሰያት ኤርትራውያን ደጊምና ንዘክር!
ሓዘን ኤርትራውያን መመሊሱ ይቕጽል ኣሎ። ጉዳም ዘመን! ኣብ ምድሪ ቤትን ቅርዓትን ጥራይ ዘይኮነስ፤ ኣብ ርእሲ ነፍስ-ወከፍ ኤርትራዊ ናይ ሓዘን ዳስ ተተኺሉ ኣሎ።
Tyranny is usually thought of as cruel and oppressive, and it often is, but the original definition of the term was rule by persons who lack legitimacy, whether they be malign or benevolent.
Dear Eritrean youth! Did you know that Eritrea under Isaias Afwerki?
ስርዓት ህግደፍ ሓድሽ ውደባ ስለያ ወጻኢ ከካይድ ጀሚሩ።
ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ሃሱሳት ወዲቡ ንኤርትራውያን ዝስልየሉ መርበባት፡ “ጸሊም ማሕደር ሃሱሳት ህግደፍ ይገንጸል” ብዝብል ዜናዊ መኸተ ኣሰናን ተሓባበርታን ክቃላዕ ድሕሪ ምጅማሩ፡ ስለያዊ መርበባቱ ዳግም ክውድብን ክጽግንን ከምዝጀመረ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።
ጽንዓት ይሃብኩም! ብኹሉ ዝተወጻዕኩም!
ኣታ እንታይ ስማዑ’ዩ ንሰምዖ ዘለና
ነዚ ንብሃገራ ዘሰምብድ ጉድ ክንሰምዕዶ’ታ ተፈጢርና
Candle lighting memorial service at Hyde Park, Speakers corner, London 7pm on Saturday April 16th 2011.
እንታይ እዩ እዋኑ እንታይ’ዩ ዘበኑ
ንገለ ንግደት ንገለ ንድየት ኮይኑ፡
አብዚ እዋነ ብርሰት ድቕናን አኃዋትናን አኃትናን ብመዘናን መግለጽን ዘይርከቦን፤ ሓዘን ተጻዒንና አብ ዘለናሉ እዋን፤ዋላዃ ዂላትና ኤርትራውያን ዜጋታት ሕዙናት እንተዄንና ብዝያዳ ግን እቶም ወለድን ቤተሰብን ብምዃኖም ብሓበራ ነዚ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን ተኻፈልቲ ናይቲ ዂሉ ሓዘናትኹም ምዃና ንገለጽ።
People’s Committee of the National Congress along with other concerned citizens and organizations in Toronto call for a Demonstration to all Eritreans who believe in Human Right, Justice and Democracy To come out and stand for our People!
ካብ 50ታት ክሳብ 80ታት ዝነበረ ትውልዲ ብኑጽር ናይ ናጻነት ዕላማ ተረዲኡ፡ ብኡ መጠን ኒሕ ተዓጢቁ ንናጻነት ህዝቡን ሃገሩን ንኸተግብር ኣንጊሁ ብምውፋር ሜዳታት ኤርትራ ኣዕለቕሎቖ። ከምታ ቃሉ ከኣ ነታ እንኮ ዝውንና ሂወቱ ከፊሉ ነታ ዝተመነያን ዝደኸመላን ዝድመየላን ነጻነት ኤርትራ ንብዙሓን ርእሰሃያላን ኣምበርኪኹ ህልውቲን ህያውን ከኣ ገበራ።
To:
– All male and female Eritrean youth in the Diasporas
– All Eritrean mothers and fathers in the Diasporas
– All civil organizations advocating human rights and justice
Human Rights Concern – Eritrea (HRCE) has in its possession a growing list of 336 people, mostly Eritrean, with 14 Ethiopians, who are missing and can only be presumed dead after the massacre of a refugee boat which had departed from Tajour in Tripoli at 5:00 a.m. on 22nd March 2011.
11 ሚያዝያ፡2011 ኣገዳሲ ጻውዒት ኣኼባ ንኹሉ ኤርትራዊ፡ ምእንቲ ናይ ሕልና ዝኽሪ ኤርትራውያን ግዳያት ድርብ ጃምላዊ ሓደጋ ጥፍኣት
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ!!!
Seattle, WA (Paulos Misgena) –Eritreans residing in the metropolitan city of Seattle and its vicinity today gathered at the halls of the Eritrean community at 2402 E Spruce Street to mourn the loss of nearly 400 Eritreans who tragically perished in the Mediterranean Sea two weeks ago. The victims were believed to be immigrants mainly from Eritrea who have been trying to escape the Libyan civil strife that has been raging for a month now.
Recently a high number of Eritrean nationals entered Malta as immigrants. This sparked racist comments towards immigrants by Maltese public. What is your appeal to the Maltese people after your experiences with integrated immigrants in Europe?
ብመጀመርያ ማሕበርና ነቶም ኣብ ዕለት 8 ወርሒ 4 ዝተገብረ ቁዱስ ሰለማዊ ሰልፍ ንዝታሰቱፉ ልዑል ምሥጋና ነክርብ :: እትምንታይሲ ዑዱማት ናይ ዝተፈላለየ ጸግዕን ኣታሕሳስባን ንጽጋም ብምቅማት ነዚ ካብ ሓልዮት ዝተበግሰ ቢመንእሰያት ዝተገብረ ዝኮነ ፀጊዕ ዘይሓዘ ሂወት ኣድሕን ዕለታዊ ዕዮም ግዝዊ ሽግሮም ወርቃዊ ግዝኦም ፖልታካዊ እምነቶም ነቲ ዝተበገስናሉ ዕላማ ዕዉት ንምግባር ዝተሓበበሩ ዓቢ ምስጋና ነቀርብ::
Eritrean Global Solidarity expresses its deepest sympathy and extends its sincerest condolence to the immediate families of the over 335 Eritrean that perished in the Mediterranean Sea. This is a dark day for all Eritreans. We all are under the shadow of this suffocating darkness.
(London 07-04-2011) UK based Eritrean human rights organisations welcome the designation of Eritrea as a country of serious concern for human rights violations, by the Foreign and Commonwealth Office.