ብሳላ ጸጋ ዕደመኡ ኣብ መዋእሉ 5 መንግስታት ዝረኣየ፡ መጻሕፍቲ ብምንባብን ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ምብስታፍን ዝደለቦ ፍልጠት ከምኡ’ውን ኣብ ብዙሓት ወጻኢ ሃገራት ብስራሕ ክንቀሳቀስን ዕድል ዝረኸበ ዓርከይ፡ “ብኣጋጣሚ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ(2015)መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ህዝብና ካብ ስርዓት ኢሳያስ ዝጽበዮ ጽቡቅ ሓድሽ ነገር እንታይ ክኸውን ይኽእል” ኢሉ ምስሓተተኒ፡ “ኣንታ
ብሳላ ጸጋ ዕደመኡ ኣብ መዋእሉ 5 መንግስታት ዝረኣየ፡ መጻሕፍቲ ብምንባብን ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ምብስታፍን ዝደለቦ ፍልጠት ከምኡ’ውን ኣብ ብዙሓት ወጻኢ ሃገራት ብስራሕ ክንቀሳቀስን ዕድል ዝረኸበ ዓርከይ፡ “ብኣጋጣሚ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ(2015)መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ህዝብና ካብ ስርዓት ኢሳያስ ዝጽበዮ ጽቡቅ ሓድሽ ነገር እንታይ ክኸውን ይኽእል” ኢሉ ምስሓተተኒ፡ “ኣንታ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/Poster_Public-Meeting_May-9-20151.pdf"]
ኣብ ምህናጽ ኤርትራ፡ መራሕትን መሃርትን፡ ቀየስትን ፈጸምትን፡ ተፋላሰፍትን ተማራመርትን፡ ተኻላኸልቲ ልኡላውነትን፣ ክኾኑ ዝግበኦም ኣሻሓት መንእሰያትን ህጻናትን ኣብ ደልሃመት ስደት ንዝወርዶም ዘሎ ቀጻሊ ቅዝፈታት ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ። ኣብ ኤርትራ፡ ቅትለት፡ መዋጸኦ ዘይብሉ ጨካን ማእሰርቲ፡ ማሕዩር፡ ሰብኣዊ ግህሰት፡ ብሓጺሩ፡ ስግር እቲ ጸላም ብርሃን ዘይራኣየሉ ህይወት፡ ቀንድን መሰረታውን
https://www.youtube.com/watch?v=trh-4dXKc6c&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=vixdknmWgL4&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=OIJ0twE-Kuo
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/Candil-vigil_US.pdf"]
ንሓደ ግንቦት መዓልቲ ሰራሕተኛታት ዓለም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተጸውዐ ሰልፊ፡ ኤርትራዉያን ደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ ስታቫንገርን ከባቢኣን፡ ነቲ ኣጋጣሚ ብምጥቃም፡ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ አኪል ኣሰና ካብታ ከተማ ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ንምርዳእ ተኻኢሉ። እቲ ብምረሻ ባንድ ዝተዓጀበ ሰልፊ፡ ልዕሊ ክልተ
መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቶም ናብ አውሮፓ ክሰግሩ ክብሉ አብ ሊብያ አብ ከቢድ ሽግር ወዲቖም ዘለው ዜጋታቱ ብሰላም ንኽውጽእ ጻዕርታት ይገብር ከምዘሎ ተፊሊጡ አሎ። ብመሰረት 28.04.15 መግለጺ ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ዶክትር ቴድሮስ አድሓኖም፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ሱዳንን ግብጽን ብምኻን ነቲ ስደተኛታት ናይ ምውጻእ መስርሕ የካይዱ
አብ'ዚ ለንቅነ ሓያለ ቤተሰባት አብ ኤርትራ አብ ማዕከላይ ባሕሪ ብዘጋጠም ዘሎ ናይ ሞት ሓደጋታትን፤ ብአሸበርቲ ጉጅለታት ብዘጋጠመ ቅጥለት ንጽሃት፤ ከምኡ ድማ ሃለዋት ደቆም ዝጠፍኦም ቤተሰባት፤ አብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ኤርትራ ምርድእ ብዙሓት ቤተሰባት ይኩሕኩሓ አብ ዘለዋሉ ህሞት ንርከብ። አብዚ ለንቅነ አብ ገለ ዓድታት አብ ከበሳታት ኤርትራ አብ
By Dr. Russom Mesfun Eritrean communities in the diaspora are taking steps to commemorate Independence Day on May 24 without the usual musical celebrations due to the loss of hundreds of Eritreans in a shipwreck and the shocking slayings by ISIS terrorists. Concerns that some of the
