ትዕዝብቲ ኣብ ፖለቲካን ባህርያቱን ኣማኑኤል ሳህለ ፖለቲካ ናይ ህዝቢ ስጋዊ ምምሕዳር ስልቲ ኪኸውን ከሎ፡ ሃይማኖት ከኣ ናይቲ ህዝቢ መንፈሳዊ ምምሕዳር ሜላ ማለት እዩ። እቲ ቀዳማይ ነቲ ስጋዊ ገጽታ ሰብን ንምድራዊ ድሌታቱን ከስተናግድ ከሎ፡ እቲ ካልኣይ ግን ነቲ መንፈሳዊ ገጽታ ሰብን ንሰማያዊ ድሌታቱን እዩ ዘስተናግድ። እቲ ቀዳማይ፡ ነቲ መሰረታዊ
ትዕዝብቲ ኣብ ፖለቲካን ባህርያቱን ኣማኑኤል ሳህለ ፖለቲካ ናይ ህዝቢ ስጋዊ ምምሕዳር ስልቲ ኪኸውን ከሎ፡ ሃይማኖት ከኣ ናይቲ ህዝቢ መንፈሳዊ ምምሕዳር ሜላ ማለት እዩ። እቲ ቀዳማይ ነቲ ስጋዊ ገጽታ ሰብን ንምድራዊ ድሌታቱን ከስተናግድ ከሎ፡ እቲ ካልኣይ ግን ነቲ መንፈሳዊ ገጽታ ሰብን ንሰማያዊ ድሌታቱን እዩ ዘስተናግድ። እቲ ቀዳማይ፡ ነቲ መሰረታዊ
Two human tragedies will forever scar Eritreans’ memories of the past decade, during which hundreds of thousands fled repression and despair in their homeland to seek sanctuary in more open, democratic societies: the brutal kidnapping, torture and ransom of refugees in the Egyptian Sinai and
To all Eritrean Refugees in Sudan and All Others Having Concern UNHCR/Sudan has asked us to inform you of a phone number that is being tested there as a hotline for urgent situations involving refugees. This line is to be used ONLY for urgent situations involving refugees
ሰባር ዕርዲ ራዕዲ! ቅድሚ ክልተ ዓመት ልክዕ በዛ ዕለት ወዲ ዓሊ ጅግና ገንሸል ናይ ሓርነት ነዝነዝ ምስ ኣበሎ ናይ ምልኪ ሰንሰለት ሸበድበድ ኣትዩዎም ጉጅለ ኣሰለት ህዝብና ክጽበ ራህዋ ምስ ቅሳነት መላኽን ሰዓብቱን ክኣትዉ ኣብ ጻዕረ ሞት ገና ኣሎ የባህርሮም እቲ ናይ ወጥሪ ህሞት! ኣንታ ሰባር ራዕዲ ወዲ ዓሊ ጅግና ቅያኻ ዚደግም ተባዕ ብምስኣንና መላኺ ብሕሰም
ጸሊም ታሪኽ ካልኣይ ክፋል ኣዲኡ ዘፍለጠ መርገም ዓብይቲ ዓዲ ኣብ ሓደ እንዳውራይ ስወኦም እንዳጠዓዓሙ ወጃእ እንዳበሉ የዕልሉ ነበሩ። ናይ ቀደም ዘሕለፍዎ ሂይወት ታሪኽ እንዳዘከሩ "ዝሓለፈ ጥዑም!" እንዳብሉ ናይ ዝሓለፈ ጊዜ ጽቡቅ ምስ ናይ ሕጂ የነጻጽሩ ነበሩ። ኣቦይ ኣብርሃ ግን ዝን ኢሎም ኣብ ሓሳብ ጢሒሎም ነበሩ፡ ነቲ ዕላል መዘንኦም
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/Theodros-Kidane-POST-1-17-2015.pdf"]
Eritreans in the UK have asserted their readiness to expose violations of human rights taking place in Eritrea, during public meetings organised by a consortium of Eritrean human rights organisations. As part of its activities aimed at promoting a better understanding of the United a Nation's
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/berhe.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=qlRLRAxDG3k&feature=youtu.be
The violent death an Eritrean asylum-seeker in eastern Germany and initial police denial of foul play has prompted opposition Greens politician Volker Beck to file a judicial obstruction charge against persons unknown. The mayoress of Dresden, Helma Orosz, on Thursday urged the public not to jump
ኣቦይ ደምሃይ! ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል፥ እንታይ ህጹጽ ነገር ስለ ዝተረኽበ'ዩ ግን ሕጂ ድሕሪ 23 ዓመታት፡ ሽማግለታት ብግዲ ዘዕጥቕ ዘሎ!? ሕጂ ንሓደ ክልተ ወርሒ ዘየጸቢ ህውኽ ተዓሊምከ ንምንታይ ኣድለየ? ናይ ኲናት ሓደጋ ከምዘየሎ ባዕሉ ገሊጹዎ'ዩ። እንተ ደኣ ናይ ኲናት ሓደጋ እንተዘየልዩኸ ደቆም ኣብ በረኻ ሰፊሮም ከይኣክል፡ እንደገና
https://www.youtube.com/watch?v=AZiXpyQebbI&feature=youtu.be
ከምቲ ብዜና ኣሰናን ንብዙሕ ግዜ ክሕበር ዝጸንሐ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቶም ህዝባዊ ሰራዊት ዝብል ስም ኣጠሚቑ ዝወደቦም ሲቪል ናብ ታዕሊም ከእትዎም ተደጋጋሚ ጻውዒት ከቕርብ ኳ እንተጸንሐ ብኣብያ እዮም ክምልሱሉ ጸኒሖም። እዚ እትርእዩዎ ዘለኹም ኣብ ኣስመራ ከባቢ ቲራቨሎ ብስርዓት ህግደፍ ተለጢፉ ዝነበረ መጸዋዕታ ድማ እቲ ስርዓት ዓቕሉ
ኣውፈርቲ ቀጠር ኣብ ኢትዮጵያ 500 ሚእቲ ሚልዮን ዶላር ዝውድእ ናይ ኣርባዕተ ፕሮጀክትታት ወፍሪ ከካይዱ ምዃኖም ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ገሊጸን። ብመሰረት 'ቲ ዝስምምዕ አብ ምብራቕ ኢትዮጵያ አብ ድሬዳዋ ናይ ስሚንቶ ፋብሪካ፤ ምድላብ ሃብቲ ሃብቲ እንሰሳ ከምኡ ድማ ናይ ዓሶ መድሃኒት መስርሒ ፋብሪካ ናይ ኮስሞቲክስ ፋብሪካ ንኸሰርሑ ተወዓዒሎም
ኣብ 1973 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፉ ክሳብ ሓላፊ ክፍለሰራዊት ደረጃ መዝነት በጺሑ ዝነበረ ብሪጌደር ጀነራል ገብሪሂወት ዘሚኪኤል (ወዲ ሊቀ)፣ ኣብዚ ቕንያት'ዚ ኣብ መበል 59 ዕድሚኡ ዓሪፉ። ኣቐድም ኣቢሉ 'ውን ሓላፊ ፋብሪካ ዕንጸይትን ሓጺንን ሰንበል ዝነበረ ለቴናል ኮለኔል ገረዝጊሄር ኣሽመላሽ ከምዝዓረፈ ይፍለጥ። ኣብ ዝሓለፈ ቁሩብ ሰሙናት ሓላፊ ፋብሪካ
Open Public Meeting on current Eritrean issues. The London Eritrean Discussion form have organised an open public meeting and all interested Eritreans are welcome Date: Sunday 25th January 2015 Venue: Initiative for Change Address: 24 Greencoat Place, Victoria, London SW1P 1BE or 1RD www.greencoatplace.org/location Time: 2 pm to 7 pm Topic for Discussion: The speakers and
The question that repeats in every discussion is always, why has it been taking us so long to get rid of the Tyrant in Eritrea? First and formost I wish every Eritrean, a better year and healthier, and proper method of struggle so that we are
Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea UN inquiry on human rights in Eritrea set to begin hearing testimonies in the United Kingdom GENEVA (16 January 2014) – The United Nations Commission of Inquiry on human rights in Eritrea will visit the United Kingdom from 24 to
