Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰላማዊ ሰልፊ ጸረ ህግደፋዊ ዕንደራ ኣብ ኦስሎ

osloንሰሉስ ዕለት 13 ሚያዝያ ብተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ኣብ ኖርወይ ጸረ ህግደፋዊ ዕንደራ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር ስለ ዝኾነ፡ ኩሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ፡ ኣብ`ዚ ሰልፊ`ዚ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም ኣሎና፡፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT