ኣብ ሃገረ ኖርወይ ኣብ ቀረባ ማዓልታት ዓመታዊ ጉባኤ ብምግባር መሳርሒ ዉልቀመላኺ ኢሰይያስ ዝኾነ ኣኼባ መንእሰያት ህግደፍ ዝተወደበ ንመንግስታዉያንን ዘይመንግስታዉያንን ትካላት ነርወይ ብምድንጋርን ምትላልን ዝተረኽበ ገንዘብ ምዃኑ ኣገልግሎት ቴሊቪዥን ነርወይ ሎሚ ኣማስይኡ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣቃሊዑ ኣሎ፡፡
ኣብ ሃገረ ኖርወይ ኣብ ቀረባ ማዓልታት ዓመታዊ ጉባኤ ብምግባር መሳርሒ ዉልቀመላኺ ኢሰይያስ ዝኾነ ኣኼባ መንእሰያት ህግደፍ ዝተወደበ ንመንግስታዉያንን ዘይመንግስታዉያንን ትካላት ነርወይ ብምድንጋርን ምትላልን ዝተረኽበ ገንዘብ ምዃኑ ኣገልግሎት ቴሊቪዥን ነርወይ ሎሚ ኣማስይኡ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣቃሊዑ ኣሎ፡፡
ስርዓት ህግደፍ፡ ብዝተፈላለየ መንገዲ ኢዱ ብምእታው፡ ኣብ ወጻኢ ዝርከባ ማሕበረኮማት ኤርትራውውያን ዓምቢበን ንኤርትራዊ ማሕበረሰብ ግቡእ ኣገልግሎት ክይህባ ቀንዲ ዕንቅፋት ኮይኑ ከምዘሎ ኣብ ቶሮንቶ (ካናዳ) ዝነብሩ ኤርትራውያን ትማሊ 7 ግንቦት ‘ኤርትራ ብዓይኒ ህዝባ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል መደብ ገምጋም 20 ዓመታት ናጽነት ምስ ድምጺ ኣሰና ኣብ ዘካየዱዎ ሓባራዊ ዘተ ገሊጾም።
ኣብ ሚኒስትሪ ንግድን እንዱስትሪን፡ ሓላፊ ኽፍሊ ንግድ ኮይኑ ክዓዪ ዝጸንሐ ኣቶ እስቲፋኖስ ሃብተ፡ ሚኒስተር ሚንስትሪ ንግድን እንዱስትሪን ኮይኑ ተመዚዙ።
ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ኣትለት መብራህቱ ክፍለዝጊ ሎሚ ሰንበት ሓደ ሕዳር 2009 ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ማራቶን ቅድድም ቀዳማይ ኮይኑ ብምዕዋት ተሸሊሙ።
የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ኣካያዲ ሚኒስትሪ ዜና ኮይኑ ተመዚዙ
ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ምስ ስርሑ ደሪቡ ንሚኒስትሪ ዜና ከካይድ ብኢሰያስ አፈወርቂ ክምዘዝ ክሎ፡ ግዝያዊ ሚኒስትሪ ዜና ኮይኑ ከገልግል ዝጸነሐ ዓሊ ዓብዱ፡
ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ማለት ኣብ ዕለት 01 ግንቦት 2009 ዓ-ም ኣብ ቤት ጽሕፈት ህግደፍ ሎንዶን እቲ ብምልኣት ህዝቢ ዝፈንፈኖ ምሕደራ ስርዓት ህግደፍ፡ ያእዪ! እንተኾነለይ ብማለት፡ ብመሪሕነት ተስፋሚካኤል ገራህቱን ሓረጉ ተስፋማርያም ጓል ቀሺ ብጩሉቕ ኣኼባ ተጋደልቲ ብምባል እኳ እንተተጸውዐ ምንጭታትና ካብ ቦታ ኣኼባ ከምዝሓበርዎ ግን ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝኣክል ከባቢ ሓደ ሽሕ ተጋደልቲ ዝርከብዎ ዓቢ ሃገር ክንሱ ኣብቲ ኣኼባ ዝተረኽቡ ግን ብፍቕዲ 16 (ዓሰርተው ሹዱሽተ) ምምባሮም ኢዩ።
ኣፍሪቃዊ መበቆል ዘለዎ ንደሞክራስያዊ ሰልፊ ወኪሉ ዝተወዳደረ ባራክ ኦባማ፡ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ 2008 ቀዳማይ ጸሊም-ኣመሪካዊ ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ብምምራጽ ታሪኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ።
በሃር ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ኢድንብራ (ዓዲ እንግሊዝ) ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ናይ 9.3 ኪ.ሜ ሃገር ኣቋራጭ ውድድር ጉያ (Bupa) (cross-country championship ) ዝነኣድ ቅድድም ብምክያድ ካልኣይ ደረጃ ወጺኡ።
ሓበን ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ዝኾነ ጅግና ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ኡዳይን (ጥልያን) ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍርቂ ማራቶን ቅድድም ተወዳዲሩ ወርቂ ማዳልያ ብምዕታር ናይ ዝሓለፈ ዓመት ዓወቱ ዓቂቡ።
ኣብ ኤሪ-ቲቪ ኤዲተር ኮይኑ ዝዓዪ ዝነበረ ጆኒ ሕሳቡ ናብ ኢትዮጵያ ከምልጥ ኣብ ዝፈተነሉ እዋን ደሃዩ ጠፊኡ ምህላዉ ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ ዝተባህለ ንመሰል ናጽነት ጋዜጠኛታት ዝጣበቕ ኣህጉራዊ ውድብ ሓቢሩ።
ኤርትራና ኮይኑኪ ዲኺ ትም ክትብሊ
ካልእ ‘ተተረፈስ እህህ እንዶ በሊ
ኣሕሊፍኪ ሃብዩ ‘ዚ ርጉም ቀንጻሊ
ክትሓረልና መታን ናይ’ዚ ርጉም ቆጽሊ።
ተሓጋጋዚ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳያት ኮይኑ ከገልግል ከም ዝተመዘዘ መርበብ ሓበሬታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።