ኣባል መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ዝነበረ ኣቶ መሓመድ ስዒድ ባርህ ሎሚ 9 ሚያዝያ ዓሪፉ።
ኣባል መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ኣቶ መሓመድ ስዒድ ባርህ ብሕማም ነዊሕ ድሕሪ ምስቓይ ሎሚ 9 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ከምዝዓረፈ መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ ኣፍሊጣ።