ስርዓት ኢሳይያስ ኩሉ ሰብ፡ እንተላይ ዳይረክተር ጀነራላትን ኮሚሽነራትን ዝርከቡዎም ላዕለዎት ሓለፍቲ ናይቲ ስርዓት፡ ብረት ክዓጥቕ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ትእዛዝ፡ እንተላይ’ቶም ተጠቒሶም ዘለዉ ካብ ሚኒስተራት ሓደ ጽፍሒ ንታሕቲ ለጠቕ ኢሎም ዝርከቡ ላዕለዎት ሓለፍቲ፡ ወረቐት መንቀሳቐሲ ኪወሃቦም፡ ኪገሹ ኸለዉ ፍቓድ ክረኽቡ፡ ብክፖን ሃለኽቲ
ስርዓት ኢሳይያስ ኩሉ ሰብ፡ እንተላይ ዳይረክተር ጀነራላትን ኮሚሽነራትን ዝርከቡዎም ላዕለዎት ሓለፍቲ ናይቲ ስርዓት፡ ብረት ክዓጥቕ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ትእዛዝ፡ እንተላይ’ቶም ተጠቒሶም ዘለዉ ካብ ሚኒስተራት ሓደ ጽፍሒ ንታሕቲ ለጠቕ ኢሎም ዝርከቡ ላዕለዎት ሓለፍቲ፡ ወረቐት መንቀሳቐሲ ኪወሃቦም፡ ኪገሹ ኸለዉ ፍቓድ ክረኽቡ፡ ብክፖን ሃለኽቲ
ሰሚናር ኣብ ከተማ ማንቸስተር ብምክንያት መበል 22 በዓል ነጻነት ኤርትራ፡ ሓድነት መንእሰያት ኤርትራ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር (UEYDC-GM) ንቀዳም ዕለት 01/06/2013 ካብ ሰዓት 3፡00 ድ. ቐ ዝጅምር ዓቢ ሰሚናር ኣዳልዩልኩም ኣሎ። እዚ ሰሚናር እዚ ን ህሉው ኩነታት ቓልሲ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ኢሰያስ ዝድህስስ ኮይኑ ኣብ ትሕቲ
ሰላምታይ ድሕሪ ምቕራብ እዚ ዝስዕብ ሓሳባት ከካፍለኩም ኣፍቅዱለይ። ኤርትራ ሃገርና ከም ሃገር ኣብ’ቲ ኣድማሳዊ ካርታ ዓለም ጉቡእ ቦትኣ ንኽትውንን፡ ካብ ንእስነቶም ኣትሒዞም ኣብ በረኻታት ኤርትራ ከርተት ካብ ዝበሉ ናይ ሎሚ መራሕቲ ሃገረ ኤርትራ ኢኹም። ስለዚ ከኣ ከም ኩሉ ብሃገሩ ዝሕበንን ዝግደስን ሃገራዊ እቲ ንናጽነት ኤርትራ
ድሓን ኩን ብጻይ ኣማረ 05/12/2013 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ደቂ ሰብ ነበርቲ ከምዘይኰንናስ ኩሉሳዕ ብሞት ክንዝመት ከለና ከይጠቐስና ሓሊፍና ኣይንፈልጥን። ኣብ ሂወትና ኣንጻር ኩሉ ዓይነት ዘጋጥመና ናይ ኣነባባር ወጥርታት ብውልቀ ይኹን ብሓባር ተቓሊስና ክንዕወት ከም እንኽእል ንዝቲ ኢና። ኣብ ዓለም ክሳዕ ዝሃለና ክኣ ተመኩሮና ንሱ ኢዩ። ብታሪኻዊ ዓይኒ፡ ሌላና ምስ