ቃልሲ ወለዶታት ክንብል ከለና እቲ ኣቦታትና ኣብ ኣርብዓታት ዘንቀድዎ ፍትሓዊ ቃልሲ ኤርትራን ኤርትራውነትን'ዩ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብሰላማዊ መንገዲ ዝሓተቶ ናይ ርእሰ ውሳኔ መሰል ስለ ዘይሰለጠ ኣንጻር ገዛእቲ ሓይልታት በትሪ ከልዕል ተገዲዱ፡ ታሪኽ ተጋድሎናን ብድሆታቱን እንታይ ነበረ ክግልጽ ኣይኮንኩን ደልየ እንታይ ደኣ እዚ ወለዶ'ዚ ዝተረከቦ ዘይተፈጸመ ዕዮ ገዛ ስለ ዘሎ ሓላፍነት ወሲዱ መን'ዩ ኣብ ምዕራፉ ከብጽሖ ዘለዎ ንምግላጽ'የ፡ ቅድሚ መን'ዩ ሓላፍነት ዝወስድ ምግላጸይ ግን ቃልሲ ወለዶታት ዕላምኡ እንታይ'ዩ?ካበይ ናበይ'ዩ ዝኸይድ?እንታይ ምዕራፍ ኣለዎ ክድህስስ ክፍትን'የ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/Weldu_2.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/2015-ካልኣይ-ጽሑፍ-2.pdf"]
ግራንድ ኦፖኒንግ ኣብ ላስቬጋስ፤ ንዕለት 01/28/15 ናይዚ ወርሒ እዚ ኤርትራውያን ኮሚዩኒቲ ላስቬጋስ ግራንድ ኦፒኒንግ(Grand Opennig) ከምዘለዎ ንተቐማጦ ላስቬጋስ ብሓጎስ ይገልጽ። እዚ ብመንእሰያትን ዓበይትን ተቐማጦ ላስቬጋስ ዝተከፈተ ድልዱል ኮሚዩኒቲ ንኩሎም ኤርትራውያን ዓመተ 2015 ዓመተ ሰላምን ራህዋን ክትኾነሎም ሰናይ ትምኒቱ እንዳገልጸ ንዕለት 28 (ሮቡዕ) ዓቢ መኽፈቲ (Grand Opennig)ከምዘለዎ
ኣብ ርያድ ስዑዲ ዓረብ ዝርክብ፣ ንወከልቲ ህግደፍን ማሕበረኮምን ዘእንግድ ቤትጽሕፈት ህግደፍ ሎሚ ንጉሆ ብርቱዕ ቃጸሎ ኣጋጢሙዎ ምሉእ ብምሉእ ከምዝተሃሞኸ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ጠንቂ ናይቲ ቃጸሎ ባርዕ ኤለትሪክ ከምዝኾነ ዝጠቀሱ ምንጭታት እቲ ቤትጽሕፈት 100 ክዓኑ ኸሎ፣ ኣብ ልዕሊ ሰብ ግን ዝወረደ ጉድኣት ከምዘየልቦ
Kate Connollyin Dresden The Guardian,Thursday 15 January 2015 It was 8pm on Monday when Khaled Idris Bahray told his seven flatmates he was popping out to buy some cigarettes from the Netto supermarket about 100 metres away from his flat in a prefab high-rise in the south
https://www.youtube.com/watch?v=EoleVrU7oac&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=YMNhS7VAkmw&feature=youtu.be
መንእሰይ: (ክቡር መንእሰይ ዘይበልኩኻ ኣይትሓዘለይ: ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ዝበልኩኻ: ውሳነኻ ከይፈለጥኩ ከኽብረካ ስለዝኸብደኒ እዩ:: ስለዚ: ኣንታ መንእሰይ ጥራሕ ኢለ እንተጸዋኩኻ ኣይትጉሀ:: ) "ሰጊድ ሰላም" ኢልካን ደኒንካን ዝርከብ ለውጢ ይህሉ ይኸውን:: ካብ ዕግርግር ናብ ጸጥታ: ካብ ህውከት ናብ ስቕታ የሰጋግር'ውን ይኸውን:: እዚ ለውጢ ምዃኑ ዘይከሓድ እኳ እንተኾነ:
The Commission of Inquiry invites interested individuals, groups and organisations to submit information and/or documentation on alleged violations of human rights perpetrated in Eritrea since its independence. In order to meaningfully address all the issues shared with the Commission of Inquiry ahead of the submission
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/ሓሙሽተ-ዕሉላት-ናይ-ስለያ-ኣባላት-ሓደ.pdf"]
ኣቦይ ደምሃይ! ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሰት፡ ዕላል ሓደ ኤርትራዊ ወላዲ! ቀዳማይ ክፋል፥ 'ደሓንዶ ውዒልኩም ኣቦይ ደምሃይ?' "እግዚኣቢሄር ይመስገን! መዓልካ ዝወደይ?" 'ደሓንዶ ኣለኹም? ከመይ ኣለኹም
