The Association of Eritrean Journalists in Exile (AEJE) would like to express its gratitude to the Norwegian Authors’ Union for giving an Award to Mr. Dawit Isaak, an Eritrean journalist who has been languished in prison since September 23, 2001.

It’s one of those photos. The type you can’t get out of your head. There’s just something about it that draws you in. You keep coming back to look again.
It’s one of those photos. The type you can’t get out of your head. There’s just something about it that draws you in. You keep coming back to look again.
ኣብ ቀንዲ ስነ-ጽሑፈይ ቕድሚ ምእታወይ፣ እዚ ጽሑፋዊ ተበግሶይ፣ ንውድባት፣ ንውልቀሰባት ንኪዳን ንምቁንጻብን ንምውንጃልን ዝዓለመ ዘይኮነስ፣ ኣብ ክንድኡ ብቡቁዓትን ውፉያትን ውልቀሰባት፣ ውድባት፣ ሰልፍታት፣ ከምኡውን ብብቁዕ ኪዳን ዝቆመ ደምበ ተቃውሞ ንኽህልወና ካብ ምህንጣይ ዝነቀለ ምዃኑ ክሕብር እፈቱ:: ተስፋ ድማ እገብር ብቕኑዕ መንፈስ ንኽትንበብ::
ንሰሉስ ዕለት 13 ሚያዝያ ብተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ኣብ ኖርወይ ጸረ ህግደፋዊ ዕንደራ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር ስለ ዝኾነ፡ ኩሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ፡ ኣብ`ዚ ሰልፊ`ዚ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም ኣሎና፡፡
ኣብ ኣስማሪኖ.ኮም ይኹን ኣብ ኣሰና.ኮም፡ ብዕለት 31/03/2010 ብብርሃን ሓጎስ ዝተጻሕፈ ተመልኪትናዮ። ጀነራል መስፍን ሓጎስ፡ ቀጺሉ ናይ ኣፍዓበት ኣንበሳ፡ ( The Lion of Afa’Abet) ተባሂሉ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ዝተጋነነ ሓዲሽ ታሪኽ ሰሚዕና ሱቕ ኢልና ክንሓልፎ ኣይከኣልናን። ምኽንያቱ ሕልናና ኣይፈቐዶን ጥራይ ዘይኮነ፡ ስለምንታይ ነዚ ዝተጋነነ ካብ ሓቒ ዝረሓቐ ታሪኽ ክጸሓፍ ተደልዩ፡ ስለምንታይከ ናደው እዚ ንምፍራስ ነቲ ሰራሕ ታሪኽ ዝኾነ ሰራዊት ህዝባዊ ግንባር ኣንበሳ ዘይተባህለ።
ቅድሚ ክልተ ሰሙን ኢሳይያስ ንዓሊ ዓብዱ ብጥርሙዝ ቢራ ገጹ ስለዝጨደዶ፡ ንኽልተ ሰሙን ሕክምናዊ ክንክን ክግበረሉ ቀንዩ። ክሳብ ‘ዚ እንዋን’ዚ ኸኣ ኣብ ዝኾነ ቦታ ኣይተራእየን። ኢሳይያስ ስለምንታይ ንዓሊ ከምዝሃረሞ ዛጊት እቲ ምኽንያት ንጹር ኣይኮነን። ዝያዳ ሓበሬታ ኣብ ቀጻሊ ክስዕብ እዩ።
መንቀሊ ጽሑፈይ ብዕለት 31 መጋቢት 2010 ተዳልያ ኣብ ናይ ኤትራውያን መርበብ ሓበሬታታት ዝተዘርገሐት ብ ”The lion of Afabet” ብዝብል ኣርእስቲ ብብርሃን ሓጎስ ዝተባህለ ጸሓፋይ ንኣቶ መስፍን ሓጎስ ዘመላኽዕን ብምሕራር ኣፍዓበት ፡ ወላዃ ሓጺር ይኹን ዝትሓፍሰ ዓወታትን ውጺኢቱን ዝገልጽ ጽሑፍ ኣንቢባ። ዝገርም’ዩ! ለካ ዕድመ እንተሂቡካ ብዙሕ ኢኻ ትርእን ትሰምዕን ዝተባህለስ ሓቂ’ዩ።
ንዕዘቦ ከም ዘለና እቶም ኣብ ድሕሪ መጋረጃ ሃገራውነት ትሓቢኦም ንጥፍኣት ሃገርናን ህዝብናን ታዓጢቖም፡ ምእንቲ ህ.ግ.ዲ.ፍ ክብጀዉ ዝወሰኑ ደመኛታት ህዝቢ ኤርትራ፡ ሎሚ እውን ከም ኣመሎም ዕሽነቶም ከመስክሩን፡ ስም ህዝቢ ኤርትራ ከበላሽዉን፡ ኣብ ጎደናታት ኦስሎ፡ ኣብ ኖርወይ ንዕለት 13 ሚያዝያ ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ምዃኖም ሓቢሮሙና ኣለዉ፡፡
ዮሴፍ ገብሪሂወት ዚተባህለ ምሁር ኤርትራዊ ብዕለት ለይቲ 3 ሚያዝያ 2010 አብ ፓልቶክ „ኤርትራዊ ኣደራሽ ንሓያልነትን ሓድነትን ተቓወምቲ“ ዚተባህለ ቀሪቡ፣ መብርሂ ንናይ ቅድሚ ሕጂ ጽሑፋቱን፣ ብዛዕባ ንፖለቲካዊ መጻብቦ ኤርትራ ኢሉ ዘማዕድዎ ፍታሕን ከብርህ ሐዲሩ። የግዳስ ሓው ዮሴፍ ከምቲ አብ ጽሑፋቱ ዘልመደና – ንኣብነት ከምቲ አብ ምቅንጃው ገድሊ ዚአመሰሉ ጽሑፋት- ብዙሕ ኣኻብሕ ታሪኽናን ጕዕዞ ገድልናን‘ኳ እንተአናጠጠ አብ መወዳእታስ ንኤርትራ ዚኸውን (ኤርትራዊ) ፍታሕ አየቕረበን።

ኣማሓዳሪ ዞባ ማእከል ኣቶ ካሕሳይ ገብሪሂወት፡ ብምኽንያት በዓል ፋሲካ ኣብ ዛግር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጽምብል መደረ እናህበ ከሎ ክወድቕ፡ ኣብ ቴለቪዝን ኤርትራ ላይቭ ተራእዩ።
ግዱሳት ኤርትራውያን ካናዳውያን ምስ ኣባል ባይቶ ሰልፊ ሊበራል ሚስተር ጀራርድ ከነዲ ብ29 መጋቢት ብምርኻብ ንኩነታት ኤርትራን ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዝምልከት ሰፊሕ ዘተ ኣካይዶም።
Eritrea is not quite two decades old. But it has become an international problem, a source of instability and repression on the Horn of Africa. It also is one of the world’s worst religious persecutors.

An important meeting of Eritrean legal professionals was held on March 31, 2010 in
An important meeting of Eritrean legal professionals was held on March 31, 2010 in
ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና
ድምጺ ኣሰና ንቐዳም 3 ሚያዝያ ምስ ኣቦ ወንበርን ምኽትል ኣቦወንበርን ኣሰናዳኢት ኮሚተ ናይቲ ን29 ሓምለ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ‘ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ’: ዶር በሽር ይስሓቕ፡ ኣቶ ኣምሃ ዶመኒኮን ቃለመጠየቕ ከተካየድ መዲባ ስለዘላ፡ ነቲ ዋዕላን ምስኡ ዝተኣሳሰሩ ጉዳያትን ዘለኩም ሕቶታት፡ ብሕጽር ዝበለ፡ ኣብ ነጥብታት ዝተጸምቌ ኣቀራርባ ጽሒፍኩም፡ በዚ ኢመይል’ዚ asenaquestions@googlemail.com ክትልእኩልና ብትሕትና ነዘኻኽር።
ስርዓት ህግደፍ፡ ብፍላይ ከኣ ኢሳይያስ፡ ንምዕራባውያን ካብ ዘቕርቦ ብዙሕ ክስታት ሓደ፡ “ቅልውላው ብምፍጣር፡ ንቕልውላው ምምሕዳር” እዩ። ዋና ናይዛ ሜላ እዚኣ ግን ኢሳይያስ ባዕሉ እዩ።