ሓበሬታ ዘይሰነቐ ህዝቢ ውሕስነቱን ቀጻልነት ወለዶታቱን ዘረጋግጹ እዋናዊ ውሳኔታት ክወስድ ኣይክእልን እዩ። ሓደ ካብቶም ቀንዲ ንህዝቢ ኤርትራ ንተደጋጋሚ ግዜ ኣብ ሓደጋ ዘውደቑዎ ኣበራት ድማ ስእነትን ጉድለትን ሓበሬታ ምስናይ ምዝንባዕ ሓበሬታ ንፕሮፖጋንዳ እዩ። በዚ ምኽንያት ህዝቢ ኤርትራ ከቢድ ዋጋ ህይወትን ግዜን ከፊሉ እዩ። ኣሰናን ካላኦት ማዕከናት
ሓበሬታ ዘይሰነቐ ህዝቢ ውሕስነቱን ቀጻልነት ወለዶታቱን ዘረጋግጹ እዋናዊ ውሳኔታት ክወስድ ኣይክእልን እዩ። ሓደ ካብቶም ቀንዲ ንህዝቢ ኤርትራ ንተደጋጋሚ ግዜ ኣብ ሓደጋ ዘውደቑዎ ኣበራት ድማ ስእነትን ጉድለትን ሓበሬታ ምስናይ ምዝንባዕ ሓበሬታ ንፕሮፖጋንዳ እዩ። በዚ ምኽንያት ህዝቢ ኤርትራ ከቢድ ዋጋ ህይወትን ግዜን ከፊሉ እዩ። ኣሰናን ካላኦት ማዕከናት
ምስኪናይ ኢሳይያስ ነዚ ጽውጽዋይ ‘ዚ ክለማመድ እዩ ሰለስተ ሰሙን ወሲዱሉ? ውልቀምልካዊ መራሒ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ነቲ ብራዕዲ ውሒጡዎ ዘሎ፡ ብ21 ጥሪ 2013 ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ፡ ፎርቶ፡ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ (ስርሒት ፎርቶ) ብዝምልከት ምስ ኤሪ-ቲቢ፡ ሎሚ 14 ለካቲት፡ ቅድሚ ፍርቂ ሰዓት ቃለመጠይቕ ኣካይዱ
ባይቶ ስምረት ኣብዘን ዝመጻ ዘለዋ ምዓልታት ካብ ዕለት 16/02/2013 ዝጅምር ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ኣኼባ ከካይድ መዲቡ ኣሎ። ኣብዚ ኣኼባ እዚ ባይቶ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ማሕበርናን ሃገርናን ዓቢ ኣቃልቦ ሂቡ ክዝቲ እዩ። ንውጽኢቱ ብዝምልከት ኣብ መርበባት ሓበሬታ ክንዝርገሖ ምዃና በዚ ኣጋጣሚ ነፍልጥ። ባይቶ ስኤመድሃ ዕለት 13/02/2012
ኣብ መንእሰያት ሃገርና ዝበጽሕ ዘሎ መከራን ሽግርን መቸም ንኹሉ ሰብ ብሩህ ስለ ዝኾነ ምትንታኑ፡ ንቐባራይ ምርዳእ እዩ ዝኸውን። ሳዕቤኑን ጠንቁን ግና ሕብሩ እንዳቐያየረን እንዳበኣሰን እዩ ዝመጽእ ዘሎ። እቲ ገባቲ ስርዓት ከም ነፋሒቶ ዝቀያየር ሜላታት እንዳተጠቀመ ህዝቢ ከገርህን ክጭፍልቕን ይፍትን ኣሎ። መንእሰያትና ኸኣ ናይዚ እከይ ተግባር
A stagnant mind in Asmara reflects at the AU summit in Addis through Girma Asmerom's Vocal Chord PART II by Fetsum Abraham This is a continuation of my last article on Girma Asmerom's speech at the recent AU summit in Addis. That article discussed his grievance vis-a-vis the
ስመር!! ሰጉም!! ብወልደየሱስ ዓንደማርያም እዞም ቃላት እዚኣቶም፡ ነቲ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ዝርከብ መንእሰይ ኤርትራ፡ ንህ.ግ.ደ.ፍ ዝጥቀመሎም መረዳድኢ ቛንቛ ኾይኖሞ ኣለዉ። መንእሰያት ምስ ኣሓቶምን ኣያታቶምን፡ ኣቦታቶምን ኣዴታቶምን፡ “ስመር!! ሰጉድ!! ሰጉም!!” ክብሉ እንከለዉ፡ “ቁጠባዊ መሓውር ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ክስበር ኣለዎ። ብእኡ እዩ ዝርድኦ። ድሕሪ ደጊም፡ ንመጨፍጨፊ ህዝብና ዝጥቀመሉ
ውሓዚ ደገፍ ንሓይልታት ምክልኻል ኣራሚ ምንቅስቃስ ኣብ ፎርቶ ስንክሳር እቲ ሚስጢር ያኢ ደበና ሰማየ ሰማይ ኮይኑ ኣብ ኮረሻ ተሰቂልካ ፟ከም ውሕልልቲ ኣላሚት ፟ተኣኒኖም ዝተወቀሉ᎓ዝተነድቁ ቃላት እናኣምጻኻ ሓሸውየ ተረኺቡስ ሸንኮለል ዕንክሊል እዩ ጸኒሑ እቲ ጸወታ᎓᎓ልጓሙ ከም ዝበተኸ ፈረስ የማነ ጸጋም ዘይብሉ ጉዕዞ ፟ምንባሕ ጽሉል ከልቢ ፟ውሕ ውሕ
