Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓባራዊ ኣኼባ መሪሕነታት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን

edp

መሪሕነታት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ሓባራዊ ኣኼባኡ ብዕለት 11 ሚያዝያ 2009 ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ጀሚሩ። ኣብ’ዚ ብብጾት መስፍን ሓጐስን ወልደሱስ ዓማር፡  ኣቦ መንበራት ላዕለዋይ ሓባራዊ ኣውሃሃዲ ኣካል ዝተመርሐ፡ 16 ኣባላት መሪሕነት ናይ ክልቲኡ ሰልፍታት ዝተሳተፍዎ ኣኼባ’ዚ፡ ሓፈሻዊ መእተዊ ብዛዕባ ክልቲኡ ሰልፍታት ዝሓለፎ መስርሕ ናይ ሓድነትን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን መግለጺ ቀሪቡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT