ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ጠንቂ ናይ ዘይምርድዳእና ክኸውውን ኣይክእልን`ዩ። ብኣንጻሩ ንምርድዳእን ንተኸባቢርካ ምንባርን ዘውሕስ`ዩ። ምኽንያቱ እቲ ዝህቦ ውሕስነት ካብ`ቲ ሓደ ነዲቁ እቲ ሓደ ዘፍርሶ ደቂ-ሰባት ዘጽድቁዎም ዓለማዊ ሕግታት ዝጸነዔ፤ ደቂ ሰባት ተኸባብሮምን ተረዳድኦምን ክነብሩ ዝገብር ምስ እምነት ዝተቆረነ መሰረት ስለ ዘለዎ። ማዓስ`ዩ ጠንቂ ናይ ዘይምርድዳእ ዝኸውን ?ማዓስ`ዩ ኸ ንምርድዳእን