Local UN official, NGO claim Israel tells Eritrean nationals that they can either go back to home, where their lives would be in danger, or remain in jail. Eritrean refugees imprisoned in Israel are being coerced into signing "voluntary" departure forms to return to Eritrea -
http://www.youtube.com/watch?v=-tLt8Y9wwWc&width=200&height=200
ኣንቱም ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል! እናተጣርዐ ህዝቢስ ክኢልኩሞ ስቕ ምባል! ገጉድጓድኩም ሒዝኩም ምጽንጻንከ እንታይ ይብሃል? ካብቲ ኣራሚ ምንቅስቓስ ሰራዊት ምብኳር ምሕካል! ንውፉያት ደቂ ህዝቢ ንበላዒ ሰብ መባእ ምኽፋል! ንበይኖም ድዮም ተወሊዶሙላ’ዛ ሃገር? ከየርከብኩም ንበይኖም ዝስዉኡ ዓጽሞም ዝስበር? ንህዝቢ ተስፋ ዘስነቐ ‘ፎርቶ ንህዝቢ ኣበራቢራቶ እሱራት ይፈትሑ! ቅዋም ይተግበር! ይኣክል ውረድ ዝብል ኣዋጅ ዘርግሓቶ’ ዝብል ደወል እናተደወለ
ኣብ ፎርቶ ዘሎኹም! ጋዜጠኛታትና ኣብ ፎርቶ ዘለኹም እስከ ንገሩና ናይ ሰኑይ ውዕሎኹም ኣጋጣሚ ኮይኑ ዕድለኛታት ኢኹም መዓልቲውን ትኹን ሓራ ዝወጻእኹም! ብመግዛእቲ ምልኪ ኣብ ጸላም ከለና ንሓንቲ መዓልቲ ሓለፋ ኩልና ጩራ ዝረኣኹም ናይ ሓርነት ባና ንስኻትኩም ኢኹም ጋዜጠኛታትና ውዕለትኩም ምለሱ *ፈንኪ ስውኣትና! *ንዝገበረልካ ምግባር፡ ነዚ እኩይ ስርዓት ከተገልግልዎ ልብኹም ጠቢርኩም ኣይተዐሽውዎ “ወራስ” ዓራት ኢሎም እናወደሱዎ ሚኒስተር’ኳ ዝኸደ ስልጣን ራሕሪሑዎ! ጎይታ ሰማይ
By Aaron Maasho (Reuters) - Eritrea's President Isaias Afewerki sought on Monday to calm fears of unrest, and in his first reaction to the storming of the information ministry ago by dissident troops three weeks, blamed "bankrupt enemies" for being behind the attack. Eritrean soldiers, backed
http://www.youtube.com/watch?v=8lOW5f3cMZE&width=200&height=200
ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" 7ይ ክፋል ኣምልኾ መላኺ ኢሳያስ ሓደ ካብ ተልእኾታት ሚኒስትሪ ዜና ንኢሳያስ ልዕለ ሰብ (Super Human) ወይ ኩለንትናዊ ሰብ ኣምሲልካ ምቕራብ እዩ። ኢሳያስ ኣብ ዓውድታት ፖለቲካ፣ ሕርሻ፣ ምህንድስና፣ ቁጠባ፤ ኮታ ኣብ ኩሉ ዝተማልአ ፍልጠት ዘለዎ ሊቕ ኮይኑ ንዝቐርበለን መደባት ኤሪ ቲቪ
http://www.youtube.com/watch?v=c583SqKxFu4&width=200&height=200
ብ1990፡ ወደብና ምጽዋዕ፡ በቶም ቅያ ስርሒት ፈንቅል ዝሰርሑ ምዑታት ተጋደልቲ ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ካብ ስርዓት ደርግ ሓራ ኣብ ዝኾነትሉ እዋን፡ ህዝቢ ኤርትራ ባና ናጽነት ርእዩ ዘይተርፍ ዓወቱ ከቋምት ከሎ፡ ስርዓት ደርግ በንጻሩ ማሕነቕቲ ጎሮርኡ ተኣሚኑ ክንሱ ነቲ ዘይተርፍ ዕለተ ውድቀቱ ከናውሕ ናይ ጻዕረሞት ክርክር
ኣታራጣርነት ናይቲ ድሕሪ ስርሒት ፎርቶ ኣብ ዓሰርተ መዓልቲ ዘጋጠመ ሞት ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነት (ጸጥታ) ኮለኔል ዓብድራሕማን ማሕሙድ ጃሲር እናዓበየ ይመጽእ ከምዘሎ ዝረኸብናዮ ኣፈናዊ ሓበሬታታት የረድእ። ዛጊት ረኺብናዮ ብዘለና ሓበሬታ መሰረት፡ ኣብ ቤትጽሕፈት ሃገራዊ ድሕነት ሓላፊ ምምሕዳርን ፋይናንስን ዝነበረ ኮለኔል ዓብድራሕማን ማሕሙድ ጃሲር፡ ብ
