ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊ ነጋዶ ገይሩዎ ዝጸንሐ ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ንብረት ናይ ምእታው እገዳ፡ ኣብ ልዕሊ ውልቃውያን ገያሾ ተመሳሳሊ ስጉምቲ ይወስድ ኣሎ።
ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊ ነጋዶ ገይሩዎ ዝጸንሐ ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ንብረት ናይ ምእታው እገዳ፡ ኣብ ልዕሊ ውልቃውያን ገያሾ ተመሳሳሊ ስጉምቲ ይወስድ ኣሎ።
WASHINGTON (Reuters) – A new World Bank report on Thursday named 28 countries in Africa, Asia and the Middle East facing financial strains due to high food and fuel costs and now from a cascading credit crisis.

ቁጽሪ ናይቶም ኣብዚ ዝሓለፈ መበል ሳልሳይ ርብዒ ዓመት 2008 ኣብ ስዊዘርላንድ ዑቕባ ዝሓተቱ ስደተኛታት ካብ ናይ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ ብ 40 ሚኣታዊት ክብ ከምዝበለ፡ ዝበዝሑ ሓተትቲ ዑቕባ ኸኣ ኤርትራውያን ምዃኖም ስዊዝ ኢንፎ ዝተባህለ ናይታ ሃገር መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።
ክቡር ኣምባሳዶር መሓመድ ኑር ኣሕመድ ምስ ተለቭዥን ደሃይ ኤርትራ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ ናይ ስርዓት ህግደፍ ውዲት ኣብ ጉዳይ ጠንቂ ናይ ዶብ ምስሕሓብን ከምኡውን ብድሕሪኡ ዝተፈጥረ ውዲት ምእሳር ሓለፍቲ ሰበስልጣን ዓበይቲ ዓድን ጋዜጠታትን የቓልዕ፡፡
The number of asylum seekers arriving in Switzerland has increased in the third quarter by almost 40 per cent over the previous three months.
The number of asylum seekers arriving in Switzerland has increased in the third quarter by almost 40 per cent over the previous three months.
Ambassador Girma Asmerom Tesfay Scheduled Q & A Session on Peace, Security and Development in the Horn of Africa Cancelled due to protest
Ambassador Girma Asmerom Tesfay Scheduled Q & A Session on Peace, Security and Development in the Horn of Africa Cancelled due to protest
ሰብ ተበራቢሩ ከሎ ብዛዕባ ሰላም ኮነ ኵናት ብዙሕ ይሓስብ። ብዛዕባ ገንዘብ ኮነ ናብራ የውርድን የደይብን ኢዩ። ናተይ ግን ዋላ ኣብ ድቃሰይውን እንተዀነ ዝሓልሞን ከዋልኣኒ ዝሓድርን ካልእ ዘይኮነስ እቲ ሕልመይ እውን ፖለቲካ ብምዃኑ ኢዩ። ሕልመይ ብዛዕባቲ ኣብ ኣብ መቝሕን ኣብ ባርነትን ዘሎ ህዝብናን ወገናን ጥራሕ ብምዃኑ ለይቲውን ድቃስ ኣይረኸብኩን።
ኣራዊት ስርዓት ህግደፍ ፍልይ ዓይነት ማእሰርቲ ጀሚሩ
መንግስቲ ኣመሪካ፡ ኤርትራ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝርከቡ ግብረሽበራውያን ትሕግዝ እያ ካብ ዝብል ሻቕሎት ተበጊሳ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ናይ ኣጽዋር መሸጣ እገዳ ከምዘጽንዐት ኣገልግሎት ዜና ኣሾሼትድ ፕረስ ሓቢሩ።
*WASHINGTON:* The United States is banning arms sales to Eritrea over
concerns that it is aiding terrorists in the Horn of Africa.
*WASHINGTON:* The United States is banning arms sales to Eritrea over
concerns that it is aiding terrorists in the Horn of Africa.
ኣብ ትሕቲ ሓንቲ ጸሓይ ከም ዘሎና ዝዝንግዑ ህግደፋውያን፣ ንህዝቢ ከታልሉ፣ ኣይከኣሉን። ተቓወምቲ ዜጋታት ተቐማጦ ስዊስ ነዚ መደብ ከይጀመረ ክፈሽል ንህዝቢ ብምምሃርን ብምምዓድን ጀመርናዮ፣ ቀጺሉ ድማ ኣብ’ቲ ምሸት ኣብ ኣፍደገ ኣደራሽ፣ ተረኺብና “ቐዳምነት ቁዋማዊት ሃገር” “ንሕጊ ዝጸልእ ንባርነት የፍቅር” ዝብል ጭርሖን ዝዝርጋሕ ወረቓቕትን ሒዝና፣ ሰላማውን ሕጋውን ተቓውሞና ኣርኢና።
ብምኽንያት ሞት ገዲም ዓቢ ሃገራዊ ተጋዳላይን መራሒን ሸኽ መሓመድ እስማዒል ዓብዱ ኤህም ጨንፈር ሰሜን ኣሜሪካ ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን ክንገልጽ ንፈቱ። ክቡራት ስድራ ሸኽ እስማዒል ዓብዱን ብጾቱን ጽንዓት ይሃብኩም ንብል። ኤህም ጨንፈር ሰሜን ኣሜሪካ
There is a rumor that our dictator is accepted to continue his correspondence studies at the University of Diablo for scoring high results in the following courses:< ?xml:namespace prefix = o ns = "urn:schemas-microsoft-com:office:office" />

