ዝኸበርካ ሰመረ ኣነን ንስኻን ድሕሪ’ቲ ከምስጋ ጎዛዚኹም ኣጥፍኡለይ ኢልካ ነቶ ጸላእተይ ትብሎም ዘለኻ ሕጂ ናይሽዑ ግን ጎይተትካን መሻርክትኻን ሃገራዊ ድሕነት ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ዘይፈልጦ ቤት ማሕቡስ ደርጊምካኒ ካብትኸይድ ንመጀመርታ ግዜ ብመርበብ ሓበሬታ ሎሚ ንራኸብ ኣለና::
ዝኸበርካ ሰመረ ኣነን ንስኻን ድሕሪ’ቲ ከምስጋ ጎዛዚኹም ኣጥፍኡለይ ኢልካ ነቶ ጸላእተይ ትብሎም ዘለኻ ሕጂ ናይሽዑ ግን ጎይተትካን መሻርክትኻን ሃገራዊ ድሕነት ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ዘይፈልጦ ቤት ማሕቡስ ደርጊምካኒ ካብትኸይድ ንመጀመርታ ግዜ ብመርበብ ሓበሬታ ሎሚ ንራኸብ ኣለና::
Is there any conceivable way that the Eritrean government can justify support of this group even though by keeping up the proxy war and the border dispute with Ethiopia it tries to justify its own atrocities such as the murder of young people in the name of ‘security’ and ‘national defence’?

ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያንን ኣዕሩኽ ኤርትራን ተቐማጦ ሳንድየጎ ፡
አገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ንኹሎም ትቐማጦ ደንቨርን ከባቢአን
ኣብዚ ቕንያት’ዚ ዲክታተር ኢሰያስ ኣብ ዞባ ደቡብ ዑደት ብምግባር ንኣዘዝቲ ሰራዊትን ኣመሓደርትን ኣብ ዝኣከበሉ ጊዘ፡ ኩሉ አቲ ሓረስታይ ዝሓረሶ ርብዒት ትኹን ፍርቂ ርብዒት ናይ መንግስቲ ስለዝኾነ ኣብ ታሕሳስ ክንእክቦ ስለዝኾና ኣበርዒኩም ክትሰርሑ ኣለኩም አሉ ምስ ተላበዎም፡ ሓደ ኣቦ ኣስዕብ ኣቢሎም፡ “ኣንታ ኣበርቲዕኩም ስረቑ ድዩ ዝብሎም ዘሎ? ክብሉ ዘረባ ደርጉሑዎ።
ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን (ኤዲኪ) ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲን ኣትላንታን ህዝባዊ ኣኬባ ከምዝገበረ ዝዝከር እዩ። ኣብ ከተማ ዳላስ እውን ብኣላይነት ዳላስ ፎረም (Eritrean-American Public Forum of Dallas and Fort-Worth) ዝተባህለ በርጌሳዊ ማሕበር ኤዲኪ ዓቢ ናይ ህዝቢ ኣኬባ ኣዳልዩልኩም ኣሎ። እዚ ናይ ህዝቢ ኣኬባ ብኣቦ ወንበር ኤዲኪ ብጻይ ተወልደ ገብረስላሰን ናይ ወጻኢ ጉዳይ ኤዲኪ ወኪል ብጻይ ኑር እድሪስን እዩ ክካየድ።
ዮሃና ንመበል 47 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡
ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም 1961 ዓ.ም መበል 47 ዓመት ብረትዊ ቃልሲ ምጅማር ሰውራ- ኤርትራ ኣብ ከተማ ኑርንበርግ፡-
ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል መጋበርያ ምልካዊ ስርዓት ኣብ
ከተማ ስቶክሆልም
ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል መጋበርያ ምልካዊ ስርዓት ኣብ
ከተማ ስቶክሆልም
ሳልሳይ ጉባኤ ሰደኤ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሓምለ 2008 ኣብ ሃገር ጀርመን ኪካየድ ምዃኑ ንኹሉ ብኩነታት ሰደኤ ክግደስ ዝጸንሔ ዜጋ ክንሕብር ንፈቱ።
ከምዝፍለጥ ግንቦት 18 ፣ 2008 ሃገራዊ መዓልቲ ጸሎት ኮይኑ ተኣዊጁ ኣሎ። ብተወሳኺ ድማ ኩላትና ብሓባር ነታ
ቅድሚኣ ዘላ ሰሙን ፣ ብዝጥዕመና መንገዲ ፣ ብውልቂ ይኹን ብሓባር ፣ ናይ ጸሎት ሰሙን ጌናያ ክንውዕል ንላቦ።
በዚ መሰረት ድማ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ነናታ ናይ ጸሎት ኣርእስቲ ተዋሂብዋ ብሓባር በቲ ዝወሃብ ኣርእስቲ ጸሎት
ይጸሊ።
ሰንበት ዕለት 11 ግንቦት 2008ዓም፣ ኣብ ከተማ ጀኔቭ፣ ስዊስ፣ ክበዓል ስለ ዝኾነ ንኹልኹም/ኽን ብኽብሪ ንዕድመኩም/ክን።
ቓል-ሲ ኤርትራውያን ይበል ብሓቂ! - ቀዳማይ ገጽቓል-ሲ ኤርትራውያን ይበል ብሓቂ! - ካልኣይ ገጽ
ጠለብ ዘለናዮ እዋን፡ ቃልሲ ንድሕነት ህዝብን ሃገርን እምበር፡ ውድድር ውድበይ ውድብካ፤ ሰለፈይ ሰልፍካ አይኮነን። – From members of Eritrean Room For Strong And United Opposition in Paltalk
ኣቀዲመ ነቲ 05፡ ግንቦት 2008 እተካይድዎ ጉባኤ ዓወትን ኣሳልጦን ብዓብይኡ ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ ፍናንን ተስፋን፡ ንህግደፋውያንን ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራን ከኣ ራዕድን ሰለሎን ኣመዝጊቡ ንክወጽእ ሰናይ ትምኒተይ እገልጸልኩም።
ምሕጽንታ ብዛዕባ ምትሕግጋዝ ነቲ ብመንግስቲ ሽወደን ናብ ኤርትራ ብሓይሊ ክስጎግ ተቐሪቡ ዘሎ ኤርትራዊ ዜጋ።
ኣቱም ሰባት ጸኒሕና ገለ ክንሰምዕ ኢና አብ አዲሰ አበባ አኸባ ኽገብር ዝቐነየ ኪዳናት፡
ሰላም ከመይ ትቕንዩ ኩቡራት መንሰእያት ደቂ ኤረ፤ አብ ዚሓለፈ ጊዜ ንእሽተ ምሕጽንታ ቢዛዕባ ሱዳንን ሊብያን ዝምልከት ጽሒፍና ኔርና ምስ ካልአየይ። ሕጂ ዲማ ቢዛዕባ ህልውን መጻኢን ሃገርና ኪንዘራረብ እንተ ኾይና መጀመሪያ ዘገድሰና ህላወኩም ውሕስነት ህይወትኩም እዩ።
ናይ ርእይቶ ሳንዱቕ፣ ነቲ ቀንዲ ትሕዝቶ ናይ ኣርእሰቲ ሓሳባት ብምዝንባዕን፣ ምቑሳልን ነቶም ልኡኻት ዲዩም ገበርቲ እከይ ጽቡቕ ኣጋጣሚ ሂባቶም ትርከብ።
እዞም ኣብ ስእሊ እትርእይዎም ኣባ ኪዳነ ዝተባህሉ ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ዝርከብ ናይ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ካህን ኢዮም። እንተኾነ እዞም ዝተጠቕሱ ካህን ብዛዕብኦም ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ብዙሕ እኳ ዝዝረብ እንተኾነ ንግዚኡ ግን በቲ ኣብዚ እዋን’ዚ ስርዓት ህግደፍ ዘጎሳጉሰሉ ዘሎ ብስም ﷽ህዝባዊ መኸተ ዝጽዋዕ ዘረፋ ቀንዲ ተዋሳእን ጎስጓስን ኮይኖም ስለዝረኸብናዮም ብዛዕብኦም ገለ ክንብል።
ሰሚናር ኣብ ስቶክሆልም – ብሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ፡ (ኣካል ህጹጽ ጉባኤ ናይ መስከረም 2007 ): ኣርእስቲ ዘተ፡ ቅልውላው ኤርትራን፡ ግደ ፖለቲካውያን ሓይልታትን ! (ህግደፍን፡ ተቓወምትን)
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብዛዕባ ፎየር ሀርዝ (Feuer Herz) „ነበልባል ልቢ“ እትብል ብቋንቋ ጀርመን ተጽሒፋ ዝወጸት ንታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ እተነውር መጽሓፍ ብርቱዕ ዝኾነ ተቓውሞ ኤረትራውያን ከምዘጋጠማ ዝዝከር ኢዩ። ሕጂ ከኣ ከም ፊልም ኮይና ክትቀርብ ኣብ ፍጻሜ ክትበጽሕ ትቃራረብ ኣላ።
እዛ ብመስዋእቲ ኣሸሓት ብሉጻት ዜጋታታ ዝትረኽብት ኤርትራ ሃገርና ኣብ ክንዲ ሕድሪ ስውኣታ ኣኽቢራ ንዜጋታታ ጠርኒፋ ናብ ጎደና ልምዓትን ምዕባሌን ትግስግስ እሾኽን ግሃንምን ንዜጋታ ብሙኻን መጻወትን መደሰቲትን ናይ ቅልጽሞም ዘሕበጡን ቶንኮለኛታተን ኮይና ትረከብ ኣላ።
ቀጺልና፡ ንቀዳም 5 ጥሪ፡ 2008 (Saturday, January, 2008), ስዓት 21፡00 ብናይ ማእከላይ አውሮፓ አቖጻጽራ: ተስፋልደት አለም ማሓረና፡ መስራትን አቦ ወንበርን ናይ „asmarino.com“ አብ መራኸቢ ብዙሓን „Paltalk: Eritrean Room for strong and united opposation“ ሕዝናልኩም ክንቀርብ ስለ ዝኾና፡ ምሳና ክተምስዩ/ያ ብኽብሪ ንዕድም::
ኤምነስቲ እንተርናሽናል(ai) ነቲ ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ዘጋታት ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ክቃወምን ስክፍታኡ ክገልጽን ጸኒሑ።
It is a very touching and timely article. As suggested, it is high time now that we help those fellow Eritreans who are in a dire need of help. Milkias made excellent indications, to help those families whose father or mother or both have been arrested or those neighbors or kin with no help from anywhere.