ትውፊት ወለድና! እቲ ቅርሲ ቀዳሞት *ስድቢ ኣቦታትና *ብዋዕላ ዓዲ ዝጸደቐ ቅዋም ወይ ሕጊ ሃብቲሙን ማዕቢሉን ብጻዕሪ ምሁራትና ህዝቢ ተዛትዩ ምስ በሎ 'ይርሓሰና' ኣብ ቀይዲ ኣእቲዩዎ መላኺ ሃገርና ፍርዲ ከይረኸበ ከምቶም ጀጋኑና ኣብ ማሕዩር በልዩ ሙማቱ ኣርዲኡና! ወሎዶኡ ካብ ሰረት ጸብጺቦም ምስ ታሪኽ ገድልና ኣዋሲቦም ምሁራት ምስ ህዝቢ ተላዚቦም ብኹሉ ሸነኻት ሕጊ፡ ተዓዚቦም ብባይቶ ዘጽደቑዎ ተኣኪቦም ምልኪ ቀቲሉዎ
ሎሚ 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ከነኽብር ካብ ርሑቕን ቀረባን ብፍላይ ድማ ምስተን ዝነውሐ ጉዕዞ ሰጊረን ኣብ ማእከልና ዝርከባ ዘለዋ ኣሓት ኣብዚ ኣደራሽዚ ክንራኸብ ምብቃዕና ብስም ተበግሶ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ዝላዓለ ምስጋናን ናይ ቃልስን ጽንዓትን ሰላምታ ከቕርብ ብትሕትና እሓትት።
Miriam Zehaie became the first Eritrean American to win Homecoming Queen from the University of Texas in Arlington on February 26, 2011.
ጽቡቕ ዕድል ኮይኑ እምቢ ንምልኪ ዝብሉ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ይዕንብቡ ኣለዉ ።
እዛ ተባሃጊት ዓለምና ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ካብቲ ቀደም ዝነበረቶ ዝያዳ ዝጸበበትን ዝነኣሰትን ትመስል። እዚ ዝኾነሉ ግን ጂኦግራፍያዊ ኣቃውማኣ ፡ ስፍሓታ ወይ’ውን ዙርያኣ ስለ ዝነኣሰ ወይ ዝነከየ ኣይኮነን።
መንግስቲ ፈልስጢን ኣየድልን እዩ። መንግስቲ እንተደለዩ ከኣ ምስ ህዝቢ የርዳኖስ ሓደ ኮይኑ መንግስቲ መስሪቶም ክቅጽሉ ይግባእ ኢሉ ኢሰያስ ኣፈውርቂ። ጕዳም ዘረባ። ጽቡቕ ንባብ።
እታ ጋዜጣ ድሕሪ ነ’ዚ ኣርእስቲ ኣብ ዓምዳታት ምስፋር ካብ ትምስረት ድሕሪ 45 ወይ 47 ዓመታት ካብ እትህቦ ዝነበረት መንፈሳዊ ማሕበራውን ፍልጠታውን ፈልፋሊ ትምህርቲ ብምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ዝተኣገደት ነባር ካብ ቀዳሞት፡ ቀዳመይቲ ዝተኣገደት ጋዜጣ’ያ።
ሰኑይ 22 ለካቲት ንኹሎም ፈተውቲ ሃገርን ህዝብን ዝኾንና ኤርትራውያን ካብተን ዝሓለፋ ሰኑያት ዘይትፍለይ ሰኑይ እያ ኔራ። እንተ ነቶም ህግደፋውያንን ኢሰያስያውያንን ግና ከም ፍልይቲ መዓልቲ እዮም ክጽበይዋ ቀንዮም። ንህዝቢ ዝረኸበ ረኺብዎም መዓንጣ ከብዶም ተሓሚሶም እዮም ወሪሖም። ግና ዘይተርፍ ሓመድ ድበ ስለ ዝኾኖም ቅባጸት ንኽቀብጹ ከምቶም መሰልቶም በሃማት ልኡኽ ከብጽሑ ኣብ ከተማ ሳንፍራንሲስኮ ዝርከብ (city hall) ሲት ሆል ተኣኻኸቡ። ዕላማ መምጺኢኦም ነቲ ብውድብ ሑቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ህግደፍ ዝተወሰነ ኣገዳ ንምቅዋም እዩ።


ጠበቓ ኣቶ ከሰተ ሃይለ ገብረስላሰ ብንዝወረዶም ጽኑዕ ሕማም ኣብ ሃገር ጀርመን ኣብ ሆስፒታል ተዓቝቦም ሕክምና ክካየደሎም ድሕሪ ምጽናሕ፡ ፍቓድ ኣምላኽ ኮይኑ ሓሙስ መዓልቲ ብዕለት 26.02.2009 ዓ.ም.ፈ ብሰላም ዓሪፎም።
