[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/12/X-mass2014.pdf"]
By BEN HARTMAN Migrants make claims day after brawl involving dozens of Eritrean regime opponents and supporters at Kibbutz Kinneret. The Eritrean Embassy in Israel is advising migrants in Israel how to transfer money back to Eritrea through a bank account in Germany, contrary to Israeli law, which
ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ) መግለጺ ቁ. 2 ብዛዕባ ተልእኾና ዝምልከት ዝያዳ መብርሂ፤ ብዛዕባ እቲ ቅድሚ ቁሩብ ኣዋርሕ ዘውጻእናዮ ቀዳማይ መግለጺ፡ ብርክት ዝበለ ዝለኣኽኩምልና ዘተባብዕ ናይ ደገፍ መልእኽትኹም ልዑል ክብሪ ንህቦን ነመስግኖን። ብዙሓት ኣብ መልእኽትኹም ብዛዕባ ተልእኾና ተወሳኺ መብርሂ ምሃብ ነቲ ክፍጠር ዝኽእል ናይ ተበግሶኹም ጌጋ ኣረዳድኣ
ፖሊስ እስራኤል ኣሲሮሞም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ኤርትራውያን መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ ብዘይካ ክልተ ኩሎም ነጻ ተለቒቖም፣ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ዘካይደሉ ሰነዳት ብጭብጢ ተታሒዙ። ድሕሪ’ቲ ኣብ መንጎ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሕን ደገፍቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን ትማሊ ቐዳም 21 ታሕሳስ ኣብ ገሊላ ዝተኻየደ ግጭት ፖሊስ እስራኤል ኣሲሮሞም ዝነበሩ
ብዛዕባ ኣብ ምድረበዳ ዝተዘርዉ ወይ ከኣ ኣብ ባሕሪ ዝጠለቑ ሬሳታት ኣይኮንኩን ክዛረብ ደልየ። እቲ ዘረባ ብዛዕባ ኣብ መሬት ኤርትራ ዝሞተ እሞ ዝኾነ ዘይሓዘነሉ፡ ዘየልቀሰሉ፡ ዘይገጠመሉ፣ ገና’ውን ቀባሪ ዘይረኸበ በድኒ መንግስቲ ኤርትራ እዩ። እቲ መንግስቲ ካብ ዝመውት ነዊሕ ኴይኑዎ እዩ። ንህዝቡ ክምግብ፡ ማይ ከስቲ፡ ከብርህ፡ ከምህር፡
ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም መበል 17 ክፋል 23/12/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ መሊሱ ክገድድ
http://www.youtube.com/watch?v=l1a10wlL2HA&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=jQsb589LVU4&width=200&height=200
ሎሚ ቀዳም 21 ታሕሳስ ደለይቲ ፍትሕን ደገፍቲ ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስን ኣብ እስራኤል፣ ገሊላ ኣብ ዝተባህለ ከተማ በእማንን ድሕሪ ምግጫዎም ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ እትርከቦም 12 ኤርትራውያን፣ 3 ካብኣቶም ብኸቢድ፣ ትጎዲኦም ናብ ሕክምና ክለኣኹ ከለዉ፣ ልኡኽ ስርዓት ኢሳይያስ ተስፋማርያም ተኸስተ (ወዲ ባሻይ) ካብ ቴልኣቪቭ ልዕሊ ክልተ ሰዓታት
By William Booth and Ruth Eglash, Jerusalem Post KTSIOT, Israel — In the empty desert, workers are building an answer to a difficult question: What should Israel, a nation built by Jewish refugees, do about the 55,000 African migrants who entered this country illegally, fleeing famine, bondage and war?The
http://www.youtube.com/watch?v=6O_m8FXL4D4&width=200&height=200
One might ask as to how it failed? We all know very well that our country is passing a critical moment and thanks to the tyrrany of Issayas Afewerki and his PFDJ, the only legal political-party and its core leaders who all suffer the Identity crises
“ምጽሓፍ ኣይተቋርጽ” ዝብል ምሕጽንታን “ደሃይካ ጠፊኡና” ዝብል ናይ ኢሜይል መጸዋዕታን ክመጸኒ ካብ ዝጅምር ነዊሕ ገይሩ። ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት እውን “መሲናስ” ብዝብል ስም ዝጽሕፍ(ዝገጥም) ግን ከኣ መን ምዃኑ ዘይፈልጦ ሰብ ዝጸሓፎ ናይ “ደሃይ ሃባ” ቅሉዕ መልእኽቲ ብመልክዕ ግጥሚ ኣብ ኣሰና ወጺኡ ኣንቢበ። ነቲ ‘መሲናስ’ ዝጸሓፎ መጎስ ዘይበቕዖ እኳ እንተኾንኩ
ኣብ’ታ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ተቓወምቲ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ወዲቓ ዘላ፣ ዋና ከተማ ኣውራጃ ጆንግለይ፣ ቦር፣ ዝርከቡ 550 ኣቢሎም ዝግመቱ ኤርትራውያን ንህይወቶም ኣብ ዘስግእ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነታት ተዋጢሮም ከምዘለዉ ብምምልካት ማሕበረሰብ ዓለም ካብቲ ኣትዮሞ ዘለዉ መዓት ከድሕኖም ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን ጻውዒት ክገብሩ ሓደ ካብቶም ኣብ
ጽገና! ሸለል ተበልኩዎ ዋዛ መሲሉኒ እንታይ እዩ እዚ ዕላል ዝደጋገመኒ መን’ዩኸ *መሃንድስ መን’ዩ እቲ ወጣኒ *ጆሜትራ (ብጥልያን) ብሓድሹ እንከሎ ንዘይኣዕቖበኒ ዝዓነወ መንደቕ ኪጽግን ዝብለኒ! መን’ዩ ኣንታ ጸጋኒ ወሓለ ነዳቓይ ኪቕጽል ዚምነ ናይ ህዝብና ስቓይ ህይወት ኪዘርኣሎም ንጉጅለ ጣልማይ ኣብ ዓርቢ ስቕለቶም ዘቐብል እኽለማይ! ኪንጽግን ዝበለ ይፈለጥ ብልሓቱ እስከ ሕተቱዎ እንታይ እዩ ድሌቱ? ነዚ እኩይ ስርዓት ኣብ ኣጋ ዕርበቱ ብዓልመን’ዮም
http://www.youtube.com/watch?v=u9KblH3dsOQ&width=200&height=200
ሓላፊ ማእከል ወፍሪ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዶር ወልዳይ ፍጡር፣ ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት ኣብ ኣንጎላ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ርእሰማሎም ከውፍሩ ንምእማን ፈተነ ‘ኳ እንተካየደ፣ ብሓቂ ናይ ወፍሪ ሃዋህው ዘይምህላዉ ዘቃልዑ ሕቶታት ከምዝገጠሙዎ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። ንሱ ኣብቲ ኣስታት 200 ኤርትራውያን ዝተረኽቡሉ ኣኼባ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ 104 ሰብ
ይበሃላሎ ዕርቂ ምስ ህግደፍ ጸይቂ Tesfamariam W/giorgis 19/12/2013 Norway ህግደፍ ኣብ ዘብሎ ጠፊኡዎ ጸሓይ ከላ ብቐትሩ ጸልሚቱዎ ዓዕበድቢዲሎ ጭንቀት ሓዲሩዎ ለሚኑ ምስ ኢትዮጵያ ክዓርቅዎ ተንኮለኛ ህግደፍ ውላድ ሻዕቢያ ካብ መዓስ ድኣዩ ንሰላም ዝደልያ ምስ ወደቐ ናተጓሕፈ ኣብ ጽርግያ ዓሻ ድዩ በራኺ ዓሻድያ ኢትዮጵያ ልዕሊ 30ዓመት ዝኣኽለካ ተጻሪፍካ ብሓባር ምስ ናይ ስደት ኣኽላባትካ ወያኔ ገርካያ መዓልታዊ በስምኣብካ ኩሉ በደል ንወያኔ
ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ። ሓደ ኣባል ብርጌድ 58 ነበር ስራሕ ግምሩክ
ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም መበል 16 ክፋል 19/12/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ
ድጉል-ሓዊ ድጉል ሓዊ አንዲዱኒ እግረይ ባዕዲ ዝቐበሮ ከጥፋኒ ሱረይ ደም ናየቦይ ሰትዩ ባጃ ዝሓርደለይ አካላተይ ሸይጡ ጋህሲ ዝፍሕረለይ ሬሳይ ተበቲኑ ዓለም ክነብዓለይ። ዓንቲሩ ገቢሉ ብደም ንጹሃት መንቕብ ዘይብሎም ደቀባት ንሞት ዝፈረዶም ለውሃት ከይፈለጡ ከይዶም ናይ ኮብራ ተንኮላት። ተመን ከንሱ ዕንቅርቢት ፍሽኽ እንዳ በለ ከም ለዋህ ርግቢት ልቢ ህዝቢ ሒዙ ዝአተ አብ መንጠቢት ሃገር ዘታለለ መንደላይ አራዊት። ህዝብና አይጎርሐን ንሰላም
https://www.youtube.com/watch?v=-iirrOoiHc8
Fetsum: A potentially strong new Eritrean Soccer Team from the ruling party As you know, Eritrea cannot be the only country without a national soccer team. The issue has now become the regime’s priority for image and rumor says that high level meetings have been conducted
https://www.youtube.com/watch?v=vbtr3fD4Y28
ኣብ ሃገረ ንግስነት ሱዑዲ ዓረብ ንርከብ መንእሰያት ኤርትራውያን፣ ንዘይሕጋዊ ስርዓት ኤርትራ ንምውዳቕ ኣብ ዝካየድ ቓልሲ ከም ኩሉ ስደተኛን ከም ኩሉ ደላይ ፍትሒ እጃምና ከነበርክት ጸኒሕና። ስለዚ ቓልስና ንምሕያል ይኹን ኣድማዒ ተራ ክንጻወት ቕኑዕ ውዳቤ ኢልና ንኣምነሉ ንምምስራት ጻዕርታት ክንገብር ጸኒሕና። ናይ ቓልሲ ኣገባብና ዝያዳ ንምምዕባል፣ ሓድሕዳዊ እምነትና ንምዕባይ፣
ሃለው ባሕሪ (ኣብ ሓቀኛ ተዘክሮታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ልብወለዳዊት) (1ይ ክፋል) ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ካብ ናቕፋ ዝተበገሰት ቶዮታ ፒክ-ኣፕ ክትቅብቅበና ሓዲራ ኣብ ምውግሑ ጃኒ ኣተና። ኣድካሚ ‘ኳ እንተነበረ ካብ ካልእ ጉዕዞታት ብዙሕ ዝፈልዮ ኣይነበረን። ብጻብራ ገይርና ንጎላጉል ኣዶብሓ ንየማን ገዲፍና፡ ሩባ ሓስታ ሰንጢቕና ሩባ ዓንሰባ በጻሕና። ካብ
ዳስ ሓውያ(ሞይታ) ዳስ ሓውያ ብሓንቲ ዘፈር ጠጢዓ 2ይ ክፋል ኑራ ሑሴን ድሕሪ ቀዳመይቲ ጽሕፍቲ ምውጻኣ፡ ብርክት ዝበለን ዝተፈላለዩን ርኡይቶታት ካብ ኣንበብቲ መጺኡኒ፡ ቀዲመ ዘይፈልጦ ዝነበርኩ ሓበሬታታት’ውን ክረክብ ኪኢለ ብጣዕሚ የመስግን። እቲ ታሪኽ ብመልክዕ ዛንታ ካብ ወሎዶታት ናብ ወሎዶታት ክሰጋገር ከሎ ዝድመሮን ዝጎድሎን ብዙሕ’ዩ። ኣብ ምጅማር ጽሑፈይ’ውን፡ ብዛዕባ’ዚ ታሪኽ፡ ካብዚ ብዝዓሞቐ
ኣውሊዕ ተናዲ ኣላ! ተስፋ ኣሎና ኣባኻ ኣንታ መድሕን ህዝቢ ኪትቕንጥጦ ኢኻ ናይ ጥፍኣትና ሰርቢ ፍትሕን ደሞክራስን ተሓንጊጣ ርግቢ ኣውሊዕ ተናዲ ኣላ ዝኾና መዕለቢ! ገዛኢ ድያብሎስ ኣመና ጨኪኑ ንህዝብን ሃገርን ከዐኑ ሓሊኑ እናተጓዓዘ ብመደብ ወጢኑ ኣብ ሃገር ሰማእታት ዓዲ ናይ ጀጋኑ መዕለብ ርግቢድዩ ኣታ ገረብ ተሳኢኑ!? መዓስ ተተኺሉ’ሞ መዓስ ዝጸደቐ እዚ ዕቡይ መላኺ ህዝቡ ዚናዓቐ ኣይኮነን ንገረብ ሰብ
http://www.youtube.com/watch?v=7xgumR3I9zU&width=200&height=200
ዝሓለፈት 14 ጥቅምቲ 2013 ካብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ን ኣስታት 450 ሰብ ዝኾኑ ወዲ ቫካሮ ዕዉት ናይ ሓድነት ሰሚናር ኣካይዱ። እዚ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊ ዓሰርተ ከተማታት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካናዳን ዘካየዶ ሰሚናር ዝሕሰብ ኣኼባ ደለይቲ ለውጢ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም፡ ህዝቢ ንድሕነቱን ድሕነት ሃገሩን
Fresh gunfire has erupted overnight in the South Sudanese capital, Juba, a day after the government said it had quashed an attempted coup. There are reports of heavy weapons being fired near a military headquarters just outside Juba. Several thousand people have taken refuge at two United
http://www.youtube.com/watch?v=YQUjTpjFL0w&width=200&height=200
Stockholm 14 December, 2013 Wedi Vacaro in Stockholm Saturday the 14th of December, 2013 was a day where Eritreans in Stockholm in particular and Sweden in general showed their contempt to tyranny and dictatorship in Eritrea. This was prompted by the incredible energetic inspiration of Wedi Vacaro,
ብድሆ ንጌዴዎን ኣባይ ኣብ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት። ጌደዎን ኣባይ ኣብቲ ብህግደፍ ዝተውደበ ኣኼባ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ወካሊ ሃይማኖታት ኤርትራ ኮይኑ እዩ ክምድር ውዒሉ። ካብቲ ብዙሕ ናይ ሃለውለው መደረታቱ፣ ኤርትራዊ መንነት ብሃይማኖት ኣመልኪቱ “ካብ ምስ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሓውካ ምስ ኣብ ኣፍጋኒስታን ኣብ ሽወደን ዘሎ ወዲ ሃይማኖትካ ሕውነት
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር፣ እሙናት ወተሃደራት ናይቲ ኣቐዲሙ ካብ ስልጣን ዘባረሮ ምኽትል ፕረዚደንት ነበር ሪክ ማቻር ናብ ሎሚ ኣብ ዝወግሐ ለይቲ ዘካየዱሉ ፈተነ ዕልዋ ከምዘፍሸሎ ቢቢሲ ንጋዜጣዊ መግለጺኡ ብምጥቃስ ሓቢራ። ንሱ፣ ኣብ ዋና ከተማ ደቡብ ሱዳን፣ ጁባ፣ ከቢድ ናይ ቶኽሲ ምልውዋጥ ከምዝሓደረ ብዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና
President Salva Kiir: "The government is doing all it can to make sure that citizens are secure and safe" South Sudan's President Salva Kiir says an attempted coup by soldiers loyal to his sacked former deputy Riek Machar has been put down. It comes after heavy gunfire