ፍታሕ መጨቖኒ ጥበባት (ቀዳማይ ክፋል) ብደብረ ሓደ ወሃባይ ርእይቶ ኣቶ ዘሙይ ዝበሃሉ ኣብ መጨቆኒ ጥበባት ዝብል ጽሑፈይ እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ክምልሰሎም ሓቲቶምኒ ነይሮም። እተን ሕቶታት እዘን ዝስዕባ እየን። እሞ ኩሉ ሽጣራ ኢሰይያስ ካብ ፈለጥናዮ ጹቡቅ፡ ሕጂ እንታይ ይገበር? መፍትሒ ሽግርና ከመይ እዩ ክከውን? ዶስ እሰያስ እዚ ገበረ እንዳልና ‘ና ክነብር? አብ
ፍታሕ መጨቖኒ ጥበባት (ቀዳማይ ክፋል) ብደብረ ሓደ ወሃባይ ርእይቶ ኣቶ ዘሙይ ዝበሃሉ ኣብ መጨቆኒ ጥበባት ዝብል ጽሑፈይ እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ክምልሰሎም ሓቲቶምኒ ነይሮም። እተን ሕቶታት እዘን ዝስዕባ እየን። እሞ ኩሉ ሽጣራ ኢሰይያስ ካብ ፈለጥናዮ ጹቡቅ፡ ሕጂ እንታይ ይገበር? መፍትሒ ሽግርና ከመይ እዩ ክከውን? ዶስ እሰያስ እዚ ገበረ እንዳልና ‘ና ክነብር? አብ
ዚርሳዕ ኣይኮነን! ንዝኽሪ'ቶም ንሽዱሽተ ዓመታት ብዘይበደል ተመቊሖምን ኣብ ገሃነም ምልኪ ስፍሪ ኣልቦ ሓሳረ መከራ ኣሕሊፎምን፡ ኣብ መወዳእታ ከኣ ጉጅለ ምልኪ ንገለ ዕላማ ኢሉ፡ ኣብዚ ወርሒ ጥሪ ካብ ናይ ጸላም ጸቢብ ቀይዲ ናብ ናይ ብርሃን ገፊሕ ቀይዲ፡ ቦታ ዝቐየረሎም ግዳያት ምልኪ፡ ድሕሪ'ዚ ኩሉ ስቓይውን ተበዲልና ኢሎም ትንፍስ
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ብዛዕባ እቲ ዝጸደቐ ቅዋም ኤርትራ ዝህቦ መደረታትን ዝውጥኖ ውዲታትን ብዘየገድስ፣ ህዝቢ ኤርትራ፣ ነቲ ብ1997 ዝጸደቐ 'ሞ ኢሳይያስ ብዝተፈላለዩ ምስምሳት ከይትግበር ዓንቂጹዎ ድሕሪ ምጽናሕ ሕጂ "ሞይቱ እዩ" ዝብሎ ዘሎ ቅዋም ኤርትራ ከም ሕጋዊ ሰነዱ ኣሚኑ ንምትግባሩ ክጽዕር ከምዝግባእ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝርከቡ ሰለስተ
https://www.youtube.com/watch?v=ZCBffcGsL2k&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=vJexWBU6Jgc&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/02/ጋዜጣዊ-መግለጺ-6-1.pdf"]
Surging away from Japanese rivals Hiroki Kadota and Hiroyuki Yamamoto after 32km, Eritrea’s Tewelde Estifanos won the 64th Beppu-Oita Marathon, an IAAF Silver Label Road Race, in a personal best 2:10:18 on Sunday (1). After slow start, with the leaders covering the first kilometre in 3:11
https://www.youtube.com/watch?v=aUD6ROWBcIY
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/Godefa_mastawesha.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/ሰብ-ናብ-ኣራዊት-እንክልወጥ.pdf"]
ስርዓት ካርቱም ሓይልታት ጸጥታኡ ኣዋፊሩ ኣብዚ ቀረባ እዋን ካብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብን ካልኦት ቦታታትን ገፊፉ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣሕሊፉ ዝሃቦም፣ ብላዕለዋይ ኮምሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከም ሕጋውያን ስደተኛታት ቅቡላት ኮይኖም ዝነበሩ ዝርከቡዎም ሓያለ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከባቢ ዓዲ ቐይሕ ኣብ ዝተኸፍተ ሓዱሽ ቤትማእሰርቲ ተዳጕኖም
ቤትጽሕፈት ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ንምልቃቕ ናይቶም ከም ጋዜጠኛታት ዝግለጹ ዘለዉ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ግዳያት ብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣመልኪቱ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ መንግስቲ ኣመሪካ ከም ኣውንታዊ ዝርእዮ ኳ እንተኾነ፣ ብዓቢኡ ማሕዩር ናይቶም ካብ 2001 ኣትሒዞም ኣብ ቤትማእስርቲ ዝባኽኑ ዘለዉ ክሳብ 17 ዝበጽሑ ጋዜጠኛታት
ሪም ፍሥሐየ መብራህቱ ጥሉል ኦም ይዝንብል ኣብ እርጋኑ ዚወድቆ በዓል ነውራም ኣመል መንገዙ ይዓርቆ መንደላይ ኪወዛወዝ የማን ጸጋም ከም ሻምብቆ ቋና ተጠምጢሙ ሰኣን ዚጭፍልቖ ይትረፍ ንረኣዪ ንሰማዒ ይጨንቆ ንመሬት ዓደቦይ ኣነዶ ኪሓምቆ? ሃገር ንመን ቀሪባ ንመንከ ትርሕቆ ሪም የረማርም የብጽሕ ናብ ሕንቆ። ቆጻር ዓጽመ-ሥጋ ካብ በልኩሞ መስፍናዊ ጽዋ “ወያ እምኒኳ ሓመድ ሱር ዘለዋ ንሓረግ ወለዶይ ንመን ክትህቡዋ?” ወገኑ ዘቃልል ይኽተር
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/Who.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/SlemntayScan.pdf"]
ንሰብ ምንጻል ብስነኣእምሮ ምቕታል ኢዩ:: ሳራ ክልተ ወርሒ ብዝተቐየደት ውነኣ ተዘናበለ:: ንሳ ቅልጡፍ ኣሳጉማ እግሪ ሰምዐትን ብልጭታ ተራእያን::ኣብታ ሸላ ድማ ብኣርባዕተ መሓውራ እናንፈሓኾት እዝና ናብ ማዕጾ ኣጸጊዐ ትጸናጸን:: ሳራ ኣብ ኣኽራናት ኩርድ ዒራቕ ምስ መሓዙታ እናተንቀሳቐሰት:ከይፈለጣ ዶብ ኢራን ብምጥሓሰን ብስለላ ተኸሲሰን ኣብ ተህራን ኣብ ዝርከብ ኢቪን ዝተባህለ
By The Associated Press | Jan. 26, 2015 In rare move, the state-run Al-Ahram newspaper directly criticizes the Egyptian president; calls on him to guarantee public safety. In an unusually critical column, the chairman of Egypt's state-run daily Al-Ahram newspaper has specifically called out the country's president
https://www.youtube.com/watch?v=kJPRd4UBKdE&feature=youtu.be
Sad, Unfortunate, Bitter Truth Eritrea is Africa’s North Korea The following manuscript is a hasty response to a blog I read couple days ago. It was prepared by a 'Senior Editor' and MPA/ID candidate at Harvard University, Kennedy School of Government titled “The Unknown Africa - Eritrea:
ከም ሓው ጠዓመ በርሀ “ተመሳሳሊ መጸዋዕታ ንሰብ ጸጋ ኤርትራ” ብሓዊ ኣቶ ጠዓመ በርሀ፡ ንሓርበኛታት ተቓለስቲ ኣባላት ተሓኤ ነበርን ተቓለስቲ ህግሓኤ ዘቅረቦ ጻዊዒት ኣንቢበዮ። ዝድገፍ ጻዊዒት ይብል። ከምቲ ዝበሎ፡ ጊዚያዊ ውልቃዊ ኩራ ኣወጊዶም፡ ንኽጋደሉ ኢሎም ክወጹ ከለዉ ንዝነበሮም ራእይ ኣቐዲሞም፡ ምእንቲ ሃገር ሓደ ኮይኖም ህዝቦም ሓራ ከውጽኡ፡
