ዳግመ ዉደባ መንግስቲ፡ መንግስታዊ ቅርጻን ሓይሊ ጉልበት ሰብ ብከመይ ይካናወን? ኣብ መፋርቕ ወርሒ መስከረም `2013 ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ንዴሞክራስን ፍትሕን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ክዋድራት ኣብ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ምምዕባል እምባትካላ ኣኼባ ከም ዘካየዱ ብመራኸብታት ብዙሓን ኤርትራ ተቓሊሑ ምንባሩ ኣይርሳዕን እዩ። ዕላማ ናይቲ ካብ 17-19 መስከረም 2013 እተቓንዐ
ዳግመ ዉደባ መንግስቲ፡ መንግስታዊ ቅርጻን ሓይሊ ጉልበት ሰብ ብከመይ ይካናወን? ኣብ መፋርቕ ወርሒ መስከረም `2013 ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ንዴሞክራስን ፍትሕን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ክዋድራት ኣብ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ምምዕባል እምባትካላ ኣኼባ ከም ዘካየዱ ብመራኸብታት ብዙሓን ኤርትራ ተቓሊሑ ምንባሩ ኣይርሳዕን እዩ። ዕላማ ናይቲ ካብ 17-19 መስከረም 2013 እተቓንዐ
http://www.youtube.com/watch?v=WH1YpgWQy0k
ነታ ወትሩ ዝብርብራ ማዕከን ሓበሬታ Youtube ከፊተ ናይ ቪድዮ ፋይላት እናፈተሽኩ ከለኹ ሓንቲ ኣቓልቦይ ዝሰሓበት ቪድዮ ርኣኹ። ኣርእስታ “PIA Interview on May 2012 About Principles and Values” ይብል። ካብ ነዊሕ ቃለ መሕትት ኢሳያስ ተወሲዱ ዝተዘርግሐ ቪድዮ ኢዩ። ነቲ ኣርእስቲ ምስ ኣንበብኩዎ፣ መትከል ዘይብሉን ክብርታትና ዘዕነወን ሰብ ደኣ
ድሮ ዓመትካ ቀሪቡ! ኣንታ ስዉእ ወዲ ዓሊ! ከይረኸብና ኣሰርካ ስዒቡ ንገፋዕቲ ዝኣሊ ግዳይ ገፋዕቲ ኮይኑ ህዝቢ ስኢኑ መጽለሊ ስኢኑ ጭርናዕ-ህዝቢ ሰስ መበሊ ሃጽ ይብል ኣሎ ውላዱ ዘላሊ ረመጽ ኮይናቶ ናተይ ዝብላ ምድሪ ብኣማኢት ውሒጡዎ ባሕሪ ወዮ ትፈልጦ ጉድ ‘ምበር ገዲዱ ብድሕረኻ መርድእ ኮይኑ ቀለቡ ህዝብኻ ጨው እግሮም ረጊጾሞ ብቐትሪ ወዲ ሰብ ኮይኑ ግብሪ ይጥፍኡ’ለዉ ደቂ
http://www.youtube.com/watch?v=DSOAtwZCuaA
"On behalf of the Eritreans in the Bay Area, Da'Ero Bay Area is proud to lead a demonstration in support of the African refugees in Israel who are demanding that Israel respect their human rights. As it stands, thousands of African refugees, the majority of
ብ 3 ጥሪ ሓንቲ ጓል ሓደ ዓመት ዝዕድሚኣ ኤርትራዊት ህጻን ኣብ ሕቝፊ ኣዲኣን ኣብ ቅድሚ ኣቦኣን እንከላ ብሓደ እስራኤላዊ ክልተ ግዜ ብኻራ ገጻ ተወጊኣ ንህይወታ ኣብ ዝፈታተን ሓደጋ ወዲቓ ኣብ ሕክምና ከምዝተዓቝበት ጋዜጣታት እስራኤል መስኪረን። ብ 8 ጥሪ ኸኣ፣ “ቀዳሞት ኮይኖም ኣብ ዝስዕሩሉ ውድድር ዘይሽለሙ
ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ) ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ” ብ ጽገወይኒ ኣድሓኖም (ጓል ላንጋኖ) ካልኣይ ክፋል ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ እንታይነት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል ብርጅዋ እትፍለጥ) ገሊጸ ነይረ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ኣርእስተይ ከኣ ከም ስርዕቲ ተ.ሓ.ኤ ኣብ ኣስመራ እንታይ ትገብር ነይራ ዝብል ሕቶ ኣሕጺረ ኣቢለ ክገልጾ ክፍትን ኢየ። ጓል
Refugees from Eritrea and Sudan are bringing the world’s attention to new, oppressive measures that the Israeli government is taking against them. On Saturday 4 January, 30,000 women and men, from Eritrea, Sudan and other African countries, staged a massive demonstration on the streets of Tel