Candlelight Vigil in Seattle on Friday 1st of May to express our condolences to the victims of ISIS in Libya and the tragic death of 350 Eritreans in the Mediterranean Sea. Venue and time of Candle Vigil: Rainier Valley Cultural Center 3515 South Alaska St Seattle , WA 98118
Candlelight Vigil on Sunday, 3 May 2015 at 3.00 pm Venue: Hide Park, Speakers Corner. Protest at the Eritrean Embassy 96 White Lion Street, London N1 9PF, on Friday May 1, 2015 from 4.00 to 6.00 pm. organised by Concerned Eritreans in the United Kingdom
April 27, 2015 Dear Eritrean brothers and sisters, The Eritrean-Canadian community Association of Ottawa is planning to hold a candlelight vigil to remember Eritrean, Ethiopian and other victims of the latest boat accidents in the Mediterranean Sea and those who were murdered by Libyan terrorists and also
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/Russom-mesfun-seminar.pdf"]
Reporters Without Borders (www.rsf.org) Press release 28 April 2015 ERITREA EU plans to provide Eritrea’s oppressive regime with new funding Reporters Without Borders calls on the European Union to condition additional aid to Eritrea via the European Development Fund (EDF) on a significant improvement in fundamental freedoms, including freedom of
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/CANDLE-VIGIL_ogbay.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/Pastor-Gebremichael-Yohannes-.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/news-for-free-press.pdf"]
Exclusive: Confidential draft from summit reveals that only 5,000 migrants will be allowed to resettle in Europe with large numbers likely to be repatriated Migrants wait to disembark from an Italian navy ship in Salerno. Theresa May and Philip Hammond believe such rescue operations create
ሰላምታና ብምቕዳም ኣብ ከባቢ ባየርን (Bayern) እትርከቡ ኣሕዋት እዚ ኣብ ሳሃራን ሊብያን ባሕርን ዝጠፍእ ዘሎ ህይወት ደውክብልን ስቅያት ሓፋሽ ህዝብና ከብቅዕን ከምኡ’ውን ብፍላይ ሕብረት ኤውሮጳ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብምስምማዕ ወጢኖሞ ንዘለዉ ዘይፍትሓዊ ምምላስ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ንምቅዋምን ኣብ ከተማ ሙንሽን ማእከል ሽታኩስ (Stacus) ድምጽና
EXCLUSIVE: IBTimes UK talks to Nael Goitom, who escaped IS in Libya after a month in captivity. A 16-year-old Eritrean migrant who escaped captivity under the Islamic State (Isis) in Libya has exclusively told IBTimes UK that the jihadists forced him to watch the beheading and shooting of
Alessandro Bruno The 700 or more migrants who died in the Mediterranean, just as those on the opposite side of the Atlantic who every day die attempting to cross the border between Mexico and the United States (some 30,000 people per day) represent one of the
