ሃገርና ኤርትራ ኣብዚ እዋን ‘ዚ ብዘይካ ሓደ ነገር ዘለዋ የብላን። ባይቶ የልቦን! ተቓወምቲ ሰልፍታት ወይከ! ቤት ፍርዲ ኣበደን! ልዕሊ ኹሉ ፕረስ ወይ ከኣ መራኸቢ ብዙሃን ሽታ ማይ ኮይኑ ኣሎ። ኣብዛ ብናፍቖትን ጥምየትን ናይዚ ኹሉ ጸጋታት ማሲና ዘላ ሃገርና ግን ሓደ ህጣራ ነገር ኣሎ። ውልቀመላኽነት። “እንኮን ዓኮን”!
ክቡር ህዝበይ ደቂ ዓበይቲ ደቂ ዎራዙት
ኣይተረአን ድዩ ናብ ህዝቢ ዝወረደ መዓት
ሃይባ ንጠርንፍ ንዕለዎ ነዚ ኣረመኔ ስርዓት
ብቑጠባ ንሕነቆ ንኾንኖ ንሓሶት ኣኽባታት
ኣስታት 150 ኣባላት ዝሓዘት ኣሃዱ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ምስ መራሕ ሓይላ ዝሓለፈ ሰኑይ 31 ነሓሰ ብምሉኣ ሱዳን ኣትያ ኢዳ ከምዝሃበት ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።
90 ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ኣብ ናይ ሞትን ህይወትን ኩነታት ከምዝርከቡ፡ ሓደ ካብኣቶም ሎሚ ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ኣብ ነርወይ ንዝረክቡ ቤተሰቡ ቴሌፎን ብምድዋል ርድኡና ክብል ጸዊዑ ኣሎ።
YOUNG Eritreans from all over the west coast got together in a Oakland ,CA for the " Three in one Party " organised by the Eritrean Youth For Change - EYC. Hundredth of people enjoyed a feast of activities and short pictorial reports: EYC Full Report Will

ኣብ ሽወደን ን6 ዓመት ከምዘይሕጋዊ ስደተኛ ክቕመጥ ዝጸንሐ ወዲ 28 ዓመት ተስፋልደት ዝተባህለ ኤርትራዊ መንእሰይ ኣስታት 1. 2 ሚልዮን ክሮነር ሽወደን ወይ ድማ ኣስታት 170 ሽሕ ዶላር ዕጫ ሎቶሪ በጺሑዎ፡ ነዚ ብጽቡቕ ዕድሉ ዝረኸቦ ዓወት ክቕበል ሎሚ 5 መስከረም ኣብ ቴለቪዥን ከምዝቐረበ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ሓቢሩ።
By Jens Hansegard
STOCKHOLM (Reuters) – An illegal immigrant who scored a big win with a lottery scratch card in Sweden appeared on television on Saturday to collect his winnings even though authorities have been trying to deport him.
Tesfaldet Tesloy, a 28-year-old Eritrean who has lived in the immigrant-friendly Nordic country for six years, won a tax-free prize of 1.2 million Swedish crown ($166,300).

ሎሚ ቕኔ ኣብ ሊብያ ዝነበሩ ኤርትርያውያን ዝወረዶም ዘሰክሕ ኩነታት ዘሕመሞምን ዘሰምበዶምን ዘጉሃዮምን ካብ 200 ምእቲ ዝበዝሑ እርትርያውያን ካብ ዘሓለፈ ሰምበት ዕለት 8/30/2009 ኣትሒዞም ን4መዓልቲ ኣብ ኢንተርነት ዝርካብ መራኸቢ ቡዙሃን Paltalk Room: Eritrea no Fara ተኣኪቦም “እንታይ ኢና እንገብሮ ብኸመይ” ዝብል ዛዕባ ሒዞም ንነዊሕ ስዓታት ገፊሕ ዘተን ዘድሊ መጽናዕትን ኣካይዶም ትማሊ ሓሙስ ዕለት 3 ወረሒ 9/2009 ኣሰታት ካብ 250 ዝበዝሑ ኤርትራውያን “ማሕበረኮም መንእሰያት ኤርትርያ (ማ.መ.ኤ)” ዊን ድማ “Eritrean Youth Self-help Association (EYSA)”ዝብል መጸዋዕታ ሒዝና ኣብ ዘዘለናዮ ሃገርን ከተማታትን ንመስረት ኣብ ዝብል ሓፈሻዊ ምርድዳእ በጺሖም:: ኤርትራውያን ተቐማጦ ሃገረ ስዊሰ ዱሮ ተኣኻኺቦምን ኣብ ምንዳይ መአከቢን መራኸቢን ቦታ ከም ዘለዉ ሹዑ ምሸት ኣፍሊጦም::
እቶም ንናጽነት ህይወቶም ዝኸፈሉ
ሕድሮም ተጠሊሙ ብብጾትና ዝብሉ
ብባዓል ሓጎስ ክሻ ብባዓል ወዲ ክፍሉ
ሓበሬታን ምስጋናን – ንኹለን ዌብሳይታት ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ
ኣነ ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፡ ነታ፡ ብዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ ተጻሒፋ፡ ኣብ ሬድዮ ድምጺ መሰልና፡ ብመሮን ኢስቲፋኖአስ ዝተነበበት፡ „ዘይጎነጻዊ ኣግባብ ቃልስን መኸተ ኣንጻር ኤርትራዊ ምልክን“፡ ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘለት ጽሕፍቲ፡ ምስ ሰማዕክዋ፡ እቲ ትሕዝቶ ናይዛ ጽሕፍቲ እዚኣ፡ ኣብ ነንሕድሕዱ ዝጋጮን ሓሳባት ምዃኑ ክግንዘብ ምስ ካኣልኩ እዩ።
– ፍሉይ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ ንዶባዊ ምስሕሓብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ልዑል ቀዳምነት ሂቡ ዘትዩሉ።
– ሓይልታት ጸጥታ ምስሪ ኣብ ዶብ ምስርን እስራኤልን ሓደ መንነቱ ዘይተፈልጠ ተጓዓዛይ ስደተኛ ክቐትሉ ኸለዉ ንሓንቲ ኤርትራዊት ጓለንስተይቲ ከቢድ መውጋእቲ ከምዘውረዱላ ሮይተርስ ሓቢሩ።
– ሪፖርትተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ “ብጸላእቲ ነጻ ፕረስ ዝኾኑ መንግስታት ሓያለ ጋዜጠኛታት ዓለም ሃለዋቶም ጠፊኡ ኣሎ” ይብል።
ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ገለ ተሓባበርቲ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ራሻይዳ፡ ብውሑድ ገንዘብ ናብ እስራኤል ከነስግረኩም ኢሎም ብምትላል ካብ ሱዳን ድሕሪ ምብጋስ ኣብ ምድረበዳ ሓውሲ ደሴት ሲናይ ምስ በጽሑ ኣዝዩ ዝተዓጻጸፈ ገንዘብ ክኸፍሉ ብማረምትን ማእሰርትን ሓዊ ምንዳድን የገድዱዎም ኣለዉ። እዞም ሞቶም ዝብሃሉ ዘለዉ ሰለስተ መንእሰያት ከኣ ግዳያት ናይ ከምዚ ዝኣመሰለ ግፍዒ እዮም።
ብመምህር ተስፉ ዘውደ።