A stagnant mind in Asmara reflects at the AU summit through Ambassador Girma Asmerom's vocal chord By Fetsum Abraham The Author of "From Feminist to Rapist"//"The Curse of Being and Living it" A worker was abused by his boss both verbally and physically to find himself surprised
ድሕሪ ‘ቲ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ፡ ኣብቲ ቀንዲ መደበር ተለቪዥን ኤርትራ ተደኵኑሉ ዘሎ ፎርቶ፡ ብ21 ጥሪ ዝተኻየደ ተባዕ ምንቅስቓስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ውልቀመላኺ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብቲ ዓመታዊ ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ዝካየድ፡ ባዕሉ ዝኸፍቶን መደረታት ዘስምዓሉን ዝነበረ፡ ኣብኵሩሉ ዘይፈልጥ ዓመታዊ ጽምብል ስርሒት
http://www.youtube.com/watch?v=mv-ATmh8FJ4
http://www.youtube.com/watch?v=2nH5wokVLHo
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/02/Feb_8_Rally_Speech.pdf"]
ኣብዚ ቀረባ እዋን ደረጀ ደምሴ ወዱ ንጀነራል ደምሴ ቡልቶ ምስ ኣብ ደገ እትርከብ ብእሳት እትፍለጥ ናይ ‘ኢትዮጵያውያን’ ተለቪዥን ቃለ-መሕትት ከካይድ ተከታቲለዮ ኔረ። (ደምሴ ቡልቶ ሓደ ካብ ንስርዓት መንግስቱ ክሳብ ግዜ ሞቶም ዝገልገልዎ ዓበይቲ ጀነራላት ኮይኑ፣ ኣብቲ ኣብ ጉንቦት 1988 ኣንጻር መንግስቱ ሃይለማርያም ዝተፈተነ ዕልዋ መንግስቲ
Dedicated to RAESI TESSEMA by Fetsum Abraham RAESI TESSEMA: I leave the historical details of this spiritualist icon of justice for people to learn from any possible sources. Raesi Tessema, was, however the governor of Akeleguzai once upon a time in his generation where the communal justice
Video Link: Washington DC Demonstration by Eritreans for Democratic Change in Support of Forto 2013
On February 4th, 2013 about 150 Eritrean youth, elders, and others at different age groups that included women, non-Eritrean human rights activists and friends of Eritrea, traveled to Ottawa from cities across central and eastern Canada. As their first destination, all gathered in front of
ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ 8ይ ክፋል 09/02/2013 ኣብ ዝሓለፈ
DATE: MONDAY FEBRUARY 11, 2013 FUNERAL SERVICES: 10:00 A.M. TO 12:00 P.M. PLACE : ST. MARK COPTIC CHURCH 5 Woodstone Dr., Cedar Grove, NJ, 07009 BURIAL SERVICES: 12:30 TO 2:30 P.M. PLACE: ROSEDALE CEMETERY 408 ORANGE RD., MONTCLAIR, NJ, 07050
ድሕሪ ነዊሕ ናይ ምትላልን ምድንጋርን እዋን፡ ኣመሓደርቲ ናይቲ ብኣገልገልቲ ህግደፍ ዝምራሕ ቤተክርስትያን ስታቫንገር፡ ነቲ ብምእመናን ዝቐርብ ዝነበረ በዳሂ ሕቶታት ምምላስ ብምእባይ ከመሳምሱን ከዕገርግግሩን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዕለት 03.02.2013 ነቲ ብህዝቢ ዝቐረበ ዝተፈላለየ ሕቶታት ደም እናጠዓሞም ክምልሱ ተቐሲቦም፡፡ ካብቲ ዝነበረ ኣኼባ ድማ ነዚ ዝስዕብ