ደምና ከይሓተካ! ዕዳኻ'ባ ኪፈል ባሕሪ ከሓሰና ስለኻን ንኣኻን ከምዛ ዘይደመና ከምዘን ደቂ ዛግራ እናተበትንና ዓይንኻ ዓሚትካ እትጥምተና እንታይ እዩ እቲ ጸገም እስከ ንገረና!? ንስኻ እንከለኻ ደምና ዘስብሓካ *ብጻኦት ክንስደድ ድሕሪት ገዲፍናካ *ብብዝሒ ትም ኢልካ ትዕዘብ ከምዘይምልከተካ ነቲ መጥፍኢና ዓገብ ዘይምባልካ ግደፍ'ባ ባሕሪ ደምና ከይሓተካ! ንሃልሃልታ ሓዊ ብዓረር ገጺብና ህይወት ዝበጀና ንኣኻ ዓቂብና ምልኣትካ ዘውሓስና ንጹህ ደምና ኣፍሲስና እናተሰደድና ምልኪ
ድርብ መሪር ሓዘን ዕለት 25.04.2015 ክሳዉዲ ደቅሰብ ከም መሸላ ክጉናእ ኣራእስ ደቅሰብ ብጥይት ክጋማማዕ የሕዝን ከም ሕሱም የንብዕ ኣእምሮካ የዛናብል..ልብኻ ደም የንዝዕ ገበኖም ክርስትያን ጥራሕ ስለዝኾኑ ከም ኣባጊዕ ፋሲካ ብካራ ዘኽስተኑ ጽዩፍ ተግባራቶም ብዓለም ተኾኒኑ ናይ ግዜ ጉዳይ ኢዩ እንበር.. ናይ ኢዶም ክንደይ ከይስእኑ ኣብ መሬትን ኣብ ሰማይን .. ሃልሃልታ ጋሃነም ከስሓኑ ኣብዓዲ ሞት ፡ ኣብስደት ሞት ኣበይ
https://www.youtube.com/watch?t=11&v=O7ZiBVFzEiI
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/ዓሻ-ሰበይቲ.pdf"]
Most of the contributors listed on the donation table are some among the very few loyal and generous Radio Assenna financial backers who kept Assenna on air since its inception in 2009. The very people who prompted our moral pain after being overburdened with constant
ኣብ ከተማታትን ሓውሲ ከተማታትን ኤርትራ፡ ሕጽረትን ቅልውላውን መንበሪ ኣባይቲ ሓደ ካብ ዝዓበዩ ሕማም ርእሲ ህዝብና’ዩ። ቀንዲ መንቀሊ ናይዚ ጸገማት ድማ፡ ጋሕማጥ ምምሕዳርን ምስ ዘሎ ማሕበራውን ቁጠባውን ክውንነት ሃገርና ዘይቃዶ ኣሰራርሓን ሜላታትን ስርዓት ኢሳያስ’ዩ። መንግስቲ፡ ብዓዲ፡ ከተማ ወይ ብውልቀ ዝውነን መሪት ብኣገባብ ክወስድ ስልጣን ኣለዎ። ይኹን
ኣሳፊሕካ ሞት፡ ተኾርሚኻ ሞት። 25.04.2015፡ ኣቐዲመ ፈጣሪ ንኩሎም ግዳያት ኢዱ ዘርጊሑ ክቕበሎም እምነ። ክቡራት ደቂ ኤርትራ ደቂ’ዛ ሕያወይቲ ኣደ! ቅንያቱ ኣስደሚምኩም ከምዘሎ እመስለኒ። ልዕሊ ኩሉ መን ከምዘርድእ ጨኒቕና’ዃ እንተ ሎ እቶም ተረከብቲ ግና በቢልብና ተራኺብና ኣለና። ግደ ሞራል መን ኢዩ ምስ’ዞም መርድእ ዘእውዩልና ወይ መራኸቢ ብዙሃን ክተሓ
ክንዲ ንሓደ ኣባሲ ምጽፋዕ ተተሓሒዝካ ብሃገርካ ምጥፋእ ‘ሲ ምስ ምንታይ ይጽብጸብ? ንሕና እቶም ነዚ ስግንጢራዊ ኩነት ኣፍቂድና ነብስና ምፍቃድ ኣጊሙና ህዝቢ ንገዛእ ርእስና ኸ ምስ መን ኢና ንቝጸር? ነዚ እንነብረሉ ዘለና ጸሊም ዘበን፣ ጸሊም ሰሙን ተወሲኹዎ፣ ግዳያቱ መድሕን፣ ሓተቲ ኸኣ መልሲ ስኢኖም ስለዘለዉ፣ ምላሽ ከይተጸበና፣ ሓዘን
ንግዳያት ናይ ማእከላይ ባሕርን ነቶም ብኣይስስ (ISIS) ዝፍለጥ ግብረሸብራዊ ዝተቐዘፉ፡ ኢትዮጵያውያንን፡ ኤርትራያውያንን፡፡ ቦታ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ሰንተር 590 Shawmut Ave. Boston , Ma. 02118 ዕለት ሰንበት ሚያዝያ 26 (Sunday April, 26) 2015 ሰዓት፡ 5፡00 ድ.ቐ. ብደሓን ምጹ፡፡ ኣካያዲት ቦርድ
ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሃለቑ መሳኪን ስደተኛታት ንምዝካር፣ ብኢጣልያውያን ተደናገጽቲ ዝተወደበ ዝኽሪ ሽምዓ ኣብ ሚላኖ፣ ኢጣልያ ን 28 ሚያዝያ ሰዓት 9፣00 ምሸት ክግበር እዩ። ኣብ ሚላኖን ከባቢኣን እትርከቡ ግዱሳት ኤርትራውያን ሸሸምዓኹም ሒዝኩም ኣብቲ ቦታ ተረኺብኩም ግዳያት ክትዝክሩ ነዘኻኽር። ዝካየደሉ ቦታ፣ ኣብ ዳርሰና DARSENA ጥቓ PORTA GENOVA
Ali Addeh refugee camp, Djibouti (CNN)Henol and Mebratu emerge from their current home, a modest structure with plastic sheeting serving as its roof, carrying the "master folder." One of the most important documents on the camp, it's a record of each Eritrean's name and their case
By Jim Reed and Adam EleyBBC Victoria Derbyshire programme The number of Eritrean refugees arriving in the UK doubled last year to become the highest total from any single country. But could new Home Office guidance mean many others are refused asylum? "There's no freedom of speech
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/ተመን-ኣብ-እግርካ-02.pdf"]