ኣብ መልበረን ኣውስትራልያ ንክልተ መዓልቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ህግደፍ ተኻይዱ። እዚ ብተቓወምቲ ኤርትራውያን ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ነቲ ዓመት መጸ ብህግደፍ ዝዳሎ ብስም ፈስቲቫል ዝጽዋዕ ፕሮፓጋንዳዊ ዳንኪራ ብምቅዋም፡ ነቲ ድምጹ ተዓቢሱ ኣብ ስቓይን ዓመጽን ህግደፍ ዝነብር ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ድምጹ ብዓውታ ንምስማዕ ዝዓለመ ተቓውሞ እዩ ነይሩ። እዚ
ኣብዚ ሰሙን'ዚ ግዳያት ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ንዝኾኑ 10 ጋዜጠኛታት ዝርከቡዎም 17 ዜጋታት ደገፉ ንምግላጽ፣ ከምኡ'ውን ናጽነት ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽ ዘይትንከፍ ሕመረት ዲሞክራስያዊ ክብርታት ፈረንሳ ምዃኑ ብዘየማትእ መንገዲ ንምርግጋጽ፣ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ማእከል ከተማ ፓሪስ ናይ ሓድነት ሰልፊ ኣካይዱ። ኣብቲ ብቤተሰብ ግዳያት ተመሪሑ ዝተኻየደ፣ ንፕረዚደንት ፈረንሳ
https://www.youtube.com/watch?v=CGejoZ-LNHY&feature=youtu.be
Eritrea has been one of a number of African nations to benefit from a recent mining boom, but with new economic horizons have come staggering levels of corruption. According to some reports, the Eritrean government has brought in revenues of over $1 billion through the
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/MLK2015-EccFlyer.pdf"]
ወገን ፍሥሐየ መብራህቱ ሃገርና ኤርትራ ንዀርዓላ ዓዲ ብስጉሚ ትስገር ንእሽቶ ከም ዓውዲ ብዙሕ ዝኣስማትና ደቂ ሓንቲ ከብዲ ሓቢርና ንስሰ ካብ ሓደ መኣዲ ውቁብ ዝባህልና ንጋሻ ኣንጋዲ ባህረትና መግለጺ ዘጥረናዮ ልምዲ ብሓባር ጸሪግና ናይ ሰላም መንገዲ ብደም ሰማዕታትና ኣጠጥዕና ጕንዲ ናይ ዓመታት ሕልሙ ፍልልይ ኪወዲ ሓዊ ኪጠብሰና ደፊኑ ብሞግዲ ነዚ ሽፍታ መሮር ሓራዲ ጎማዲ ንዑ ነጠፍሾ ብኣና ነጋዲ። ሃገረ-ቃልሲ’ወ ንእሽቶ
ደሃይ ካብ ኤርትራ ድኳን ሕድሪ ኣብ ዱካናት ሕድሪ ክሽየጥ ዝጸንሐ ኣስቤዛ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ጀሚሩ ደው ኢሉ ቀንዩ ኣሎ። እቲ ምኽንያት ድማ ኣስቤዛ ተወዲኡ እተን ደዃኩን ጥርሐን በረውረው ይብላ ስለዘለዋ ዩ። ንኣብነት ኣብ ኣስመራ፣ ገዛውትና ትርከብ ዱካን ሕድሪ ጥርሓ ተሪፋ ምህላዋ ዝሓለፈ ሰሙን ክሽምት ኣብ ዝኸድክሉ ተዓዚበ።
ኣናብባ ምትፍናንን ኣፈታትሓኡን፡ 08-01-15. ደጊመ “እንዃዕ ናብ ልደተ-ክርስቶስ ኣብጸሓና” ክብል እፈቱ። ኣስዒበ ድማ ሙሉእ ልደተ - ሓርነት ክኾነልና እምነ። “ከም ኣናብባኻ ኢዩ” ዶ ኢሉ ክቡር ፕረሲደንት። እዚ’ሞ ዘየጠራጥር ሓቂ ኢዩ። ከምዝመስለኒ ምትፍናን ውዱዕ ክኸውን እንከሎ ኣናብ ባኡን ፍርዱን (ውሳነ) ድማ ን’ባዕላዊ’ የመልክት። ውዱዕ ከተንብብን ክትውስንን ድማ ከምዋዛ
https://www.youtube.com/watch?v=ISFOZ4OPKz0&feature=youtu.be
A new challenge for Eritreans in Diaspora. The mining drama By Petros Tesfagiorgis A Report published on November by Danish Immigrations services had recommended that Denmark no longer offer blanket asylum to Eritrean refugees on the grounds that human rights situation in Eritrea has improved. Furthermore