ወለዲ ክምስሉ ከለዉ ዘይቀንእ ኣይውልደኒ ይብሉ። እዚ ማለቶም ከኣ ነቲ ኣወንታዊ ዝዀነ ስርሒትን ተግባርን ናይ ደቂ-ሰባት ሪኢኻ ክትቀንእ እሞ፡ ከምኡ ክትሰርሕን ክትግብርን ስለዝደልዩን ዝምነዩን ኢዮም።
ኣቱም ሰባት ሎምስ ጉድ አዩ ወሪዱና ምስ ወለሓደ ከተወዳድሮ ዘይትኽእል ጉድ እዚ ክብል ከለኹ ዝስምዓኒ ጓሂ መዳርግቲ የብሉን። ማለተይ ብደም-ረሃጽ ብጊዜ ብሉጻት የሕዋትና ዝመጸት ሃገር መጻወቲ ጉጅለ ህግደፍ ክትከውን ዓይንና እንዳርኤና ስቕ ምባልና ሓደ ካብቲ ዘሕዝን ፍጻመታት ታሪኽ ‘ዩ እንተበልኩ ዝተጋነነ ከምዘይኮነ ዝስሕቶ ከምዘየለ ርጉጽ እዩ:: ማለተይ ሎሚ ጊዘ ኤርትራ ካብ ኣብ ሶማል ዘሎ ሕጊ ኣልቦ ኩነታት ዝባሰ እንታዘይኮይኑ ዝሓይሽ ከምዘይኮነ በዛ እትስዕብ ማንካ ካብ ባሕሪ ንእሽተይ ምሳሌ ኤርትራን ሶማልን ከወዳድረን ክፍትን ካብኡ መልሲ ነንባባይ ክገድፎ::
< ?xml:namespace prefix = o ns = "urn:schemas-microsoft-com:office:office" />
< ?xml:namespace prefix = o ns = "urn:schemas-microsoft-com:office:office" />
I never met him physically so far. The ever shrinking quantity of time, the hectic western life style, fate and some thing else contributed to all this. But I consider him not only as a brother and colleague but as a trusted friend(EMUN ARKI). There are many whom I encounter in my unfortunate and sorrow filled Eritrean journey.

I never met him physically so far. The ever shrinking quantity of time, the hectic western life style, fate and some thing else contributed to all this. But I consider him not only as a brother and colleague but as a trusted friend(EMUN ARKI).

ሚኒስተረ ደኣ እንታይ ረኸበኩም
እስኹም ትኽእሉ ቪዛ ተኸልኪልኩም
ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ’ዶ ክብሉ ሰሚዕኩም
በጃ ጌርክሞ ዘርእሰናይ ወድኹም::
እዛ ሕያወይቲ ራሄልሲ: ክንደይከ ትሓስም
ተስፋ’ሎ ‘ናበልና: ካን ጥልም
እዚ ተስፉ’ኸ: ክንደይከ ይረግም
ሃለው ተበልናዮ: ካን ህልም
ወ/ሮ ራሄል ብዓልቲ ቤቱ ንተስፋልደት መሓረና ኣካያዲ መርበብ ሓበሬታ ኣስማሪኖ ዳት ኮም ብሕማም ምኽንያት ምዕራፋ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፡ ንተስፋልደት መሓረና፡ ደቁን ቤተሰቡን ጽንዓት ይሃብኩም ንብል። ኣሰና.ኮም መልእኽቲ ጽንዓት ንምትሕልላፍ ኣብዚ ጠውቑ
እንታይዩ ሚስጢርኪ ከበሮ ዓድና
ክንድዚ ሰብ ቀልቡ ተጥፋኣልና
ሓዳሩ ኣረሲዕኪ ጋይላ ተፍትውልና
ካብ ገዝኡ ኣውጺኺ ተዕብድልና::
ትማሊ ሰብ ውሒጡ
ሎሚ ድማ ከምስል እንዝዕ ነቢዑ…
ንምንታይ ኢዩ እባ ዝሕመ
ኣብቲ ቀብሪ እንተዘይወዓለ
ጽንዓት ይሃብኵም ዶ ይብል ኢዩ ?
እቲ ንቀብሪ ባዕሉ ዝፈጠረ….
ርሑስ በዓል ዒል ኣልፈጥር ንኹሉኹም ኣመንቲ ምስልምና - ትብለኩም ኣሰና ! መስጊድ ጃምዕ ተወሊዓ - ጠውቑ K]²ï©ö ®M— Fohñ o‘Dï– K]²ï©ö ®M— Fohñ o‘Dï–