ምርጫ መንእሰይ ወለዶ ኣስተውዕሉ ዕንኪልል ኣይትበሉ መዕለቢ ግበርሉ፡ እቲ ጉዳይ ሃገር ጉዳይኩም
ምርጫ መንእሰይ ወለዶ ኣስተውዕሉ ዕንኪልል ኣይትበሉ መዕለቢ ግበርሉ፡ እቲ ጉዳይ ሃገር ጉዳይኩም
ውሽጣ’ባ ይኸፍእ! ጠመተና ብዓንዳ ርእሱ፡ ናብተን ኣሓ ዘይኮነስ፡ ናብቲ ጓሳ እተን ኣሓ’ኳ እንተኾነ፡ ሓደ ሓደ ግዜ ግን ንከም ብዓል ተስፋሚካኤል ገራህቱን ግርማ ኣስመሮምን ዝኣመሰሉ፡ ዘይተገርሑን ዘይጸረዩን፡ ምሂራትን (ንኣሽቱ ኣፍራስ) ዝራባዓትን፡ ምግራሕን ምግናሕንውን ኣይጽለኣን’ዩ ኢለ’የ፤ ሎሚ ናብቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ድምጺ ኣመሪካ መደብ ትግርኛ (v.o.a)፡ ንኩነታት ሃገርና
Eritrean-Ontarians celebrate the 52nd anniversary of Bahti-Meskerem: (Press Report) Lithuanian House in the western part of Toronto, where many Eritrean families hold their wedding parties, became the most favoured destination for many proud Eritreans on Sunday evening, September 1, 2013. Carried away by the strong national
ዝኸበርኩም ኣብ ስቅያትን ኣብ ኣርዑት ጭቆናን ዘለኹም ኤርትራዊያን!! ምናልባት እዛ ኣርእስቲ ምስ ኣንበብኩም ተሰንብደኩም ትኸውን፤ትሕዝቶ ነይዛ ጽሕፍቲ ጥልቕ ኢልኩም ምስ ኣንበብኩማ ግን እታ ኣርእስቲ ካብ ሓቂ ዝረሓቐት ከም ዘይኮነት ክትርድኡለይ ተስፋ እገብር።ኤርትራ ከምቲ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ንህዝቢ ኤርትራ ንምትላል ወይ ንምቕሻሽ ብዝተፈላለዩ ናይ ምትላል ሜላታት ከም ንግደት
ብርዐይ ልሳነይ ኢያ!!!(መልእኽቲ ነቶም ልሳን ህዝቢ ክዓብሱ ዝፍትኑ) ብርዐይ ልሳነይ ብኣ'የ ዝገልጾ ናይ ልበይ፡ ብርዐይ ሓያል'ያ ዘራይ ዘይድልያ፡ ኣብ ጸሓይ ቁሪ ፈታዊ ጸላኢ ተጥሪ፡ ኣብ ሽግር ራህዋ ብርዐይ ሓይሊ'ለዋ፡ ኣይትጽሕፍን ብወዝቢ ጻዕራም ከም ንህቢ ጠበቓ'ያ ናይ ህዝቢ፡ ኣብ ጊዜ ሽግር ንሓቂ ትምስክር፡ ኣብ ጊዜ ጸበባ ተጽንዕ ንህዝባ፡ እዛ ብርዐይ ኢያ ልሳነይ፡ ኣይትፈርህ መሊሳ ትበልሕ ዓመጽቲ ትገንሕ፡ ብርዐይ ኮርዒዳ ኣብ ኩሉ ዓዳ ተርክበሉ ኣብ ዝኸደት ከይዳ፡ ብርዐይ ዓቃል ንጸላእታ ተካል፡ ፈታዊት ሓቂ መርሃዊት ናይ ጭንቂ፡ ብርዐይ ጸግዒ ድኻ ፈታሒት ማሕለኻ፡ ወገን ዘይብላ ዘይትምሕር ዝበደላ፡ ኣደ ውጹዕ ንሓያል ትቐጽዕ ሓቂ ተውጽእ፡ መን ክኽልክላ የለን ዝሕይላ ምእንቲ ህዝቢ ትዋጋእ ዘሊላ፡ ነኽብራ ብሓይሊ ኣይንቕበራ ትዛረብ'ያ ካብ መቓብራ ትወጽእ'ያ ጉድጓዳ ፍሒራ፡ ፡ ፍትሒ ይንገስ ወልዱ ተኽለ
መእተዊ ኣብ ደያስፖራ ዝርከቡ ዜጋታትን ክምኡ እውን ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ካብቶም ንሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ገጢሞሞ ዘለዉ መዋጥራት ከላቕቑ ጻዕርታት የካይዱ ኣለዉ። እዚ ኣብ ስቶኮሆልም ተጸዊዑ ዘሎ ኣኼባ ሓደ ዕላማ ጥራይ እዩ ዘለዎ ንሱድማ ፥ “መዋጽእ ካብ ወጥሪ ሃገራዊ ባይቶ” እዩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/Initiative.pdf"]
Twenty years ago some of our compatriots were complaining to the approaches we are using in dealing with our national problems.This complaint is well founded, because we should have first put the framework of finding of the exact problems and then lay down the sequences
ብዛዕባ ሜላታት ሰደት እቲ ኣግኣዚናን ሓላዪናን ዓቢዪ ሓው ኢሳያስ ኣፈጨርቂ በቶም ኣብ ፈቐዶ ምድረ በዳን ባሕርን ዝጠፍኡ ዘሎዉ መንእሰያት ተስቈርቍሩ ‘ሜላታት ዕዉት ስደት’ ዝሰየሞ መጽሓፈ መምርሒ ጉዕዞ ስደት ደሪሱ ኣሎ። እቲ መጽሓፍ ቅድሚ ምዝርግሑ ከንብቦ ዕድል ስለዝረኸብኩ ነቶም ክትስደዱ ትሓስቡን ኣብ ጉዕዞ ስደት እትርከቡን መንእሰያት ሃገረይ
http://www.youtube.com/watch?v=HX1XIeEB8g4&width=200&height=200
ብምኽንያት መበል 52 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡- ባሕቲ መስከረም 1961 ህዝብታት ኤርትራ ብባዕዳውያን ገዛእቲ ዝወርዶም ዝነበረ ኩለ-መዳያዊ ግፍዕታት፡ግህሰታት ሃገራዊ ነጻነት፡ ሓርነታዊ ልዕላውነት፣ ባህላዊ ጽቕጠት፣ ምዝመዛ፣ ስእነት ፍትሕን ርትዕን ንሓንሳብን ንሓዋሩን ንምውጋድ ክብሉ፡ ብሰላማዊ ኣገባብ ሓቲቶምን ተቓሊሶምን ኣወንታዊ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/Oslo-Norway.pdf"]
ህዝቢ ኤርትራን ተቓለስቲ ሓይልታቱን ነቲ ብመሪሕነት ጅግና ስዉእ ሓምድ ኢድሪስ ዓዋተ፡ ብተጋድሎ ሓርነት ኤርተራ ኣብ ጐቦ ኣዳል፡ ብሓደ መስከረም 1961ዝተጀመረ ብረታዊ ተጋድሎ ብምዝካር ከብዕል ይርከብ። ስዉእ ዓዋተን ብጸቱን፡ ጽንኩር ኵነታት በዲሆምን ዕንቅፋታት ጠሓሒሶም ነታ ንህዝቢ ኤርትራ ዝጸውዐት ናይ መጀመርታ ጥይት ተኰሱ። እቲ ብከም’ዚ ዝጀመረ ሰውራ
ሽግር ኤርትራ: ፍታሕ ብኤርትራውያን :: ቀዳማይ ክፋል ሽግር ኤርትራ ( ኣማውቱና 2013 ) ሓደ ሰብ ወይ ጉጅለ ወይ ማሕበር: ሽግር ናተይ ፍታሕ ናተይ ክብል እንከሎ:: ኣገናዕ ክትብሎ ጥራሕ'ዩ ዘለካ:: እዚ ኣብ ጉዳይ ፓለቲካን መሰልን ጥራይ ዘይኮነ: ኣብ ዝኾነ ካልእ ማሕበራዊ ሽግራት'ውን: እቲ ጸገም ኣለኒ ዝብል: ጸገሙ ክፈትሕ ምሉእ
ጎረቤተይ ናይ ክልተ ሰሙን መገሻ ስለ ዝነበራ ክትዛረበሉ ዘሕፍር ሓደራ ኣሰኪማትኒ ከደት። ንሳ ዝበለቶ፡- ክብርትን ፍቅርትን ጎሬቤተይ፡ እዛ ዘሰክመኪ ዘሎኩ ሓደራ ብድሕረይ ንክትፍጽምለይ ቃል እተውለይ ፣ ሕድርኪ ሕድሪ ጎሮረኪ። ኣነን ንሶምን ተረዳዲእና ኢና። ተቃላጢፈ ጸገም የሎን በልክዋ። ጸኒሔ ዝኣተክዎ ሓደራ ከየዕብር ኩለን እተን ዝበለትኒ ኣብ ምፍጻም
Building trust by joining efforts in the opposition camp By Fesseha Nair The Eritrean Democratization process is still in its initial phase or is only at its rhetorical stage. After more than ten years’ the outcome of these waves of accusations and blames led to more