መቸም ኩልና ከም እንፈልጦ ህግደፍ ባዕሉ አብ ዝሸርጠጦ ኢትዮ-ኤርትራ ኩናት 40,000 መንእሰያት አሰዊኡ ዮሃና በል ህዝብና ብዓወትካ ተዛዚሙ ኢሉና። አቐዲሙውን ንደሴታት ዝቑር ሓኒሽ አሕሊፉ ንየመናውያን ምስ ሃበን እውን ዮሃና በል ህዝበይ ዘይበለና መዓስ ኮይኑ። ሕጂ ድማ ሕሉፍ ሓሊፍዎም ወዲ ድሙ ከምቀደሙ ኮይኑዎም ህግደፍ ኦክላንድ
It is not every day that an Olympic runner turns up to train at a provincial running club, but that is exactly what happened to Sunderland Harriers. Unfortunately, the circumstances behind Weynay Ghebresilasie's arrival on Wearside make for unhappy reading. The Eritrean 3000m steeplechase runner, who finished
ጋዜጣዊ መግለጺ ሎሚ’ውን ከም ትማሊ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ተኸስቱ ዘሎ ህልው ኩነታት ለውጢ ንምምጻእ ዓቢ ተስፋ ዝህብ’ዩ። ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ክብገስ እንከሎ ኣትሒዙ ሕድሪ ስውእት ይተግበር፣ ኩሎም ናይ ፖለቲካ
አብ ግዜ መግዛእቲ ጥልያን ይኹን እንግሊዝ ኮታ ክሳብ እቲ ናይ መጨረሻ ባዕዳዊ ገዛኢና ዝነበረ መራሒ ኢትዮጲያ ኃይለሥላሴ ይኹን ፋሽሽታዊ ደርጊ(መንግስቱ ኃ/ማርያም) ህዝብና ኣንጻሮም ዝገብሮ ቃልሲ ክሓንን ከሎ
ስርዓት ህግደፍ ድሕሪ ናይ ግንቦት 1993 ሰላማዊ ሰልፍን ኣድማን እቲ ዝያዳ በዳሂ ምንቅስቓስ እዚ ኣብ ዕለት 21 ጥሪ ዝተራእየ ናይ ክፍሊ ዜና ንሰዓታት ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻር ተባዓት ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ክተሓዝ ምዃኑ እዩ። ንብዓት ኣዴታትን መርገም ኣቦታትን ሰማይ ዓሪጉ ከንቱ ረሃጽ መንእሰያትና መሬት ካብ ዘጨቁ ዓመታት
ኤርትራዊ ምንቅስቃስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን- ደቡብ ኣፍሪቃ (ኤምዲሰመ)፣ አብቲ ብዕለት 01 ለካቲት 2013 ኣብ ንውዮርክ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ዝተኻየደ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ባይቶ መንእሰያት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት፤ ተሳቲፉ። ኣባል ፈጻሚ ኣካል ኤምዲሰመ፤ ኣቶ ሜሮን ሰመዳር፤ ንኤምድሰመ ብምውካል ኣብ ኣብ ዘስመዖ መደረ፤ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መዳርግቲ
መንግስቲ ሱዳን ኣብ ኤውሮጳ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ (Travel document) ዘለዎም ኤርትራውያን ናብ ሱዳን ከይኣትዉ ዝኽልክል ኣዋጅ ከምዘውጽአ ተፈሊጡ። በዚ መሰረት፡ ብረቡዕ 6 ለካቲት ካብ ነርወይን ጀርመንን ስድራቤቶም ክበጽሑ ናብ ሱዳን ዝገሹ ኤርትራውያን፡ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ካርቱም በታ ዝኣተዉላ መንገዲ ኣየር ቱርኪ ብኡንብኡ ከምዝተመልሱ እቲ
(( ኣገዳሲ ሓበሬታ )) መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሎንደን ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ናይ እግሪ ግዕዞ ካብ KINGS CROSS STATION ጀሚሩ ክሳብ ኤምባሲ ኤርትራ 96 WHITE LION ST. ንዓርቢ 22.02.2013 ካብ ሳዓት 12፡00 ( ፍርቒ ማዓልቲ ) ክሳብ ሳዓት 5፡00 ምሸት ይኣክል ንውልቀ ምልኪ፡ ሕቶ ሕዝቢ