መልሲ ክህበሉ ኣድላይ ኮይኑ ኣይተራእየንን። ብሓፈሽኡ ንኣንበብትን ተዓዘብትን እገድፎ። ኣብቲ ወፍሪ ባርነት ዝብል ጽሑፍ ናይ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ዝቐዳሕክዎ የለን። መሰል ደራሳይ (copy right) ንመላእ ትሕዝቶ ናይ ደራሲ ደጊመ እንተ ዝጽሕፎ ኣበሃህለኻ ልክዕ ክኸውን ምኸኣለ። ይኹን እንበር ኣነ ባርነት ናይ መስፍናዊ ኣገላልጻ ባርያን ጭዋን ዝብል ናይ ትውልዲ ልዑልን ትሑትን ኣምር ዝያዳ የስምዕ። ብኣጋላልጻና ጭዋ ኮይኑ ጊላነት ግን ናብ ምምዝማዝ ገጻ ዝያዳ ተዘንብል። ሕጂ ኣብ ናይ ቃላት ኣተራጉማ እንተዘይ ነድህብ ዝሓሸ ነይሩ ይመስለኒ።
ድሕሪ መሪር ናይ ሳላሳ ዓመት ደማዊ ኩናት ኤርትራ ነፃ ወፂኣ። ኩሉ ንነፃነት ኤርትራ ዝተቓለሰ ድማ ብነፃነት ተደቢሱ። ድሕሪ ነፃነት ኣብ ኤርትራ እንታይ ተሪፉና እንተ ኢልና ህዝቢ ኤርትራ ተሰማሚዑ ዘፅደቆ ቅዋም ተግቢርካ ፤ስልጣን ንህዝቢ ኣረኪብካ፤ በቲ ሕጊ መሰረት ሰልፍታት ኣቒምካ፤ ዝተዓወተት ሰልፊ ሃገር ክትመርሕ’ዩ ዝፅበየና ዘሎ ። ነዚ ንምትግባር ድማ ነቶም ዕንቅፋት ኮይኖም ዘለዉ መራሕቲ ህግደፍ ንሰላም ስለዝተሓረሙዋ ኣድላይ እንተኾይኑ ኣብ ልዕሊኦም ኣብ ወፃእን ኣብ ውሽጥን ዘሎ ህዝብን ሰራዊትን ጎነፃዊ ስጉምቲ ከካይድ ይኽእል። ሰራዊት ኤርትራ ኣካል ናይቲ ውጹዕ ህዝብናን ደላይ ለውጥን’ዩ። ኣብ ልዕሊ’ዚ ሰራዊት ዘይተደለየ ስጉምቲ ምውሳድ ግን ነቲ ስርዓት መሻደኒኡ’ዩ።
ብኢሳያስ ኣስፍሃ
ዝኸበርካ መምህር ተስፉ ዘውደ ኣቐዲመ ናይ ቃልስን ጽንዓትን ሰላምታይ ብምቕዳም ኣብ እተሰላስሎ ዘለኻ ሃገራዊ ዕማም ምሉእ ጥዕናን ዓወትን እምነየልካ።
ዝኸበርካ መምህር ተስፉ ዘውደ፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝጀመርካዮን ክሳብ ሻቡዓይ ክፋል ዝበጽሕ ተኸታታሊ ጽሑፍካ እከታተሎ ኣለኹ። ትሕዝትኡን ኣቀራርmበኡን ብዘየገድስ ኣንጻር’ቲ ዓማጽን ገባትን ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዝካየድ ቃልሲ ኣበርክቶ ክህልዎ ከምዝኽእል ፈጺመ ኣይጠራጠርን። እንተኾነ ግን ኣብ መሪጽካዮ ዘለኻ ኣርእስቲ ጽሑፍካ ኣይግድን! ከመይሲ፡ እዚ ኣርእስቲ’ዚ ( ወፍሪ ዋርሳይ ይክኣሎ ወፍሪ ጊላነት ) ዝብል ዘሎ ካብቲ ብተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ብተኸታታሊ ዝቐርብ ዝነበረን ንባህርያት ስርዓት ህግደፍ ብስነ-ፍልጠታዊ መንገዲ ዝተንተነን ዘቃልዐን ከም ውጺኢቱ ኽኣ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ዝተማህረሉን ንኽቃለስ ዘለዓዓለን ጽሑፍ ( ወፍሪ ዋርሳይ ይክኣሎ ወፍሪ ባርነት) ዘፍልዮ እንታይ’ዩ? ነታ ባርነት እትብል ቃል ጊላነት ስለዝቐየርካ? ኣይፋልካን ዓገብ! መምህር ተስፉ። ጊላነት ማለት እኮ ባርነት ማለት’ዩ።
ሃንቀውታ ህዝቢ ንምርዋይ ባሕቲ መስከረም ዘበሰረት
ኣንጊሃ ዘለለየት ውድት መግዛእትነት
ልዳታ ከይድፈር መሮር ዝሓደረት
ኣይንብርከኽን በለት እምቢ ንባርነት ፡፡
ISMAILIA, Egypt, Sept 1 (Reuters) – Egyptian police shot and killed an African migrant near the border with Israel on Tuesday, seriously wounded a women he was travelling with and arrested eleven others, medical and security sources said.

ዓርቢ, ዕለት 28 ነሓሰ 2009 ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ኣብ 1ይ ገጽ ሕታማ (ኣብ ቁ 311) “ኣብ ኦ/ተ/ቤ/ ኢትዮጵያ ንዘሎ ዓሌትነት ብምቅዋም፣ ክልተ መራሕቲ ሃይማኖት ናብ ኤርትራ መጺኦም“ ክትብል ሓበሬታ ጽሒፋ’ላ።