Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጌም ኦቨር ወድ ዓድ ካብ ስደት ዕለት 30 ሓምሌ 2018   ሓደ ኢድ ኲና ንህግደፍ ንበሎ ጌም ኦቨር ጌም ኦቨር ንበሎ ዶባትና ክኽበር ጌም ኦቨር ንበሎ ቅዋምና ክትግበር ጌም ኦቨር ንበሎ ነዚ በዓል ኣበር ********** ምሕንጻጽ ዶብ ክብል ልብና ዘሕበጠ ንብዙሕ ዓመታት ህዝቢ ዘዕለበጠ ኣፍ እንዳ ዓበሰ ብማሕዩርን ብጥይትን እንዳ ዘበጠ እንቋዕ ተቃልዐ ኣርቲፊሻል ቆርበቱ ተቀንጠጠ ********** ሃየ ንበራበር

READ MORE

ምድማር = መደመር                   ፍሥሓየ መብራህቱ ላዕላይ ቀመርዶ ታሕታይ ቀመር? መኖም’ይ ዚተርፍ መኖምከ ኪቕመር? ምንታይ’ዩ ዚጐድል ኣይናይከ ኪድመር? ኅብረት ተሰቢኹ ኣሽሓት ንምቕባር “ኣንድነት” ተኣዊጁ ፖሊቲካዊ ምጭብርባር ስምብራት ኣይሓወየን ናይ መግፋዕቲ ኣቝሳል። ምድማር ምጕዳሉ ዘይኵሉ ሕሳብ ምርባሑ ምምቃሉ ዘይኵሉ ሕሳብ ሕሳብ እንታይ ውጽኢቱ ብዘይ ጸብጻብ? ምትሕስሳብ እምበር ሕሳብዶ ጠፊኡና ምፍዃስን ምቅላልን’ውን ቍጽሪ’ዩ ትብሉና ምልቃሕን ምጥፋእን ‘ምበር’ዩ ስኽፍታ ፍርህና። ምድማርን ምጕዳልን

READ MORE

ዶብ፡ እቲ መሰረታዊ ሕላገት ናጽነት ብ ኣማኑኤል ሳህለ   ኣብ ካልእ ከይከድና፡ ኣብ ናይ ኣካላትና ዋህዮታት (cells) ጥራይ እንተ ርኢና፡ ዶባት ከም ምልክት ርእሰ-ምሕደራ ኮይኖም ከም ዘገልግሉ ክንግንዘብ ንኽእል። ዶብ ዘይብላ ዋህዮ፡ ሕምምቲ ወይ ናይ ሕማም ጠንቂ ጥራይ እያ ክትከውን እትኽእል። ኩሉ ዕድል ዝረኸበ ጸላኢ ድማ ክጥቅዓ እዩ

READ MORE

ኣብ እዋን ንእስነተይ፡ ኣብ ትሕቲ ስድራ ቤተይ እንከለኹ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ካብ ኣእምሮይ ዘይሃሳ ኣምራት፡ ኣብ ግዜ መግቢ ተባሪኽካ ምብላዕ፡ ኣብ እዋን ሃንሰ- መስቀለ ሆየ ሆየን ዓኾዃይ ዓኾዃይን ከምኡ’ውን ካብ ዓበይቲ ሰባት ጽውጽዋይ ምስማዕን’የን። እዘን ሰለስተ ንዓቢዪ ክፋል ህዝብና መንነትን ባህልን ዘንጸባርቃ ልምድታትን ወግዒታትን፡ ኣብ

READ MORE

ሊሎየ ሊሎ ፡ ድምጺ ኣሎና ይስማዕ’ሎ ብዋዛ እተሰቅለ ገበል ኣብ ዘንቀና ውሕጅ ደም ይትምነ ንጥፍኣት ኩልና ፍጡር ኣባሪሩ ገዛ ባዶ ኮይኑ ንግሆ ዝንቑ ደርሆ ተሳኢኑ ሽላን ኣሞራን ሸይሙ መዃንንቲ መግቦም ካብ ገበላ ኮይነን ጨቕውቲ ጸሊም ተከዲኑ ኣብ’ቲ ዝባን ናሕሲ ኣብ ጉንባሕ ኮይኑ ሙሉእ  ኣባት ነብሲ ተሓብኤ ከይተርፍ ገለ ተቀመጠ መንደላይ ተሓርዩ ጸጥታ ውሻጠ ጸዋር ሕማቅ ወረ