ካብ ደብረ (መቀጸልታ ጸሊም ታሪኽ) መግዛእቲ ኢሳይያስን ጉጅሉኡን ካብ ካልእ መግዛእታት ዝፈልዮም እንተሎ ፍሉይ ምስሉይ ጨፍላቂ ጥበባት ምጥቃሞም እዩ። ከይተፈለጥካ፡ መሲልካ፡ ብኸመይ ጨፍሊቕካ ትገዝእ ዝሕግዝ ሜላ ማለት እዩ። ቅልል ብዝበለ ወኻርያስ ቆርበት በጊዕ ተኸዲና ናብ ኣባጊዕ በጊዕ መሲላ ከም ምሕዋስ እዩ። እዚኤን ጥበባት በሓደ ለይቲ ዝተቀድሓ ዘይኮናስ
መጸዋዕታ ንሓርበኛታት ተጋደልቲ ኤርትራ ጻውዒተይ ናብ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ እኳ እንተኾነ፡ ዝያዳ ግን ናብቶም፡ ሓርበኛታት ተቓለስቲ ኣባላት ተሓኤ ነበርን ተቓለስቲ ህግሓኤ ነበርን ዘተኮረ ኢዩ። ክቡራት ገዳይም ሓርበኛታት ተቓለስቲ፡ ድሕሪ እታ ስማዊት ናጽነት ኤርትራ 1991, ውሽጥን ኣካይዳን መራሕቲ ህግደፍ ፈሊጥኩም፡ ኣንጊህኩም ኣብ ምቅዋም ስርዓት ህግደፍ ዝኣተኹም ክቡራት ሓርበኛታት፡ ከምቲ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/goniche.pdf"]
መንእሰያትን ፖለቲካን ኣእምሮ መንእሰይ ንኹሉ ክፉት እዩ። ንጽቡቕ ይኹን ንሕማቕ። ኣብ ግዜ ደርጊ ትኩስ ሓይሊ ይብሉዎ ነይሮም። ቀልጢፉ ይቕበል፡ ቀልጢፉ ድማ ይድርቢ። ቀልጢፉ ይለዓል፡ ምስ ደኸመ ድማ የጽቅጥ። ኣብ ሜዳ ይዋጋእ፡ ኣብ ኤውሮጳን ኣመሪካን ከይዱ ድማ ውልቃዊ ዋኒኑ የካይድ። ኣብ ሜዳ ማርኪስት፡ ኣብ ግዜ ናጽነት ድማ
https://www.youtube.com/watch?v=0VtlLNIfYCA&feature=youtu.be
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብዘይ ብቑዕ ምኽንያት ንኣስታት 6 ዓመታት ኣሲሩዎም ዝጸንሐ ሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ራድዮ ባናን ድምጺ ሓፋሽን ከምዝፈትሐ Reporters Without Borders ዝተባህለ ማሕበር ሓቢሩ። እቶም ነጻ ተለቒቖም ዘለዉ፣ ባሲልዮስ ዘሞ፣ ይርግኣለም ፍስሃ፣ መለስ ንጉሰ፣ በረኸት ምስግና ኣባላት ሬድዮ ባና፣ ግርማይ ኣብርሃምን ጴጥሮስ ተፈርን ከኣ ካብ ሬድዮ
ካብ ኤርትራ ዝመጹ ዘለው ሓበሬታት ከምዘገንዝቡዎ፣ ስርዓት ኢሳይያስ በቲ ንህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ቅሳነትን ምኽላእ ዝተእኾኡ ፖሊሲ መሰረት፣ አብ መላእ ኤርትራ ብቐጻሊ ከቢድ ግፋ የካይድ ኣሎ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ እዚ ንጸልማት ጉልባብ ጊርካ ዝካየድ ዘሎ ግፋ ዕድሜኦም ካብ 18 ዓመት ንላዕሊ ኣብ ዝኸኑ ሰባት ዝቐንዐ ኢዩ። ካብዞም ዝግፈፉ ዘለው ሰባት
ሕቶ ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003 ሕቶ’ሎኒ ኣቱም ተሓታቶ ሕቶ’ሎኒ ንበዓል ኵስቶ ሕቶ’ሎኒ ዘይምለሽ ብሕቶ ሕቶ’ሎኒ ኣቱም ተሓታቶ? ቅዋም ሃገር ዘይከሰቶ - ባይቶ ‘ቦታት መን በሓቶ? ሕጊ’ንዳባ መን መጎቶ? ዋሕስ ሕዝቢ መን ዓገቶ? ሠራዊትና መን ኣኽተቶ? ጥሪት ድኻ መን ገበቶ? ደፋር ጎርዞ መን ገዘቶ? መን ከታሪኡ እንዳኡ ዘይኣቶ? መልሲ ሃቡ ኣቱም ተሓታቶ ጎቦ ጎቦ ኣይትንፈሩ ከም ባሬቶ እትው ውጽእ ትብሉ ከም
https://www.youtube.com/watch?v=xELEIPyT2CA&feature=youtu.be
መውጻእቲ ሓራ መውጻእቲ ሓራ ወይ ምንቅስቓስ ዚብሃሉ እንታይ እዮም? ኣስታት 130 ዓመታት ቅድሚ ልደት ክርስቶስ ሮማውያን ንእስራኤላውያን ብመግዛእትን ጭቆናን ሞኽ ምስ ኣበሉዎም፡ ባር-ኮኽባ እተባህለ ምዑት ሰብ ዝመርሖም ተቓለስቲ ኣንጻር መንግስቲ ሮማ መኪቶም። ከምዚ መግበሪኦም፡ ሃይማኖቶምን ባህሎምን ዓሌቶምን ንምዕቃብ እዩ። እቲ ዕላማኦም ጽቡቕ እዩ ነይሩ፡ ግን ሮማውያን
ብምኽንያት ናይቲ ቅድሚ ሰሙን ኣብ ከተማ ድርስደን (ጀርመን) ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ መንእሰይ ሓታቲ ዑቕባ ካልድ እድሪስ ዝተፈጸመ ቅትለት ዝተኸሰሰ ስሙ ዛጊት ዘይተረቝሐ ምስኡ ኣብ ሓደ ገዛ ዝነበር ዝነበረ ወዲ 26 ዓመት ኤርትራዊ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተወ ካብ መርበብ ሓበሬታ Deutsche Welle ዝረኸብናዮ ዜና ኣገንዚቡ። እቲ ብቕትለት
"The 26-year-old suspect is also thought to be from Eritrea, quelling rumors that the murder was a hate crime" About a week after an Eritrean refugee was found dead in his apartment, an arrest warrant has been issued for his roommate. The incident has raised questions
መኤረምታ እቲ ንዕለት 24-01-2015 ኣብ Frankfurt ብምኽንያት ሓደገኛ ቅትለት ኤርትራዊ መንእሰይ ካልድ እድሪስ ባህራይ ብግዱሳት ጀርመናውያን ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት ተበግሶን፤ ኤርትራውያን ማሕበራትን፤ ንጽባሕ ቀዳም ዕለት 24-01-2015 ክግበር ተመዲቡ ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ እቲ ተረኽቦ ምሰቲ ተልእኾ ስለ ዘይተቓደወ ሰላማዊ ሰልፊ ተሰሪዙ ኣሎ። ጊዜኣዊት ኣዋሃሃዲት ሽማግለ ተቓውምቲ ሓይልታትን ህዝባውያን ማሕበራትን
ካብ ጉዪይ ምዓል ክሳድ ምሓዝ፡ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ፡ እንተወሓደ ብሰልስተ ነገራት ማለት ብውልቃውነት /ስሰዔ ንዓይ ይጥዓመኒ ናይ ካልእ እንታይ ገደሰኒ ብዝብል ኣተሓሳስባ፡ ብድሑርነት ማለት ዓለም ብግሎብ ደረጃ ኣብ ትወናጨፈሉ ዘላ ህሞት፡ ንሕና ግን ብዓሌትን ወረዳን ኣብ ትሕተ ሃገራውነት ተዓምጺጽና ብምህላውና ከምኡውን ብሕሱም ፍርሕን ሽቕረራን ኣብ
ጅግና ስዉእ ኮለኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) ከምዚ ትማሊ 21 ጥሪ 2013፣ ምስ ካልኦት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዝኾኑ ብጾቱ ኣብ ሕምብርቲ ከተማና ኣስመራ ምእንቲ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ፍትሕን፣ ትግባረ ቅዋምን ልዕልና ሕግን ዘካየዱዎ ምንቅስቓስ ድሮ ሳልሳይ ዓመቱ ሒዙ ኣሎ። ወቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ድሕሪ ገለ ኣዋርሕ
ኣብ ላስቬጋስ ህግደፍ ንህዝቢ የፈራርሁ፤ ኣብ ላስቬጋስ ህግደፍ ንህዝቢ እንታይ ትገብሩ ኣለኩም ኣብ ኩሉ መዳይ መንእሰያት ኣብ ባይታ ይስዕርዕኩም ኣለዉ ኣብ ሓጺር ግዜ ገለ ኽትገብሩ ኣለኩም ዝብል መልእኽቲ ካብ ኢንባሲ ኤርትራ ካምዝመጾኦም እቶም ኣብቲ ናይ እሙናት ኣኬባ ዝወዓሉ ምንጭታት ሓቢሮም።እቶም ምንጭታት ወሲኮም ዋላ ካብ ፖለቲካ ነጻ
https://www.youtube.com/watch?v=r04m_77KfZ4&feature=youtu.be
Pope Francis has established a new Eastern Catholic Church for Eritrea, the first since the early 20th century, in what may be a move to ease the position of Catholics in the country. Roman Catholicism is one of the four religions tolerated in Eritrea, along with