Eritrea ‘s situation has become of great concern to the EU since the border conflict with Ethiopia started in 1998. The majority of the Eritrean people is faced with arrant poverty and Eritrea’s climate and geography render the people prone to food insecurity and hunger. The European Union remains deeply concerned that the government of Eritrea continues to severely violate basic human rights despite its obligations under domestic and international law.








ኣብዚ ሰሙን ‘ዚ፡ ስርዓት ህግደፍ ነቶም ሕሱም ጥምየት ምኽኣል ስኢኖም ካብ ዓዲ ናብ ኣስመራ ኣትዮም ኣብ ፈቖዶ ኣብያተ ክርስትያናትን ጎደናታትን ዝልምኑ ዝነበሩ መሳኪን ግዳያት ጥምየት፡ ኡይ እናበሉ ንጉሆ ንጉሆ ገፊፉ ምስ ደቆም ናብ ጋሽባርካ ከግዕም ቀንዩ።
ባጤራ ናቕፋ ብፍላይ ካብዚ ቐረባ እዋት ጀሚሩ ኣዝዩ ብምንቍልቋል፡ ኣብ ጸሊም- ዕዳጋ ብመንጽር ሓደ ዶላር 44 ናቕፋ፡ ብመንጽር ሓደ ፓውንድ ስተርሊን ከኣ 53 ናቕፋ ይሽረፍ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። 



ሓደ ካብቶም ዝኸፍኡ ውልቀመለኽቲ ስርዓታት ኣፍሪቃ ኮይኑ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቒ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ ካብዚ ዓመት’ዚ ጀሚሩ ክሳብ 2013 ዝኽፈል ናይ 120 ሚልዮን ይሮ ሓገዝ ካብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ክቕበል ምዃኑEuropeanVoice.com ዝብሃል ናይቲ ሕብረት መርበብ ኢንተርነት ኣፍሊጡ።
The current time we live in is, unfortunately, characterized by a financial crisis and economic recession that has engulfed the entire world. The problem is borderless so should be the solution.