ህግደፍ መንደፍ ዋኒነ ኢሳይያስ ብምልኪ ዝኽየፍ ዕብድብድ ዘብሎ ናይ ስልጣን ሃነፍነፍ ቅሳነት መርዘኑ ደም ሰባት ዝውለፍ ሊቕነቱ ጸይቂ ዘይውድኦ ጽያፍ፡ ክሳብ መዓስ ሓሶት ሓቂ ‘ምሲልካ ሃተፍ ሕድርታት በሊዕካ ብሕድሪ ምልፍላፍ ናጽነት ኣብሪስካ ብናጽነት ዓዘፍ፡ ክንደይ ከ ይደፍር መልሓሱ ትቆለፍ ብኻ ሽንቲ ኮይኑ ብሽቓቕ ዝሓልፍ ብማይ በላ ‘ቢሉ ናብ ባሕሪ ዝምርቀፍ፡ ንሱ ኳ ነዊሑ ኣብ መከራ ገፈፍ በቋራጭ ከረውረው ብ’ምባሶይራ ህትፍ መን ‘ዩ በቒቑሉ ነቲ ተሎ ምጽዳፍ፡ ኣምላኽ ከ ‘ታይ ኮይኑ ፍርዱ ዘይጽሕፍ በዳሊ ቐጺዑ ውጹዕ
መሽካዕለልቲ ህግደፍ! ብመጀመርያ እንቛዕ ናብ መበል 22 ዓመት በዓል መሬታዊ ናጽነት ኣብቅዓና ክብል እፈቱ። ብምቕጻል፡ ብኣጋጣሚ’ዚ ዓቢ በዓል’ዚ ክብሎ ዝደሊ ነገር እንተሎ፡ ነቶም ጌና ብኣካልን ብኣተሓሳስባን ሓራ ዘይወጹ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ህግደፍ ዘለዉ ዜጋታትና፡ ሕውነታዊ ኣኽብሮተይ ብምቕዳም፡ ሓንቲ ሕቶ ክሓቶም ምፈተኹ። ብመጀመርያ ኣብዛ ህይወት ኣእላፍ ደቂ
ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ቅሳነትን ካብ ዝስእን ኣማእት ዓመታት’ኳ እንተ ሓለፎ፡ ንኹሉ’ቲ ናይ ባዕዳውያን ገዛእቲ ግፍዕታት ድሕሪ ምጽዋርን ምምካትን ኣብታ ከም ብርኽቲ መዓልቲ ዝወሰዳ 24 ግንቦት ፈላሚ ናጽነቱ ኣስተማቒሩ። ከምቲ ኣቦታትና ዝብሉዎ፡ ዘይሓሰብካዮ ርኸብ ኣይመርገም ኣይምርቓ ከም ዝብሃል ግን እቲ ድሕሪ ናጽነት ዝቐጸለ ህይወቱ ካብ ሓዊ
ናይ ሓዘን መግለጺ ንተጋዳላይ ኣማረ ገብረማሪያም ድምጺ ጠፊኡና ድምጺ ዲሞክራሲ ዘይምሕር ዘይንሕፍ ዘየናሕሲ ዘርኢ ሰናይ ይግደፈልና ራሕሲ ኣቦ ጽጉም ዘይብሉ ኣባሲ፡ ሓይልና ኔሩ ብልቡ ስንቅና ኔሩ ብገንዘቡ ንቕሓትና ኔሩ ብሓሳቡ ኣቦይ’ዝጊ እንደሞ ሰናይና ጠሊቡ፡ ተስፋና ኔሩ ብዓል ራኢ ዋሕስና ኔሩ ተራታዒ ዕግበትና ኔሩ መተርንዒ እንታይሞ ‘ዛ ዓለም! እንድዒ፡ ሃገር ከውሕስ ብነጻነት ብሓርነት ከምኣ’ሉ ስለዘየዕረፈ ብኡነት ኣምላኽ ሰማይ ይቀበሎ ኣብ ገነት ጽንዓት ድማ
http://www.youtube.com/watch?v=Gr8tBfVLmwU&width=200&height=200
April 29, 2013 (CHICAGO) (WLS) -- A Chicago student inspired by the life of baseball legend Jackie Robinson won an essay contest about her own struggles with the death of her brother. Arsema Tesfai was honored Monday by Robinson's daughter, Sharon Robinson, at the seventh-grader's school, St.
May 15 (Reuters) - Australia-based South Boulder Mines has handed the reclusive state of Eritrea an increased stake in its Colluli potash mine under the terms of a new joint venture agreement, the miner said in a statement. South Boulder, which had held a 90 percent stake
ናይሓዘንመግለጺ ብመስዋእቲ ብጻይናን ሓውናን ተጋዳላይ ኣማረ ገብረማርያም ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ብስም ውድብ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ እናገለጽና፡ ንስዉእ ተጋዳላይ ኣማረ ገብረማርያም መንግስተ ሰማያት የዋርሶ፡ ንመላእ ስድራቤቱን ናይ መቓልስቱን ፈተውቱን ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል። ተጋዳላይን መምህርን ኣማረ ገብረማርያም ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን ዝኣክል ኣብ ቃልሲ ከይሰልከየ፡ መጀመርያ ከም ተመሃራይ፡
ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ደንቨር- ኮሎራዶ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ግንቦት (May) 21 2013፡ ካብ ሰዓት 11፡00 ቅድሚ ቀትሪ -- 2፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ ናይ ካፒቶል (West steps of the Capitol) ኣንጻር`ቲ ኣብ ውሽጥን ኣብ ምድረ-በዳታት ሲናይን ዝወርድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ ክብሪ ኤርትራውያን ዝምልከት ሰላማዊ
Fetsum Abraham//5/14/2013 I first want to encourage the opposition forces to continue the resistance, yet I respect and thank them all for hanging on this far individually or in group. As we all know, our opposition forces (parties And CIVIC organizations) were doing their activities without a
Date: 24 May 2013- Time: 2:00PM – 6:00PM -Venue: in Front of 10 Downing Street The Coordinating Committee representing the different exiled opposition political and civil society organizations in London calls on all Eritreans and the friends of Eritrea to participate in the Pro-democracy Peaceful Demonstration. Eritrea achieved its independence
ኣብ ኢንተርነት ንዘዝወጸ ጸለመ፤ መሰረት ዘይብሉ ክሲን ስጊንጢር ትሕዝቶ ዘለዎ ጽሑፋትን ምምላስ ትርጉም ከም ዘይብሉ ርዱእ እዩ። እንተኾነ ግን ከምዚ ዓይነት ጽሑፋት ኣብ ኣእምሮ ገርሀኛታት ስንብራት ፈጢሩ ዘይተደልየ ምድንጋራት ክኸትል ስለዝኽእል ባይቶ ስ.ኤ.መ.ድ.ሃ ነቲ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብሓደ ኣባል ዝተጻሕፈ ዘይሓላፍነታዊ ጽሑፍ ሓላፍነት ከም ዘይወስደሉ
http://www.youtube.com/watch?v=VJFnb3prRRE&width=200&height=200
The following is an excerpt of accumulated questions sent by interested Eritreans at various times to the editorial section of the America Team to be answered by Mr. John Stauffer, president of the America Team for Displaced Eritreans. Mr. John Stauffer, 70, is an American
http://www.youtube.com/watch?v=JEVnHkZwnSI&width=200&height=200
ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኤርትራውያን ብሓይልታት ጸጥታ ሱዳን እናተገፉ ካብ 300-500 ፓውንድ ሱዳን ክኸፍሉ ይግደዱ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ካርቱም ሓቢሮም። መብዛሕትኡ እቲ ኣብ ካርቱም ዝካየድ ዘሎ ግፋ ኣብቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብጻዕቂ ዝርከቡሉ ሰሓፋ ከምኡ ‘ውን ጀረፊ ዝብሃል ቦታታት ኮይኑ፡ ኣብ ካርቱም ካርቱም፡ ሱዳን ብሓፈሻ ኤርትራውያን ተሸቝሪሮም ዝንቀሳቐሱሉ
በቲ ኣብ ኣስመራ እናገነነ ዝኸይድ ዘሎ ጭውያ ቆልዑ ዝተሻቐሉ ገለ ርእሰ-መማህራን መባእታ ኣብያተ ትምህርቲ ኣስመራ፡ ወለዲ ደቆም ናብ ትምህርቲ ኣብ ምፍናውን ምቅባልን ልዑል ጥንቃቐታት ከዘውትሩ ብደብዳበ ከምዘዘኻኸሩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣብ ኣስመራ ምእንቲ ገንዘብ ሓያለ ቆልዑ ተጨውዮም ይጠፍኡ ብምህላዎም፡ “ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ” ዝብል ምልክታታት ፈቖዶ
For the last two decades, the opposition members have been ‘hiding’ while May 24 was being celebrated by the PFDJ members and while the day was being ab(used) to send a distorted information from the diaspora. The Eritrean media were busy telling the innocent Eritreans
The U.S. Department of State continues to warn U.S. citizens of the risks of travel to Eritrea and strongly recommends U.S. citizens defer all travel to the country. This replaces the Travel Warning for Eritrea of November 29, 2012, to update information on additional travel
The move comes following an email sent on Thursday to all police authorities in Sweden to not forcibly deport people to Eritrea. "From what I understand the Migration Board is planning to stop these type of forced deportations. That's why we've made this decision," Sören Clerton,
KHARTOUM (Reuters) - Sudan accused South Sudan of having supported rebels who launched a major assault two weeks ago, warning this could derail recent oil and security agreements between the African neighbors, state media said on Saturday. The two countries agreed in March to resume cross-border oil flows and end
(Reuters) - Ethiopian police have arrested a minister and 11 other people on corruption charges, an official and state media said on Saturday, in the country's most high-profile swoop against graft for more than a decade. Businesses in the region regularly complain of corruption as an
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/05/Oslo_May24.pdf"]
24 May - Independence Day! Make this Independence Day the day we tell the world about Eritrea! The Eritrean National Council for Democratic Change - ENCDC - is encouraging Eritreans across the world – members of the community, diaspora organisations and ENCDC members – to make 24
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/05/AUS_demo.pdf"]
The Easter message is “Sacrifice” By Haben Zeray Dear Church leaders, First, I would like to say Happy Easter and “Dagmaay Fasika” to you and all the believers as we celebrate the tremendous sacrifice that Jesus Christ did for all of us. Jesus sacrificed himself so we can
መን እዩ ተጋዳላይ፧ መን እዩ ምሁር፧ መን እዩ ስዉአ፧ መን´ዩ ፧መን´ዩ፧ መን፧ መን……. ወርትግ ብዘይካ ምስ ነብሰይን ምስ ገለ ውሑዳትን ምስ ብዙሓት ዘየሰማምዓኒ ነጥቢ። እዞም ኣብ ልዕሊ ዝጠቀስኩዎም ሰለስተ ነጥቢ፣ ብዝያዳ ምስ ህሉው ኩነታትና ስለዝኸዱ’ምበር፣ መልሲ ወይ ቅኑዕ ግንዛቤ ዘድልዮም ጌጋ ተረድኦታት ብዙሓት እዮም። ንሎሚ
ቃልስና ንምልካዊ ስርዓት ምእላይ’ምበር ኣንጻር ሃገራዊ ክብርታትና ኣይኹን! ካብ ሓደ ዓመት 3- መዓልታት ህዝባዊ በዓል እዩ። 10/ ግንቦት/2013 ዝኾነት ሃገር መምስ ጭቡጥ ኩነታት፣ ምስ ፍሉይ ታሪኻዊ ምዕባሌታት ዝሰማማዕ ናይ ገዛእ ርእሳ ፍሉያት ሃገራዊ በዓላት ኣለዋ። ንገለ ኣህጉራዊ በዓላት ድማ ተኽብር። ከም ኣብነት 08/ መጋቢት ኣህራዊ መዓልቲ
መግዛእቲ ድያብሎስ! ሳልሳይ ክፋል፥ እቲ ንዕስራን ክልተን ዓመታት ምሉእ፡ ብጃንዳ ህግደፍ ‘ድንግል ባሕሪ’ እናተባህለ ዝተዋጠየሉን ምስ ፍረኡ ኸሎ መኺኑን ዘሎ ባሕርናኸ ሰኣን ንህዝብን ሃገርን ዝሓሰብን ዝውፈን መንግስቲዶ ኣይኮነን’ዩ ክሳዕ ሎሚ ብድንግሉ ዝነብር ዘሎ!? ዋናታቱ ብጥምየት እናሃርበትና (ዝብላዕ ስኢንና እናኣህነፍነፍና) ምስ ስፍሪ ኣልቦ ሽሻዩ ከሎ፡ ኣዒንቱ ኣፍጢጡ ኪጥምተና
Thousands of political prisoners are being held by Eritrea in "unimaginably atrocious conditions", says Amnesty International, and not one has ever been charged with any crime. The rights group says at least 10,000 people have been jailed for political reasons since President Isaias Afewerki came to
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/05/DC_NEW_AD.pdf"]
ኣህጉራዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሎሚ 9 ግንቦት፡ድሕሪ 20 ዓመት ናጽነት ቀጥዒ ኣልቦ ጭቆና ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘውጽኦ ዕላዊ መግለጺ፡ኣብያተ ማእሰርቲ ኤርትራ ብዘይክሲ ብዝተቐፈዱ ኣሽሓት እሱራት ፖለቲካ መሊአን ከምዘለዋን ብዙሓት ካብቶም ዝተኣስሩ ሃለዋቶም ከምዘይፍለጥን ሓቢሩ። ኣብ ኤርትራ ዝሓለፈ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ንመንግስቲ ዝነቐፉ፡ፖሊቲከኛታት፡ጋዜጠኛታት፡ኣባላት ዘይተመዝገባ ሃይማኖታትን፡ካብ
Democracy and Conflict Management in Eritrea By Fesseha Nair The Eritrean internal conflict is entangled or bound up with the concept of identity, nation and nationalism with competition for power and dominance. Today, the Eritrean internal conflict revolves around the state structure and the distribution of its
ኣንቱም ሰባት ክሳብ መዓስ ኢና ባዕልና ኣብ ዝፈጠርናዮ ሓሳብ ተሓቢእና ክንነብር፧ ንዑባ ሎምስ ምስ ነብስና ንተዓረቕ፥፥ ቅድሚ ዝኣገረ ምስ ነብስና ዕርቂ ንግበር፥ ንገዛእ ርእስና ካብቲ ባዕልና ዝነደቕናዮ ኳና ሓሳባት ወጺእና ምስቲ ሓቀኛ ኵውንነት ንራጸም እሞ ንዕኡ መኪትና ነብስና ካብ ሃለውሳ ሓራ ነውጽእ፥ ብድሕሪኡ ንህዝብና ሓራ
ብዮፍታሄ ወዲ ቀሺ ድሜጥሮስ ዝምራሕ ናይ ተዋሕዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ነቶም ናይ ፖለቲካ ጉልባብ መሳርሒኡ ፓትርያርክ ኢሉ ዘጠመቖም ኣባ ዲዮስቆሮስን ኣባ ሰላማን ኣባ ቀርሎስ እተባህሉ ጳጳሳት ጸሓፊኡ ሃብቶም ርእሶምን ኣሰንዩ፣ ኣብ እስራኤል ኣትዩ በቶም ናይ ኤምባሲ ኣባላቱን ሃሱሳት ቁጽራቱን ኣሰንዩ፣ ልዑል ምንቅስቓስን ምፍርራሕን ይገብሩ ኣለዉ። ነቶም
ኣብ ዝሓጸረ መዓልታት 'እቲ ካልእ ኵናት' ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ብተኸታታሊ ዝፍኖ መደብ መልስታት ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ነቲ ብተስፋይ ተምነዎ ብራድዮ ወጋሕታ ክዝርጋሕ ዝጸንሐ ዝንቡዕ ታሪኽ ሰውራና ዝብድህ መግለጺ ብድምጺ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ EDP mahhta.net ሒዝናልኩም ክንቀርብ ስለዝኾና ብትሕትናን ብኣኽብሮትን ንዕድም።