Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብስራት ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና እታ ድምጽኹም ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ዝኾነት ራድዮ ኣሰና፣ ርእይቶታትኩም ብናጽነት ከተስምዑ እተካይዶ ዘይሕለል ጻዕሪ ብምቕጻል፣ ብቴለፎን ደዊልኩም መልእኽቲ እትህቡሉ ሳንዱቕ ርእይቶ ኣዳልያትልኩም ከምዘላ ብሓጎስ ተበስር። ኣብ ማዕከን ርእይቶ ድምጺ ኣሰና ካብ ሓደ ደቒቕ ዘይነውሕ መልእኽትኹም ንምሃብ እቶም ካብ ኣመሪካ ወጻኢ ዘለኹም ብቅድሚት ክልተ

READ MORE

ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዓባይ ብሪጣንያ  ትማሊ ቀዳም ሸሞንተ መጋቢት  ኣኼባኡ ኣካይዱ። ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዓባይ ብሪጣንያ  ትማሊ ቐዳም ሸሞንተ መጋቢት  ኣኼባ  ብምክያድ፡  እቲ ማሕበር ካብ ዝምስረት ኪሳዕ ሕጂ ንዘካየዶ ንጥፈታት ገምጊሙ፣ ዝምራሓሉ ዓንዲ ሕግን ውሽጣዊ መምርሕን ተዛትዩ ብምጻድቕ ነቲ ማሕበር ዘገልግሉዎ

READ MORE

2ይ ስሩዕ ጉባኤ ማሕበር ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር፣ ጨንፈር ስቶክሆሎምን ከባቢኣን ብዓወት ተዛዚሙ።   ማሕበር ስምረት መንእሰያት ንድሕነት ሃገር ኤርትራ ጨንፈር ስቶክሆልምን ከባቢኣን 2ይ ዓመታዊ ጉባኤ ዕለት 01 መጋቢት 2014 ኣካይዱ። ኣዳላዊት ኮሚቴ፣ ጉባኤ ንምዕዋት ዝመጹ ተሳተፈቲ ምስጋና ኣቕሪባ። ብዝክረ ሰማእታት ጉባኤ ከፊታቶ። ኣዳላዊት ኮሚቴ ጉባኤ ንምክያድ ዝተዋባ

READ MORE

እቲ “መዕርነት ደቂ ኣንስትዮ ምርግጋጽ ማለት: ግሳጋስ ኩላቶም ኣባላት ሕብረተሰብ ምርግጋጽ ማለት እዩ “ (Equality for women is progress for all )  ኣብ ትሕቲ ዝበል ቴማ ኣብ መላእ ዓለም ዝተኸብረ ማዓልቲ ድቂ ኣንስትዩ  ኣብ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ውን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተዘኪሩ ኣምስዩ። እቲ መደብ በቲ

READ MORE

ብተደጋጋሚ ግዜ ኣብ ጉያ ቀዳመይቲ እናወጽአት፣ ስደተኛ ጥራይ ብምዃና ብእስራኤላውያን ካብ ሽልማት ዝተኣገደት ጓል 13 ዓመት ኤርትራዊት ተቐዳዳሚት ራሄል ገብረጻድቕ፣ ኣብቲ ትማሊ ኣብ ደንቨር (ኮሎራዶ) ዝተኻየደ ጽምብል ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብ ኤርትራውያን ደቂ ኣስንትዮ ንለውጢ ጽዋእ ተሸሊማ። ተሳተፍቲ ናይቲ ጽምብል ከኣ ነታ ብልጽቲ ኤርትራዊት

READ MORE

ደቂ ኣንስትዮ ንለውጢ ኣብ ኤርትራ ከምኡ ‘ውን ባይቶ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ንለውጥን ፍትሕን ኣብ ኮሎራዶ ትማሊ ብኣጋጣሚ 8 መጋቢት ኣብ ምሕያል ህዝባዊ ምንቅስቓስ ዘተኮረ፣ ካብ ዝተፈላለየ ክፍሊ ሃገራት ሰሜን ኣመሪካ ንስዓታት  ብነፈርቲ ተጓዒዞም ዝመጽኡ ኣጋይሽ ዝተሳተፉዎ ዕዉት ዓወደ መጽንዕቲ ኣካይዶም። ኣብቲ ድሕሪ ቀትሪ ተሳታፍነት ደቂ ኣስንትዮ ኤርትራ

READ MORE

ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ካብ 1971 ኣትሒዙ ብተወፋይነት ዝተጋደለ፣ ሜጀር ጀነራል ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ብሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ዓሪፉ። እቲ ኣብ ግዜ ገድሊ ናጽነት ኤርትራ ምእንቲ ህዝቡ ሃገሩን ብጅግንነት ዝተዋግአን ዘዋግአን ውጩ፣ ከም መብዛሕትኦም ጀነራላት ኤርትራ፣ እቲ ሓራ ዘውጽኦ ህዝቡ ብውልቀምልካዊ መራሒ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እናተጨፍጨፈን

READ MORE

‘ስዉእ ተዛሪቡ’ ብዝብል ኣርእስቲ ብኤርትራውያን ስነጥበበኛታት ዝተዳለወት ፊልም፣ ብ 28 ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብወግዒ ተመሪቓ። ኣብቲ ድሙቕን ምዕሩግን ኣጋጣሚ መኽፈቲ፣ ኣብታ ፊልም ኣበርክቶ ዝገበሩ ስነጠበኛታት ከኣ ምስክር ወረቐት ተዋሂቦም። እታ ፊልም ንምርኢት ቅድሚ ምቅራባ ኸኣ፣ ዕዱማት ኣጋይሽ ድራማዊ ሙዚቃ ተዓዚቦም። እዚ ዝስዕብ ቃል ናይታ ጉጅለ ስነጥበበ ከኣ

READ MORE

ብቀዳም ዕለት 01-3-2014 ኣብ ሆላንድ ከተማ ሮተርዳም ኣስታት 300 ኤርትራዊያን ዝተሳተፉዎ ንህዝቢ ኤርትራ ሓድነቱ ኣደልዲሉ መጻኢ ወለዶ ኤርትራ ዘውሕስ፡ ብቅዋምን ሕግን እትመሓደር  ኤርትራ ንምምስራት ንመሰልካን መሰል ህዝብኻን ደው ኢልካ ክትቃለስ ሓቦን ጽንዓትን ዘስንቕ፡ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ኣካይዱ። ዶር. ተወልደ ተስፋማሪያም(ወዲ ቫካሮ) ልክዕ ሰዓት 14፡30 ኣብ’ቲ

READ MORE

ፖሎቲካዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ መድረኻዊ መደባት ምርኩስ ብምግባር፡ ውደባን ርኽባትን ኣብ ቀጽሪ ኤዲኪ ንህዝባዊ ጨንፈር ርኽብ ብ02 መጋቢት 2014 ርኽብ ኣካይዱ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/03/NDA_Meeting03032014.pdf"]

READ MORE

ምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ፣ “ናይ ስራሕ ምባጽሕ ንምፍጻም” ሎሚ ንጉሆ 2 መጋቢት ቀጠር፣ ደውሓ፣ ከምዝኣተወ ኣገልግግሎት ዜና ቀጠር QNA  ሓቢሩ። መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ደውሓ ኣብ ዝኣተወሉ እዋን ከም ቀደም ኣሚር ቀጠር ዘይኮነስ ሚኒስተር ምምሕዳር ከተማን ከተማዊ ውጥንን ኣምባሳደር ህግደፍ ኣብ ቀጠርን እዮም ኣብ

READ MORE

ኣብ ቀንዲ ቤትጽሕፈት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ኣብ ኣስመራ፣ ክፍሊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ዝዓዪ ዝነበረ ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ ኣቶ ዓብዱ ዑስማን ሑመዲን ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተተ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ ንሱ ብሱዳን ኣቢሉ እዩ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ኣምሊጡ። ናይ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን

READ MORE

ባይቶ ስምረት ንዝሓለፈ ኣርባዕተ ወርሒ ከሰላስሎም ዝጸንሐ ናይ ቃልሲ ጉዕዝኡ ንምግምጋም፡ ዝሓለፎ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ቃልሲ ኩሉ ብዕምቆት ንምርኣይ፡ ኣብ መስርሕ እቲ ዝተጓዕዞ ርሕቀት ዘጋጠሙ መኻልፋት ንምምዛን፡ ነቲ ኣብ ደብረ -ዘይት ካብ 07 ክሳብ 17 ሓምለ 2012 ዘካየዶ ቀዳምይ መድረኽ ዘተ ዝሓለፈ ወሳኔ መሰረት ብምግባር፡ ከከይዶ

READ MORE

እቶም መተካእታ ኣቡነ እንጠንዮስ ክኾኑ ብስርዓት ህግደፍ ተሓርዮም ከም ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዘገልግሉ ዘለዉ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ፣ ብዘጋጠሞም ወቕዒ ብጽኑዕ ሓሚሞም ብ 10 ለካቲት ንሕክምና ናብ ሱዳን ከይዶም ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ከምዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ፣ ንሶም ከፊላዊ መልመስቲ ኣጋጢሙዎም፣ ክንቀሳቐሱ ይኹን ክዛረቡ ተጻጊሞም

READ MORE

ብ ‘ብልሽውና’ ተኸሲሱ ካብ 2008 ክሳብ 2013 ን 5 ዓመት ኣብ ማይ ሑጻ ተኣሲሩ ዝነበረ፣ ሓላፊ ጸረ-ስለያ ስርሒት ዞባ 2 ነበር (ኣብ እዚ ውጩ ዝነበረ) ካፕቴን ኣሚነ ምስግና፣ ኣብ መካስተራት ናይ ነዳዲ ትካል ከፊቱ፣ ካብ ሱዳን ብራሻይዳ ብኮንትሮባንዳ ዝኣተወ ነዳዲ ገዚኡ፣ ናብቲ ብወዲ በኺት ዝመሓደር

READ MORE

ብወደብ ባጽዕ ዝካየድ ዝነበረ ንግዳዊ ንጥፈታት ‘ትራንዚት’ ናይቲ ብነስረዲን በኺት (ወዲ በኺት) ዝምራሕ ‘ሰቲት’  ሓዱሽ ሽም ኣጠሚቖሞ ዘለዉ ኩባንያ ንግድ ስርዓት ህግደፍ፣ ብፖርት ሱዳን ተቐይሩ፣ ወደብ ባጽዕ መሊሳ ተዳኺማ ከምዘላ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ቅድሚ ሕጂ፣ ብወደብ ባጽዕ ዝኣተወ ንግዳዊ ናውቲ ‘ትራንዚት’ ተባሂሉ ኣብ ዶብ ሱዳን ኣብ

READ MORE

  ብሪጋደር ጀነራል ገብሪሂወት (ወዲ ሊቀ) – ስርሒት ዞባ 1 ( ተሰነይ) ከምኡ ‘ውን ‘ኣዛዚ ህዝባዊ ሰራዊት’ ሜጀር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ - ኣዛዚ ስርሒት ዞባ 2 (ባረንቱ) ሜጀር ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል (ቻይና) ስርሒት ዞባ 3 (ደቀምሓረ) ሜጀር ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮውሃንስ - ኣዛዚ ስርሒት ዞባ 4 (ዓሰብ) ከምዘይከደ ይንገር፣ ሜጀር ጀነራል

READ MORE

ቅድምን ድሕንርን ናጽነት ምእንቲ ሓርነትን ራህዋ ህዝቢ ኤርትራ ዝተቓለሱ፣ ገዲም ተጋዳላይ ዶር መሓመድ ዑስማን ኣቡበከር ኣብ መበል 73 ዓመት ዕድሚኦም፣ ብ 23 ለካቲት ኣብ ለንደን ዓሪፎም። ስነስርዓት ቀብሮም ከኣ ኣብ ከባቢ ለንደን ‘ሳላም’ ኣብ ዝተባህለ መካነ መቓብር ሓመድ ኣዳምለብስ እዩ። ኣብ ሕርጊጎ ዝተወሊዶም መባእታ ትምህርቶም ኣብ ሕርጊጎ

READ MORE

መአረምታ  ኣብቲ ብዕለት 24.02.14 ኣብ ኣሰና ዝተዘርግሐ ዜና፡ “ኣብቲ 150 ዝጽግዑ ተሳተፍቲ ዝተረኽቡዎ ኣኼባ . . . ፡ ንስድራቤት ወዲዓሊ ንምሕጋዝ ኣብ ዝተገብረ ናይ ውጽኢት ገንዘብ ጐስጓስ ማዕረ ሓደ ሽሕ ዶላር ከም ዝተዋጽአ . . . ኣስማቶም ክገልጹ ካብ ዘይመረጹ ዜጋታት ድማ ንመቐበሊ ክቡር ሓው ዶክተር

READ MORE

ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ Ø መንግስቲ ኢራን ጽልዋታቱ ኣብ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምስፍሕፋሕ፡ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ምስ ሃገራት ዓረብ ብሓፈሻ ምስ ስዑዲ ዓረብ ድማ ብፍላይ ዘለዎ ዝምድናታት ክበትኽ ጻዕርታት ይገብር ምህላዉ ተገሊጹ። ብዋጋ ናይዚ ድማ፡ መንግስቲ ኢራን ንገባቲ ስርዓት ህግደፍ ናይ ሎጀስቲክ፡ ገንዘብ፡ ኣጽዋርን ነዳድን

READ MORE

ዶ/ር ተወልዳ ተሰፋማርያም ሰንበት ዕለት 16.02.2014  ኣብ ከተማ ፈራንከፎርት ሃገረ-ጀርመን  ዕዉት ህዝባዊ ሰሚናር ኣካይዶም ። ካብ  ብዙሕ ከተማታት ጀርመን ዝተሳተፍዎ ኣዝዩ ሰፊሕ ሰሚናረ ኢዩ ነይሩ። ዋላኳ መዓልቲ ሰሚናር ድሮ ስራሕ እነተነበረ ከምኡ‘ውን ካብ ዝተመደቦ ሓደ ሰዓት ደንጉዩ እንተጀመረ፡ ከም ጸገም ከይተቖጽረ ክሳብ መፈጸምታኡ ብምልኣት ምንባሩ ናይ

READ MORE

ኣሰና (10 ለካቲት 2014) ምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ትማሊ ምሸት ኣብ ዘካየዶ ቃለመጠየቕ፣ ብዘይካ ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ፖለቲካዊ ህይወት ክህሉ ኢልካ ዘይሕሰብ ምዃኑ ደጊሙ ብምግላጽ፣ ኣብቲ ብስርቅን ዓመጽን ዝሓዞ ዘይሕጋዊ ስልጣን ናይ ምንባር ገባቲ ሕልሙ ከም ቀደም ኣብ ቦትኡ ምህላዉ ብብድዐ ኣረጋጊጹ። ንሱ ኣብቲ፣ ኣብ

READ MORE

እቶም ኣብ ነሓሰ 2013 ኣብ ኣዲስ ኣባባ ኣኼባ ዘካየዱ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ  ካብ 31 ጥሪ ክሳብ 04 ለካቲት 2014 ኣብ ዘሎ ግዝያት እንደገና ካልኣይ ኣኼባ ኣካይዶም። እዞም ኩሎም ኣብዚ ኣኼባ’ዚ ዝተሳተፉ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ቀዳማይ ኣኼባኦም ንህልዊ ኩነታት ሃገርናን ዞባናን ህዝቢ ኤርትራን ፖለቲካዊ ሓይልታቱን ኣብ

READ MORE

ክቡራት ተኸታትልቲ ኣሰና ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሓሙስ 6 ለካቲት ንሓገዝ ስድራቤት ወዲ ዓሊ ዝምልከት ፍሉይ መደብ ራድዮ ኣሰና፣ ኣብቲ ጽሑፍ ዝርዝር ( ሊስታ ኣበርከቲ) ብቕኑዕ ሰፊሩ ክንሱ ኣብ ኣናብባ ዝርዝር ወፈያታት ዝነበረ ገለ ጌጋታት በዚ ዝስዕብ መአረምታ ክግበረሉ ምስናይ ይቕሬታ ነዘኻኽር። ኣብቲ ሊስታ ኣበርከቲ ቁጽሪ 10

READ MORE

ዕዉት ሰሚናር ኣብ ስዊዝ ብዶር.ተወልደ ተስፋማርያም ቀዳም ዕለት 2 የካቲት 2014 ኣብ ከተማ ሉዘርን ስውዘርላንድ ኣቲ ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ክዕንቀፍ ዝጸንሐ ንኣታት 2 ኣዋርሕ ብሃንቀውታ ደለይቲ ፍትሒ ክጽበይዎ ዝጸንሑ ሓድነታዊ ሰሚናር ኣስታት 400 ደላይ ፍትሒ ዝተሳተፍዎ ብ ዶር. ተወልደ ተስፋማሪያም ወዲ ቫካሮ ብዘደንቕ ኣጋባብ ተኻይዱ። ሰዓት 01:00ድሕሪ ቀትሪ ኣደ ወንበር ግዝያዊት ሽማግለ ስዊዘርላንድ ናይ መኽፈቲ መደረ ተሰሚዑ ።

READ MORE

ቀዳማይ ዓመት ናይቲ ብ21 ጥሪ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ክግበር ብምጥላብ ዝተኻየደ ስርሒት ፎርቶ ከምኡ’ውን ንምምላጥ ስድራቤት ስዉእ ናይቲ ስርሒት ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ኮለኔል ወዲ ዓሊ) ንምሕጋዝ ብድምጺ ኣሰና ንሓደ ወርሒ፣ ካብ ባሕቲ ጥሪ ክሳብ 31 ጥሪ ተኸፊቱ ዝጸንሐ ማዕከን ህጹጽ ሓገዝ $27, 382.09 (ዶላር