ሰራዊት ሕድሪ ካብጀመሩ ፡ ስቓይ ህዝብና ከብቅዕ ፡ህግደፍ ክሓጽር ዕምሩ፡ ወዮ ሜዳስ እነሆለ በሉ፡ ሰብ ሓቦ ሰብ ኒሕ ተቓለስቲ ዕሰሉ ዕሰሉ። ብዛዕባ ኩነታት ህዝቢ ኤሪትራ መነባብርኡን ህላወኡን መዓልታዊ ካብ ዝኸፍኤ ናብ ዝገደደ ክፉእ፡ የንቆልቍል ከምዘሎ ብተደጋጋሚ ክግለጽ ጸኒሑን ኣሎን። ነቲ ኣብ ጉባኤ ኣዋሳ ካብ ጉባኤኛታት ዝተዋህቦም ለበዋን ውሳኔን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/Ogbai_Sept.pdf"]
ምስ ሕቶታት ተሳተፍቲ። 3ይ ክፋል፡ 30-08-13፡ ሕቶ፡ እዞም ናይ ሎሚ መንእሰያት ንስኹም ትብህግዎ ለውጢ ከምጽኡ ኢልኩምዶ ትሓስቡ? እስከ ቅድሚ መልሲ ምሃብ ብዛዕባ ቋንቋ ዝመጸ ገለ ንእሽቶ ሓበሬታ ኣላትና‘ሞ ከነቕርባ ይፈቐደልና። ብሓፈሻኡ ብዛዕባ ትርጉምን ኣገዳስነትን ቋንቋታት ብፍላይ ድማ ብዛዕባ ሃገራዊ ቋንቋ ብዙሕ ክንብል
Reuters in Jerusalem theguardian.com, Friday 30 August 2013 02.57 BST Israel plans to soon begin deporting migrants from Eritrea and Sudan, who number more than 50,000, back to Africa via Uganda, officials said. Israel regards most of the Africans as illegal visitors in search of jobs, and largely rejects the position of human
ክፍሊ ኣካላተይ! መሰልና ግሂሱ ክብርና ኪደፍር ብዘይ ሕግን ፍርድን ንጹሃን ኪኣስር እናረኣኽዮ ኣባጽሕ ኪቐብር ሓቂ ንኺግለጽ ተኾንኪ ምስክር እንታይ ኣሎዎ ዓይነይ ዘፍርሕ ዘሕፍር!? ብለይትን ብቐትርን ከፍስሱ ንጹህ ደም ዓይኒስ ሕማቕ ሪኣ እስከ ደሓን ትህደም ልሳን ግን እንታይ እዩ እቲ ናትኪ ጸገም? *በሃም እትኾኒ ዓመጽ ኪደጋገም! *ኪዛረብ እናኸኣለ ኪዛረብ ግን ዘይክእል (ዓባስ) ካብ ሃገሩ ወጺኡ ኣብ ስደት
By Whitney McFerron - Aug 29, 2013 5:26 PM GMT Dry weather in Eritrea delayed crop growth “substantially” this season in the eastern African nation and eroded pastures needed to feed livestock, the European Union’s crop-monitoring service said. Drier-than-normal weather in July postponed the start of the so-called Kremti rainy
ከም ዝፍለጥ አብ ኤርትራ አብ ግዜ ክራማት ኢና ንርከብ። ብሰንኪ አብ ኤርትራ አጋጢሙ ዘሎ ናይ ነዳዲ ሕጽረት እቲ ክሕረስ ዝኽእል መሬት ክሕረስ ኣይክኣለን ዘሎ። እዚ ዝኽውን ዘሎ ነተን ዝርካበን ትራክትራት ሚኒስትሪ ሕርሻ ከምቲ ዝድለይ ንኸዋፍረን አይክኣለን። እዚ ድማ ቀረብ ነዳዲ እቲ ስርዓት ከቕርብ ብዘይምኽአሉ ኢዩ። አብ መላእ