ንኣይን ንኣኻትኩምን መታን ክጥዕመና ብዓረር ጠላማት ዝሓለፈ ጅግና ስድራኡ ንምእላይ ንፈጽም ሕድርና ነዚ ረሳሕ ገንዘብ ዘምጽኦ ረሃጽና ኣይንማታኣሉ ንዘርግሕ ኣእዳውና! ሃየ’ወ ነወፊ ከምቲ ዝተለምደ ጅግና’ኳ ብዓረር በጃና ዝኸደ ክንገብሮ ንኽእል በቲ ዝወሓደ ስድራኡ ምሕብሓብ’ዩ ሎሚ ናትና ግደ! ስቓይን መከራን ከብቅዕ ሓሳርና ኣብ በረኻን ባሕርን ከይጸንት ህዝብና ነዚ ኣንበሳ ኣናብስ ወዲ ዓሊ ጅግና ምልኪ ዝመከተ ገንሸል ሓርነትና ሃየ’ወ ነቕስኖ
መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ። ሓደ ኣባል ብርጌድ 58 ነበር ድሕሪ ናይ ኣርበጂ ዕላል፡
ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ) ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ” ብ ጽገወይኒ ኣድሓኖም (ጓል ላንጋኖ) ቀዳማይ ክፋል መእተዊ ደቅ-ሰብ መሰረት ባህርያት ህይወትና ካብ ዕሸልነትና ዘሰንየና ስነ-ምግብራዊ ኣተዓባብ’ዩ ዝውስኖ። ሃካያት ዲና ህርኩታት፣በቃቓት ዲና ለጋሳት፣ ሓቀኛታት ዲና ወስለትቲ፡ እሙናት ዲና ሰረቕቲ፣ ሓሰብቲ ጽቡቕ ዲና ተንኰለኛታት፣ ሰብ ጽቡቕ ቅንኢ ዲና ሰብ
JewishJournal.com Israel January 8, 2014 On a chilly night in December, up a grassy slope overlooking the all-weather track at Ironi Tet High School in southeast Tel Aviv, a few dozen teens — hailing from about 10 different countries — raced one another to the top of the
Short reminder: I think brother Vacarro needs RETRPSPECTIVE MEDITATION (revision in relaxed environment) to deeply analyze his movement. Many of us are behind you brother and thank you very much for getting us here. But make sure you don’t overwork yourself into stress, because we need
ዓለም-ለኻዊ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምልዕዓላት፣ ሎሚ አብ ድያስፖራ ኣበየከተማኡ ዝርአ ዘሎ ደያቢ ናይ ናጻ-ህዝቢ (አብ ፖለቲካውያን ውድባት ዘይተወደቡ) ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት ኢዩ። ንምጥቃሱ ክጥዕመልና መታን ህዝባዊ ምንቅስቓስ እንተበልና ተመራጺ እመስለኒ። ኣውራ ግና ብዛዕባ‘ዚ ምንቅስቓስ‘ዚ ግቡእ ግንዛቤ ምግባር ንዅሉ በዓል-ጕዳይ ጠቓሚ‘ዩ። መን‘ዩኸ በዓል-ጕዳይ? ሰብ-ጕዳይ ማለት አብዚ ኵሎም ብኤርትራ
An African migrant takes part in a protest opposite the Knesset. Photograph: Baz Ratner/Reuters Around 10,000 African refugees have taken their protest to the Israeli parliament in Jerusalem on the fourth consecutive day of demonstrations and strikes against harsh detention laws, and to demand the authorities consider their
ህቡብ ድምጻዊ ወዲ-ትካቦ ኣብ ላስቬጋስ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ንህዝቢ ዘበራበረ ውዕዉዕ መደብ ከምዘቕረበ ኣወሃሃድቲ ናይቲ ብምኽንያት ሓዱሽ ዓመት ዝተኻየደ መደብ ሓቢሮም። ወዲ-ትካቦ በታ ዓቢ ኣድናቖት ረኺባ ዘላ “ንሓድነትና ሸጥ መዓንጣና” እትብል እዋናዊት ደርፊ እዩ ፈሊምዎ። ቀጺሉ ካልኦት ዝተፈላለዩ ሓደስትን ናይ ቐደምን ሃገራውያን ደርፍታት ብምቕራብ ንህዝቢ ላስቬጋስ
ዮፍታሄ ድሜጥሮስ፣ ሓላፊ ተዋህዶ ሃይማኖት፣ ኤርትራ ብመንግስቲ ኤርትራ ተላኢኹ፣ ገንዘብ ክዘምት ኣብ እስራኤል ኣትዩ ኣሎ። ሓላፊ ሃይማኖት ተዋህዶ ዮፍታሀ ድሜጥሮስ፣ ሰኑይ 6 ጥሪ 2014 ኣብ እስራኤል ምስ ዘለዉ፣ ልኡኻት ኣቕሽሽቲን መንእሰያትን ብምምስጣር፣ ካብቲ ምሉእ ብምሉእ ኣማሓደርቲ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻሩ ዝርከብ እንዳ መድሃነኣለም ቤተ ክርስትያን ኣብ ተልኣቪብ፣ ብሞባእ
http://www.youtube.com/watch?v=RNuYOOf-HbI
BY TIA GOLDENBERG JERUSALEM — Thousands of African migrants demanding to be recognized as refugees protested Wednesday outside of Israel's parliament, part of a series of mass demonstrations over their status in Israel. Police said more than 10,000 migrants rallied outside the Knesset, the Israeli parliament, with hundreds
http://www.youtube.com/watch?v=WfX7zwfHGdY
ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን (EYSNS) ሰራዊት ሕድርን ኣብ ሃገረ እስራኤል ዝካየድ ዘሎ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ መሪሕ ተራ ይጻወቱ ኣለዉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ኤርትራውያን ዜጋታትን ካልኦት ኣፍሪቃውያን ኣሕዋትናን ኣጋጢምዎም ዘሎ ናይ መሰልን ህላዌን ሕቶ መፍትሒ ንኽረኽብሉ ኣብዚ ሰሙን እዚ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን ሰራዊት ሕድርን
ኣቐዲምና ከምዝጠቐስናዮ ብምኽንያት ቀዳማይ ዓመት ናይቲ ኣብ 21 ጥሪ 2013 ኣብ ስርሒት ፎርቶ ብጅግንነት ዝተሰውአ ተባዕ ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) እዛ ሒዝናያ ዘለና ወርሒ ጥሪ “ወርሒ ጅግና ስዉእ ወዲ ዓሊ” ከምእትኸውን ንምግባር፣ ድምጺ ኣሰና ካብ ፈለማ ኣትሒዛ ኣብ መደባታ ብዝተፈላለዩ ጽሑፋት፣ ግጥምታትን ዜማታት ነቲ
ትዕዝብተይ፥ ዝኸበርኩም ኣሰናውያን ከመይ ቀኒኹም? ሰላም። ትዕዝብትኹም ከም ትዕዝብተይ እንተኾይኑ ዕብየትን ተባሃጊነትን ኣሰና ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ሰማይ ዓሪጉ ኣሎ። እዚ ኸኣ ብሃንደበት ወይ ድማ ብዕድል ዝመጸ ምዕባለ ከምዘይኮነ ንኹሉ ብሩህ ይመስለኒ። ምህርቲ ናይቲ ብቅንዕና ንሃገርን ንህዝብን ምግልጋል ጥራይ ዝዕላማኡ፡ ብልሳን ዘይኮነስ ብተግባር ዝዛረብ ኣካይዳን ሓያል
ዕለት 06/01/2014 ሰሚናር ሚላኖ ዶክተር ተወልደ (ወዲ ቫካሮ) ዝሓለፈት 05 ጥሪ 2014 ካብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ብዙሃት ካብ ዝተፈላልዩ ከተማታት ጣልያንን ፣ ስዊዝን ዝመጽኡ ኣስታት 200 ዝኮኑ ኤርትራውያን ዝተሳተፉሉ ዕዉት ናይ ሓድነት ሰሚናር ኣካይዱ። እዚ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊ ዓሰርተ ከተማታት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካናዳ ስቶክሆልም፡
ንሕና ኣባላት "ኤ.ም.ል.ም.ግ." (ኤርትራዊያን፤ ንምህናጽ ልፍንቲን፤ ምፍታሕ ግርጭትን) ብዝብል ሽም እንጽዋዕ ኣቐዲምና ንመሰጋገሪት ሽማግለ ነቲ ብርቱዕ ስራሕ ብምቕባሎም ልዑል ልባዊ ምስጋናና ይብጻሓዮም ንብል። ከምኡ እውን ነዚ ወሲዶሞ ዘሎዉ ዕማም ምስላጥ ዓቢ ሓላፍነት ምዃኑ፤ ብፍላይ ድማ ኣብዚ ናይ ታሪኽና ቐጻሊ ግርጭትን ሕልኽልኽን ዝመልኦ መንገዲ ኣዝዩ ትዕግስትን
ደሃይን ናይ ቃልሲ ጻውዒትን ካብ ደለይቲ ለውጢ ሻርለት፥ ሰሜን ኬሮላይና “ሃገርና ከይትበርስ፥ ህዝብና ከይጸንት : ንለዓል ! ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፥ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣብ ሻርለት፥ ሰሜን ኬሮላይና ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ከነካይዶ ዝጸናሕና ምዝርራብን ምርድዳእን ብ 19 ጥቅምቲ ወግዓዊ ኣኼባ ብምክያድ ኣብ ሓደ ተጠርኒፍና ንዲሞክራስያዊ
Merry Chrismas & A Happy New Year to All Eritreans where ever they may be. Some time ago many Ex-ELF fighters, in the Diasphora have been gathering in North America, in areas of Florida and other cities,including Canada. I would say it is good news, because
ዝኸበርኩም ኣሰናውያን ሰላም፡ ብመጀመርያ ንኣኻትኩም ንኣሰናዳእትን ኣቕረብትን ልሳን ድምጺ ውጹዓት ራድዮ ኣሰና፡ ርሑስ ልደተ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክሩስቶስን ዓመተ ሓርነትን ፍትሕን ክኾነልኩም እምነ። ብምቕጻል፥ ኣብዛ ዓመት እዚኣውን ካብቲ ዝሓለፈ ዓመታት ብዝሓየለ፡ ነታ ኣብ ክሳድ መላኺ ኣትያ ዘላ ዑቘት (ገመድ) ንምጽባብን ብኡ ኣቢልካውን ምትንፋስ ከሊእካ ንምቅባጹን፡
http://www.youtube.com/watch?v=A_NalpqkUUg
ሃለው ባሕሪ (3ይን መወዳእታን) ኣብ ሓቀኛ ዝኽርታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ዛንታ ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ሃለው ባሕሪ(2ይ ክፋል) በዚ ዝስዕብ ሕጥበ ጽሑፍ ወዲኡ ነይሩ። “ድሕሪ’ቲ ናይ ሓለፍቲ መብርሂታት ናይ ብምልኡ ብርጌድ ኣኼባ ተኻየደ። ሓጻር መግለጺ እዩ ሂቡ። “ ብጾት ሕጂ’ውን ታሪኽ ክንሰርሕ ኢና። ነዚ ኣብ ቅድምና ዘሎ ጸላኢ ጸራሪግና ከረን
ኣብ ወርሒ ሕዳር 2013 ዮውሃንስ ትካቦ “ወዲ ትካቦ” ንህ.ግ.ደ.ፍ. ራሕሪሑ ምስ ተቓዋማይ ህዝቢ ወጊኑ ከምዝነበረ ዝዝከር’ዩ። ንዝተረኽበ ጽቡቕ ኣጋጣሚ ዕድል ብምጥቃም፣ ወዲ ትካቦ ጋሻና ኰይኑ ምሳና ክሓድር ተዓዲሙ፣ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝተቐበሎን ክመጽእ ምዃኑን ምስተረጋገጸ፣ ብኣሳናዳእቲ መደብ በዓል፣ ሰፊሕ ናይ ዕድመ መልእኽቲ ንህዝቢ ተዘርጊሑ ቀንዩ። ኤርትራውያን
EMDHR Statement Regarding the Treatment of Eritrean Asylum Seekers in Israel The Eritrean Movement for Democracy and Human Rights (EMDHR) is distressed by the way the Israeli government is treating Eritrean asylum seekers in Israel. We are very well aware that the Israeli government has full knowledge
Eritrean Unity with Diversity Workshop December, 29-30, 2013 oakland, Califronia, USA New Year's 2013 ended off on a momentous note with a great concert and during this time, Eritreans from different parts of the United States, Canada and also West London, decided to use this time to gather
http://www.youtube.com/watch?v=97BWcnlQiXo
ርሑስ በዓል ልደት 2014 ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ ከምኡ’ውን ንሓይልታት ምክልኻል፡ ንኩሎም ኣብ ኤርትራ ዓይነታዊ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽ ዝቓለሱ ዘለዉ ሓይልታት፡ ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም ይግበረልና ዝብል መልእኽቱ የመሓላልፍ። በዓል ልደት 2014 ኣብ ኤርትራ ኣፍደገ ሰላምን ራህዋን
ጽገና ወይ ምጽጋን ዝብል ቃል፡ ብተራ ትርጉሙ፡ ምዕራይ፣ ምምሕያሽ ወይ ምልግጋብ ማለት እዩ፡፡ ብመንጽር መሰረታዊ ባህርያት ስርዓታት፡ ትርጉሙ ክረአ እንከሎ፡ መሰረታዊ ፖሎቲካዊ ባህሪኡ ከይተለወጠ፡ ኣብ ገለ ዘኽፍኡ መዳያት ናይ መልክዕ ምቅይያር ወይ ምምