ሓደ ተራ ቱኒዝያዊ፡ “ ሎሚ እቲ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ርእየዮ ዘይፈልጥ ገጽ ቱኒዝያ እርኢ ‘ለኹ። ቅድም፡ ኩላትና ንሕሱ፡ ብሓሶት ነንሕድሕና ንጠቓቓዕ ኔርና። ሎሚ (እቲ መላኺ ምስ ተኣልየ) ግን ነንሕድሕድና ተኣማሚና ኢድ ንኢድ እናተሓጋገዝና ብሓባር ንሰርሕ ኣለና።” ይብል።
ሓደ ተራ ቱኒዝያዊ፡ “ ሎሚ እቲ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ርእየዮ ዘይፈልጥ ገጽ ቱኒዝያ እርኢ ‘ለኹ። ቅድም፡ ኩላትና ንሕሱ፡ ብሓሶት ነንሕድሕና ንጠቓቓዕ ኔርና። ሎሚ (እቲ መላኺ ምስ ተኣልየ) ግን ነንሕድሕድና ተኣማሚና ኢድ ንኢድ እናተሓጋገዝና ብሓባር ንሰርሕ ኣለና።” ይብል።
ትማሊ ዓርቢ 14 ጥሪ 2011 ቱኒዝያውያን ነቲ ን23 ዓመት ዝደሃኾም ውልቀመላኺ መራሒ ቢን ዓሊ ብህዝባዊ ሓይሊ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምብራሮም ባህታ ዘይፈጠረሉ ኤርትራዊ ደላዪ ለውጢ ዘሎ ኣይመስለናን።
ነብሱ ብሓዊ ኣቃጺሉ ሃገራዊ ተቓውሞ ብምብራዕ ትእምርቲ ህዝባዊ ተቓውሞን ለውጥን ዝኾነ ቱኒዝያዊ መንእሰይ ሙሓመድ ቦዋዓዚዚ
A man found injured near the body of a woman on Coventry’s ring road has been arrested on suspicion of murder.
ሰማዒ ዝሰኣነ ኣውያት ህዝቢ
ኣብዚ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ መሰክሕ ግፍዕታት ስርዓት ኢሰያስ ተጸሚዱሉ ዘሎ ግዜ፣ እቲ ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ብሕርሻን መጓሰን ዝነብር ህዝቢ ንጥፍኣቱ ዝሃቀነ ሓድሽ መርድእ ካብ መንግስቲ ህግደፍ ተነጊሩዎ ኣሎ።
Arabs everywhere identified with Mohamed Bouazizi.
When the 26-year-old Tunisian graduate – despairing of getting a decent job and abused by the police – set fire to himself in a public square, his story resonated far beyond his provincial town.
ሓራም ኮይና ሰላም ህግደፍ ከይተጸጸ
ሃብታም ባህሊ ኣሎና ፡ክልተ ኣርእስቲ ዛሓዘት ግጥሚ,
ሕድሪ ሰማእታትና ኩቡር እዩ።
Shlomit Sharvit
In special interview with Ynet Eritrean envoy blames Israel for recent immigration wave from Africa. ‘You should have deported the first one to arrive, now it is too late,’ he says
ሰላም ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ተኸታተልቲ። ሰላም ኣአንገድቲ ሃገራውያን ወብ ሳይታት ንጽሑፋት ‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’።
ሰላም ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ተኸታተልቲ። ሰላም ኣአንገድቲ ሃገራውያን ወብ ሳይታት ንጽሑፋት ‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’።
The Citizens for Democratic Rights in Eritrea (CDRiE) held its Second Congress successfully in London on January 8 and 9, 2011.
ርሑስ ዓመት እንዳባ ብዂሉ
በዚ ቦኽሪ ዓመት እንትልመሉ
ራህዋ ንህዝብና አብ ዘሎ ይሃሉ
ዘበነ ለውጢ ንኽኾነልና አብየት በሉ
ውርደትን ሕፍረትን ንህዝቢ ዝበደሉ።
Upon learning the passing of Mrs. Letay Kiflemariam , the mother of the famed Eritrean Journalist Dawit Isaac, the Association of Eritrean Journalists in Exile (AEJE) sends its message of condolences to the family of Letay Kiflemariam.
እዚ ኣርእስቲ’ዚ ቃል ንቓሉ እንተወሲድናዮ ብዙሕ ትርጉም ኣይህብን ‘ዩ። መን ‘ሞ ‘ሎ ሰብ ኮይኑ ኣካላቱ ብቐይሕ ደም ዘይዘፈቐ፡ መን ከ ‘ሎ ኢዱ ቀይሕ ደም ተቐቢኡ ዝኸይድ? ብያታዊ ኣበሃህላ ሕብረተሰብና ግን፡ ደም ካልእ ምስላዊ ትርጉም ‘ውን ኣለዎ።
ዓመት መጸ ምስ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ምፍጣጥ ንታሽዓይ ዓመቱ ሎሚ ዘመን’ውን ከምቲ ልሙድ ኣብቲ ብሳዕብቲ’ቲ ጨፍላቒ ስርዓት ዝተመርጸ ቦታ ተገይሩ።
ብመከራን ስቓይን ህዝቦም ዝግደሱ፡ ኣብ መልበርን፡ ኣውስትራልያ ዝርከቡ ውፉያት ኤርትራውያን፡ ሎሚ 8 ጥሪ ጸረ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
ተሞክሮና ኣብ መስርሕ ብረታዊ ቃልሲ ምስ ጽንኩር ኩነታት ክትምልምል ከሎኻ ትምልመል ንኣሽቱን ዘይረኣዩን ዝመስሉ ፍጻሜታት ኣብ መንጎ ምንስሓብን ምትዕጽጻፍን በኒኖም ዝተርፉ መሲሎም ይረኣዩኻ ።ተዋህሊሎምን ግዜ ሓልዮምን ነቲ ገዚፍ ዓወት ዘበርከቱ ምንባሮም ግና ትኣምን ።
By Elias Kifle
The latest news that came out of Eritrea regarding Ethiopian resistance fighters sent shock waves through Ethiopian communities all over.
By Michael Ireland
Correspondent, ASSIST News Service WASHINGTON, DC (ANS) — Eritrean officials arrested 30 Christians for praying at a private house in Asmara, the capital on January 2. Some of the Christians were only recently released after being detained for their faith.
ነቲ ህዝባዊ ተቐባልነቱ ኣንቆልቍሉ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ንምርዳእ፡ ኣብ ወጻኢ ንዝነብሩ ኤርትራውያን ብደርፊ ንምጕስጓስ እቲ ስርዓት ብዘውጽኦ መደብ መሰረት ናብ ኣውስትራልያ ነቒሎም ዝነበሩ ኤርትራውያን ሙዚቀኛታት መንግስቲ ኣውስትራልያ መእተዊ ቪዛ ከምዝኸልኦም፡ ካብ መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣርዲኡ።
ኮምሽን ንዝተዋህቦ ናይ ጊዜ ሕጽረትን ሰሌዳን ኣብ ግምት ብምእታው፡ ብዕቱብ ስርሑ እናሰላሰለ፡ እንሆ ኣብ ሰላሳ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ዝገበሮ ዕዉት ዑደታት፡ 30 ህዝባዊ ሽማግለታት ብምቛም ንቕድሚት ይግስግስ ኣሎ።
ብሪጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ
ብዕለት 26-12-2010፡ < ሚልኪያስ ምሕረትኣብ ስለ ሓቐና ምስክርነትካ የመስግንካ> ብዝብል ኣርእስቲ፡ ብዕለት 26-12 2010 ቐዳማይ ክፋል ኣቕሪበ ነይረ።
ዓሚ ከምዚ ሎሚ ሕር ሕራይ ጌርና ጸፊዕናዮ ሸውዓተ ሸይጣን ስጋብ ዝረኣዮ። ንመን? ንመን ደኣ ነቲ ብጎረባብቲ ሃገራት፡ ብው.ሓ.ኣ.፡ ብው.ሕ.ሃ. ብምዕራባውያን ሃገራት፡ ብሃገራት ዓረብ ኮታ ነቲ ዓለም ብዓለማ ትጸልኦ ስርዓት ህግደፍ እምበር ንመን ደኣ።
ትማሊ ዓርቢ 31/12/2010 ዓ.ም. ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣዲስ ኣበባ (ኢትዮጽያ) ዝተሳተፍዎ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመትን ዝኽሪ ሓደ ዓመት ምጽንባራዊ ሓድነቱ ብኽብ ዝበለ ድምቀት ኣኽቢሩ ዊዒሉ፡
አይተ ኩሉ ባዕሉ አብ ድሮ ሓዲሽ ዓመት ሕጻውንቲ ቖሉዑ አኪቡ አብ መድረኽ ድሕሪ ምድያብ ህብቡነቱ ከረጋግጽ ፈቲኑ;፡ መችም ዓቢዱ ጨርቁ ካብ ዝድርቢ ነዊሕ እዋን እንዲዩ ኮይኑ ዓገብ ክብሎ ሰብ አይተጸበኹን።
ብቀዳምነት ኣሕዋት ኤርትራውያን እንቛዕ ናብ ሓዲሽ ዓመት 2011 ኣብጽሓኩም ክብል እፈቱ። ዘመነ ሰላምን ምሕረትን ይግበረልና።
ብቀዳምነት ኣሕዋት ኤርትራውያን እንቛዕ ናብ ሓዲሽ ዓመት 2011 ኣብጽሓኩም ክብል እፈቱ። ዘመነ ሰላምን ምሕረትን ይግበረልና።
ሎሚ ዕለት 2 ጥሪ 2011 ሽማግለ ኮሚሽን ጨንፈር ኦሃዮ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ከተማ ኮሎምቦስ ኣካይዱ።
ሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ
ኣቐዲመ ንኹሉ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ዝኸበረ ሰላምታይን ናይ ሓድሽ ዓመት ሰናይ ትምኒተይን ክገልጽ ይፈቱ።
CDRIE Seminar In London UK
ኣዲኡ ነቲ ኣብ ምስጢራዊ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ተሓይሩ ሃለዋቱ ጠፊኡ ዘሎ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ይስሓቕ፡ ኣደይ ለታይ ክፍለማርያም፡ ኣብ መበል 70 ዓመተን ከምዝዓረፋ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣገንዚቡ።
Reports coming out from Asmara Airport say that the mother of the incarcerated Eritrean journalist Dawit Isaak passed away a week ago.
Bedouin smuggling gangs are holding over a hundred African migrants for ransom in the Sinai desert. BBC’s Rupert Wingfield-Hayes has had rare access to smugglers close to the Israeli border.
ቃልሲ ኣንጻር ምልኪ ብኣጉኡ ኣይተኻየደን ምባል ነቶም ተባዓት ስለ ህዝቦም ጠጠዉ ዝበሉ ጀጋኑ ክሳብ ሕጂ ኣብ መቑሕ ዘለዉ ገለዉን ዝተሰዉኡን ምዝንጋዕ ይመስል።
ቃልሲ ኣንጻር ምልኪ ብኣጉኡ ኣይተኻየደን ምባል ነቶም ተባዓት ስለ ህዝቦም ጠጠዉ ዝበሉ ጀጋኑ ክሳብ ሕጂ ኣብ መቑሕ ዘለዉ ገለዉን ዝተሰዉኡን ምዝንጋዕ ይመስል።