READ MORE

ጓል ሃገረይ                      ጓል ሃገረይ ኣንቲ ጓል ሕዮባ፣                 ጓል ሃገረይ ኣንቲ ጓል ሕዮባ፣                 ዘይድፈር ዘይጽዓድ ኮኾባ፣                 ቅናት ሰማይ ዝመስል ሕዛባ፣                 ስሩዕ ዝመኣዳ ሰማያዊ መሶባ፣                 ኣምላኽ ሰማይ ባዕሉ ዘወቀባ፣                 እኖታትኪ ሰብ መስተር ወለባ፣                 ዘይጽግመን በፍራስ ክጋልባ፣                 ብዘይ ዓወት ጸሓይ ዘየዕርባ፣                  ታሪኽ ዝሰነዳ ዘመዝገባ፣                 ሃገርኪ´ንደሞ

READ MORE

ጀኔቫ ተላዓሉ ኣባጽሕ ዓድና ተላዓላ ጎራዙት ዓድና ተላዓላሉ ኣቦታት ዓድና ተላዓላ ኣዴታት ዓድና ሃየ ንዑናይ ናብ ጀኔቫ ደጋፍን ተቓዋምን ዘይብላ ኩሉና ብሓበራ ደቂ'ታ ውጽዕቲ ኤርትራ ንዓለም ክነግራ እቲ ድርብ ወጽዓና ብውሽጥን ብደገን ካብ ተዛረረዩልና ሕጂ ውን ከም ቀደምና ንጠመር ድኣ ከም ምኣዶ ድምጺ ውጽዓት ከነጎድጉዶ ባይቶና ካብ ፈረሰ ወጽዓና ካብ ብኣሰ ህዝብና ካብ ፈለሰ ስኣን መጓሰ ሕልሚ ቀደሞም ካብ ደገሰ ፍርዲ ዓለም ካብ ሓንከሰ ዶብካ ተወሪሩ

READ MORE

ምድላዋት ናይቲ ን 31 ነሓሰ፡ ድሌት ሰላም ደለይቲ ፍትሒ ብምርግጋጽ፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንልኡላውነት ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ብምእታው ንዘካይዶ ዘሎ ሸርሒ ተቓውሞኡ ንምግላጽ ኣብ ጀኔቫ ዝካየድ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ብውዕዉዕ መንፈስ ይቕጽል ከምዘሎ ሓይሊ ዕማም ጀኔቫ ትማሊ ምሸት ኣብ ዝገበሮ ገምጋም ኣረጋጊጹ። ነቲ ሰላማዊ ሰልፊ

READ MORE

እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብድምጺ ኣሰና ዝተቓለሐ ቅትለት ናይቲ ካብ ተሰነይ ኣብ ኣደርሰር ተኣሲሩ ዝነበረ ደበሳይ ንጽበ በራኺ (ዑምላ) ገንዘቡ ንምዝማት ብልኡኻት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ዝተገብረ ውዲት ምንባሩ ምንጭታት ኣረጋጊጾም። ብመሰረት`ቲ ዝተረኽበ ጽጹይ ሓበሬታ፡ እቶም ልኡኻት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ገበኖም ንምሽፋን፡ መእሰሪኡ ዘይሕጋዊ ሸርፊ ዶላር ከምዝኾነ ኳ እንተወረዩ፡

READ MORE

ቃልስናን ታሪኽናን በርኔንተ ኮይኑ ከይተርፍ (Lest Our Labour Come to Naught) ብ ኣማኑኤል ሳህለ ኣቦታትና ቀደም፡ ኩሉ እቲ ዝጸዓሩሉን ዝደኸሙሉን ተስፋ ዘንበሩሉን ዕማም ይኹን ዕላማ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም ከም ትኪ ኪበንን ከሎ ኪርእዩ ከለዉ፡ ዓሕ! በርኔንተ፡ ማለት ንብላሽ ደኺመ ይብሉ ነይሮም። እዛ በርኔንተ እትብል ቃል፡ ሽሕኳ ናይ

READ MORE

ምብትታን ስድራቤታት ኤርትራ፡ ኣንፈቱ ናብ ምብራስ መጻኢ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ፡ ድሕሪ’ቲ ን30 ዓመታት ዘካየዶ መሪር ዕጥቃዊ ቃልሲ፡ ዝተጻወሮ ሓሳረ መከራን ዝኸፈሎ ልዑል መስዋእትን፡ ኣብ 1991 ናጽነቱ ምስተጎናጸፈ፡ ሃረርታኡን ድሌቱን፡ ሰላምን ቅሳነትን ክሰፍን፡ ልዕልና ሕጊ ክነግስ፡ ናብራ ክመሓየሽ፡ ዝተበታተነ ስድራቤታት ክጥርነፍ፡ ስደት ከብቅዕ፡ በሰላ ኩናት ከሓዊ፡ ኤርትራ

READ MORE

ነሓሰ 19/2018 ወዲ ዓሻ ስ ክልተ ግዜ’ይውቃዕ ቅድሚ 20 ዓመት ኢሰያስ ኣፍወርቂ፡ “ካብ ባድመ ወጻእና ማለት ጻሓይ ዓሪባ ማለት’ዩ” ክብል እንከሎ፡ ዘይሰምበደ ኤርትራዊ ኣይነበረን። ምሒር ደንጽዩዎም ኣራእሶም ንየማን ንጸጋም ዝነቕነቑ ብዙሓት ኢዮም። ዘየደንጹ ስ መዓስ ነይሩ?! ኣቦታት “ዘይስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ” ዝበሉ፡ ዘይከምዚ ምስ ረኸቡ ኢዮም ዝኾኑ! ኢሰያስ ኣብ ዝጻሕተሮ

READ MORE

ዝኸበርኩም ዶር/ ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራሲያዊት ረፓብሊክ ኢትዮጵያ፥ ክቡርነትኩም፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ) ብቤት ጽሕፈትኩም ዝተወስደ ናይ ሰላም ተበግሶን ናይ 2000 ዓ.ም ናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ተቐቢሉ ንምትግባሩ ምስምምዑን ይድግፍ። ናይ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያናይ ደሞክራሲያዊ ግንባር (ኢህወደግ) ከምኡውን ሃገራዊ ባይቶኹም ዝወስዶ ዘሎ ዲፕሎማሲያዊ ተበግሶታት

READ MORE

ነሃሰ 17/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ኣብ ንቡር ናብራ ወድ-ሰብ፡ ዘይብሉ ክልምን ዘለዎ ክኣ ክህብን ክኸልእን ማለት ክተኩብን እርዳእኩም ክብልን ዘነበረን ዘሎን ኢዩ። ነዚ ኩነታት’ዚ ኣብ ግምት ብምእታው ንዂነታት ሃገርና እንተ ርኢናዮ እንታይ ይመስል? ቅጥዕን ኣገባብን ዘይፈልጥ “መራሒ” ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኢሳያስ፡ ዝሓዘ ዘይብሉ መንዚዑ ንመንዛዕቲ ዝህብ ክንርኢ ከለና

READ MORE

ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ                                           አ ዕላማ  እዚ ጽሑፍ’ዚ በቲ ንነብሱ ባዕሉ ከም መራሒ ሃገር ዝሾመ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ዘይዲሞክራስያዊ መንግስቲ ንምቕያር ዝበቅዕ ስነሞጎት ምቕራብ’ዩ። እዚ ሰብ እዚ

READ MORE