A slogan borrowed from a different era will not gain us supporters Do I Believe in “Eritrean Solutions for Eritrean Problems”? Yes, I do believe in "Eritrean Solutions for Eritrean Problems” and so does every Eritrean. As such, I was willing to represent EYSC in
ምስ ሕቶታት ተሳተፍቲ። 2ይ ክፋል። 28-08-13። ነዚ ሓድሽ ኲናት ሓደ‘ዃ ክመጽእ ኢዩ ኢሉ ዝተጸበዮ ኣይነበረን። ህግደፍ ድማ ንኲናት ዝከውን ቅንጣብ ምድላው ኣይ ገበረትን። ኲናት ኲናት ጥራይ ኢዩ። እሞ እዚ ሓድሽ ኲናት ንምንታይ ብኸመይ መጺኡ? ዝምልስ የለ መገላበጢ ግዜ የ ለ። ጥርቅም ጥራይ! ሓንቲ ሒዝካ ጭፍራ ወያነ፡
The Maltese military has rescued 84 migrants from a dinghy floating adrift on rough seas, according to officials. The 77 men and seven women were found about 81 nautical miles off the south coast of Malta and brought ashore, the Armed Forces of Malta (AFM) said. Meanwhile,
fetsumraham@yahoo.com “ሎም ዘበን ክረምቲ ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ናይ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቁጽሪካብ 1991 ጀሚሩ በብዓመቱ ምስ ዝነበረ ብዝሒ በጻሕቲ ብምውድዳር፣ ካብማንም ግዜ ኣዝዩ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራብምውካስ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።“ What do you expect when the government keeps on suffocating the Diaspora through its indefinite 2% illegal taxation and monopolizing business completely? What do you think will happen when you fail to provide food, electricity and water to the people? You cannot run a nation
http://www.youtube.com/watch?v=k7dJN-xqx3U&width=200&height=200
ናይ መወዳእታ ዕርዲ ህግደፍ ቀዳማይ ዕርዲ ተቓውሞ - ምስምስ ብኢትዮጵያ
Unfiltered Notes: Pessimism Is Not an Option Date: August 24, 2013 by Tewelde Stephanos Email: testifanos@gmail.com Pessimism has been the prevailing state of mind in Eritrea for some time. And why not? There sure is plenty to be pessimistic about. Ruled by unenlightened group that has consistently
ሰበ-ስልጣን ህግደፍ! ሰበ ስልጣን ህግደፍ ረብሓ ዘዕወረኩም ካብ ጊላነት ምልኪ እንከይተላቐቕኩም እርጋንን ሕማምን ተደራሪቡኩም ታሪኽ ቅያን ዝናን ብሕስረት ቀቢርኩም ብብልሒ *መቓፍር ክትጠፍኡ ምፍቃድኩም *ተካል ዚመጋብሩ፡ ተንኮለኛ ልብኹም ደፊኑ እንታይ ዓኒዱኩም? ኣንቱም ሰብ *መልዕሎ ኣባሓጎታትና *ጡረታ ኣብቲ ፈስቲቫልኩም ዚዳሎ ብስምና ደድሕሪ’ቲ *ፊጌን መጥፍኢ ህዝብና *ጸዋግ፡ ገታር፡ ንጹል ዘብዘብ እናበልኩም ክትጎዩ ርኢና ከም ከልቢ ምሕሳርኩም ስለኹም ሓፊርና! ንሓርነትን ክብርን ከምዘይተቓለስኩም ደድሕሪ እቲ *ከይሲ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/Invitation_letterSG.pdf"]
ሎም ዘበን ክረምቲ ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ናይ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቁጽሪ ካብ 1991 ጀሚሩ በብዓመቱ ምስ ዝነበረ ብዝሒ በጻሕቲ ብምውድዳር፣ ካብ ማንም ግዜ ኣዝዩ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምውካስ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ቀንዲ ምኽንያት ምጕዳል በጻሕቲ ሕጽረት ኣገልግሎታትን ሃለኽትን ብሕልፊ ድማ እቲ ንቡር
Current development: The isolated and most secretive country has so far dispatched only three press releases this year and here they are: Eritrean Press Releases in 2013 from SHABAIT Monday, 29 April 2013 "Moon of the South", an obscure weekly magazine, published excerpts of an interview with Francois Bozize,
ምስ ርኢቶታት ተሳተፍቲ። 23-08-13፡ ብዛዕባ እቲ ‘ሰነዳት‘ ኢልና ዝጀመርናዮ መደብ እንድዩ፡ ኣብ መወዳእታ መዛዘሚና ምስ ርኢቶታት ተሳተፍቲ ክንገብር ብ ዝኣተናዮ ቃል መሰረት ኢና ሎሚ ተቐልቂልናኩም። እቲ በቢእዋኑ ዝቐረበ ርኢቶታት ድሮ ርኢኹሞ ኣለኹም። እቲ ዘይ ረኣኽሞ ገሊኡ ከምቲ ዝቐረበ ገሊኡ ድማ ዝተፈለየ ርኢቶታት ኢዩ በጺሕና ዘሎ። ብትሕዝቶ
ወዲ ገራህቱ ወኻርያ’ዶ ክብለካ ነፋሒቶ ዘመንና ናትካስ ንበይኑ እዩ በዚሑ ኣመና ጭእዶ ክብለካ ሽለት ናይዛ ምድሪ ሹመኛ ወይጦታት ዘይስቈሮ ነውሪ መጋበርያ ጭፍራ ከዳሚ ለዅመኛ ብኸብዱ ዝጥበር ብልሹው ገበነኛ ረሳዒ ስዉኣት ምስ ጠላማት ዘዅድድ ናይ ምሁር ደንቆሮ ናይ ዘመንና ዕቡድ እዚ ዒታ በድኒ ዝጨነወ ውሽጡ ቆምሽጢ መላኺ መረሃጫ ክዳን ለይቱ። ንምንታይ ኢኻኸ ኣብ ጻልጣ ሓሶት ትሕክል ህዝብና
ኣብዛ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ትመሓደር ዘላ ኤርትራ ቀንዲ መርመርትን መጋፋዕትን ኮይኖም ሰብ ካብ ዘሳቕዩ ዘለዉ መጋበርያ እዞም ዝስዕቡ እዮም። ወዲ ምስግና፣ ዕባይ ከረን ወዲ ጋላ፣ ዕባይ ኣስመራ (መበቆል ዓዲ ሰንዓፈ) ወዲ ምቁር፣ ዕባይ ኣስመራ ወዲ ኸበደ(መበቆል ዓዲ ማዕረባ) ወዲ ኻሕሳይ (መበቆል ዓዲ ድባርዋ) ወዲ ሃይለ (መበቆል ዓዲ ሰንዓፈ) ምኪኤል ኢሳቕ (መበቆል ዓዲ፣