ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ወናኒ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት ከም መቐጸልታ እቲ ሕሱር ናይ ዓሰባ ባህርያቱ ሕጂ’ውን ስም ተቓለስቲ ንምጥፋእ ነቲ ብኣምባሳዶር መሓመድ-ኑር ኣሕመድ ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣልናህዳ ብቋንቋ ዓረብ ዝተገብረ ቃለ-መሕተት ፈጺሙ ንሱ ብዘይበሎን ዘይተዛረቦን ንዕኡ ብዝጥዕሞ ኣትርረጓጉማ ተርጒሙ ጸሎሎ ክቐብኦ ከም ዝፈተነ ኩሉ ዝተዓዘቦ ኢዩ።

ካብ 1967 ኣትሒዙ ኣብ ገድሊ ንናጽነት ብዝተፈላለየ ጽፍሕታት ዝተጋደለ፡ ድሕሪ ናጽነት ከም ኣዛዚ ክፍለሰራዊት፡ ኣብ'ዚ እዋን'ዚ ድማ ከም ኣዛዚ ስታፍ "ስርሒት ሓደ" ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ብሪጋደር ጀነራል ዓብዱ መሓመድ ዑመር (ረመጭ) ትማሊ 29 ግንቦት ብሕማም ከምዝዓረፈ መራኸቢ ብዙሃን ህግደፍ ኣፍሊጡ። ኣሰና - ንቤተሰቡ ጽንዓት ይሃብኩም
ሓይልታት ጸጥታ ህግደፍ ምስ ገለ ሰበስልጣን ሱዳን ብምትሕብባር ብ ክልተ ጥሪ 2009 ካብ ካርቱም፡ ከላክላ ጉባ ካብ ዝተባህለ ቦታ ንሓደ ማሕሙድ መሓመድ ንስሙ ዜጋ ከምዝጨወዩ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ቦታ ሓቢሮም።
ቓለመጠየቕ ኣምባሳደር መሓመድ ኑር ምስ ቴለቭዥን ደሃይ ኤርትራ ብዛዕባ ‘ጉጅለ 15’
ክቡር ኣምባሳዶር መሓመድ ኑር ኣሕመድ ምስ ተለቭዥን ደሃይ ኤርትራ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ ናይ ስርዓት ህግደፍ ውዲት ኣብ ጉዳይ ጠንቂ ናይ ዶብ ምስሕሓብን ከምኡውን ብድሕሪኡ ዝተፈጥረ ውዲት ምእሳር ሓለፍቲ ሰበስልጣን ዓበይቲ ዓድን ጋዜጠታትን የቓልዕ፡፡
ኣባል መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ኣቶ መሓመድ ስዒድ ባርህ ብሕማም ነዊሕ ድሕሪ ምስቓይ ሎሚ 9 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ከምዝዓረፈ መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ ኣፍሊጣ።