Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

“ቀባሪ ቅቡር”

ትማሊ ሰብ ውሒጡ
ሎሚ ድማ ከምስል እንዝዕ ነቢዑ…
ንምንታይ ኢዩ እባ ዝሕመ
ኣብቲ ቀብሪ እንተዘይወዓለ
ጽንዓት ይሃብኵም ዶ ይብል ኢዩ ?
እቲ ንቀብሪ ባዕሉ ዝፈጠረ….

ትማሊ ሰብ ውሒጡ
ሎሚ ድማ ከምስል እንዝዕ ነቢዑ…
ንምንታይ ኢዩ እባ ዝሕመ
ኣብቲ ቀብሪ እንተዘይወዓለ
ጽንዓት ይሃብኵም ዶ ይብል ኢዩ ?
እቲ ንቀብሪ ባዕሉ ዝፈጠረ….

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT