Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

አገዳሲ ህዝባዊ ሓቤረታ ..! ምሸት ቑጠባውን ፖለቲካዊን ዘተ ምስ ክቡር Dr. ደሳለኝ አብራሃ ።

ነቲ ልሙድ መደብና መሰረት ብምግባር፡ እነሆ ንቀዳም፡ ዕለት 11. 10. 2008 ዓ.ም.፡ ክቡር ሓው Dr.
ደሳለኝ አብራሃ ገብረኪዳን፡ ካብ 1998 ጀሚሩ ከም associate professor ናይ ንግዲ ምሕደራ (of
business administration) ኮይኑ አብ ዩኒቨርስቲ ናይ Sköde (ሽወደን/Sweden) ዝምህር፡ ጋሻ
ናይ „Eritrean room for strong and united opposition“ ኮይኑ ከምሲ፡ እሞ ,,ቑጠባ
ሜላ (economy policy) ናይ ስርዓት ህግደፍ ከመይ ይመስል,, አብ ዝብል አርእስቲ ክንዛተ፡ ዓዲምናዮ
አሎና።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT