Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሶማሊ-ላንድ ንስርዓት ህግደፍ ኣብ ዘይምልከቶ ጉዳይ ጣልቃ ብምእታዉ ብትሪ ወቒሳ።

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ናይታ ብበይንኣዊ መንገዲ ሃገርነት ዝኣወጀት ሶማሊ-ላንድ፡ ኤርትራ ንጉዳይ ስርዓቱ ብዝምልከት ንዝዘርግሓቶ ጋዜጣዊ መግለጺ ብጣልቃነት ብምቅዋም፡ ተሪር ወቒሳ ዝሓዘ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT