Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Game overሰላም !! ዝኽበርኩም ኣሕዋት ደቂ ሃገር ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ሕጅውን  !! ሰላም !! ንሎሚ መመላእታ ነቲ ናይ ቦኣምሆይ ቱኒሳውያን ንዓኹም የማስለና ኢለ ዘቅረብክዎ ‘ክዛረብ፣

በኣማኢት ዝቝጸሩ መንእሰያትን ህጻናትን ነብሰጾራትን ዝርከብዎም ካብ ሱዳን ናብ ግብጺ ብስግረዶብ ክኣትዉ ዝተታሕዙ
ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ማእሰርቲ ኣብ ቐረባ ግዜ ብዘይፍታዎም ናብ ኤርትራ ክጥረዙ መደብ ከም ዘሎ ካብ ካይሮ
ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከነማሓላልፈልኩም ንፈቱ።

ከምዝፍለጥ ግንቦት 18 ፣ 2008 ሃገራዊ መዓልቲ ጸሎት ኮይኑ ተኣዊጁ ኣሎ። ብተወሳኺ ድማ ኩላትና ብሓባር ነታ
ቅድሚኣ ዘላ ሰሙን ፣ ብዝጥዕመና መንገዲ ፣ ብውልቂ ይኹን ብሓባር ፣ ናይ ጸሎት ሰሙን ጌናያ ክንውዕል ንላቦ።
በዚ መሰረት ድማ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ነናታ ናይ ጸሎት ኣርእስቲ ተዋሂብዋ ብሓባር በቲ ዝወሃብ ኣርእስቲ ጸሎት
ይጸሊ።