READ MORE

Google Translation  Within his visit to Australia Amanial Eyasu meet Australian and Eritrean Foreign Ministry in Canberra Site manager and radio Esna Amanial Eyasu and presenter of the seminar , Mr. Abdel Razek Karrar Spaced : Canberra Events within the visit Amanial Eyasu site manager and radio Esna to

READ MORE

መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና፣ ኣማኑኤል ኢያሱ ብምኽንያት 1ይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ኣብ መልበርን (ኣስትራልያ) ትማሊ ሰንበት 26 ጥሪ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ፣ ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ጠላምን ጨካንን ጨፍላቕን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዘይግብኦ ቀጻሊ ሕድገታት ስለዝገበረሉን፣ ብዝተፈላለዩ እንተታት እናተጠራጠረን እናተማተአን ንምውዳቑ ወሳኒ ስጉምቲ ክወስድ ስለዘይከኣለን ኣብ ሓደጋ ውድቀትን

READ MORE

Eritrean Australians for Justice and Peace ን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኣውስትራልያን፣ ብምኽንያት 1ይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ብዝገበሩሉ ዕድመ መሰረት ኣብ ኣውስትራልያ ዝርከብ መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና፣ ኣማኑኤል ኢያሱ ትማሊ ቀዳም 25 ጥሪ ኣብ ከተማ ብሪስበን ምስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተራኺቡ ኣብ ህጹጽነት ለውጢ ዘተኮረ ሰፊሕ ዘተ

READ MORE

እቲ ኣብ ኣብያተ ጽሕፈት ኤምባሲ ሃገረ-ኤርትራ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፍታት ነቲ  ዓሚ ጥሪ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ብጀጋኑ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ወዲ ዓልን ብጾቱ ንዝተወለዐ ሽግ ሓርነት ንምድማቕን ንዕላማን መትከልን ጀጋኑና ንምጉልባትን ዝተወደበ  እዩ። ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲታት እቲ ሕድሪ ሰማእታቶም ዝረገጸ ስርዓት ብሙቛም

READ MORE

በይ ኤርያ-ካሊፎርንያ፡ዕላምኡንሓገዝስድራቤትጅግናስውእወዲዓሊዝውዕል 4415.00 ሽሕዶላርተወፍዩ ኣብ ከተማ ሳን ሆዘ በይ ኤርያ-ካሊፎርንያ ተአኪቦም ዘምሰዩ ደለይቲ ለውጢ ኤርትራውያን ትማሊ ሰንበት 19 ጥሪ 2014 ዕላምኡ ንምሕጋዝ ስድራ ቤት ጅግና ስዉእ ኮ/ል ሲዒድ ዓሊ ሕጃይ ዝውዕል ኣርባዕተ ሽሕን ኣርባዕተ ሚኢትን ዓሰርተ ሓሙሽተን ($4415.00) ዶላር ኣወፍዮም ። እቲ ኣብ ቤት መግቢ ሻጊ

READ MORE

ህግደፍ ምህርቲ ሓረስቶት ይምንዝዕ አሎ ስርዓት ህግደፍ አብ መላእ ኤርትራ ካብ ወርሒ ታሕሳስ 2013 ጀሚሩ አብ መላእ ሃገር ሓረስቶት ነቲ አብ ዝሓለፈ ክራማት ዝእተውዎ እቶት ንመንግስቲ ነኸረክቡ የገድዶም አሎ። ስርዓት ህግደፍ ብመንገዲ ሚኒስትሪ ሕርሻን ምምሕዳር ዓድታትን አቢሉ ብስም ኮለላን ከባብያዊ መጽናዕትን ብዝብል ጉልባብ አብ ወርሒ መስከረምን

READ MORE

ኢሳያስ አፈወርቂ መሬት ኤርትራ ንኢራን የካሪ ኣሎ መሬታት ኤርትራ ንኢራንን እስራኤልን ተኻሪዩ ከምዘሎ ንፈልጥ ዶ? ንምንታይ ንኽራይ ከም ዝዋዓለ ንርዳእ ዶ? ናይዚ ሳዕቤን ከ እንታይ ኢዩ? ብወርሒ ዲሰምበር ዕለታት 16፣ 22ን 29ን 2013 “ኣል-ወጠን” ዝተባህለ ጋዜጣ መንግስቲ ኤርትራ መሬታቱ ንኢራን የካሪ ከምዘሎ ተኻታተልቲ ጹሑፋት ምስ ጭብጥታት የቕርብ

READ MORE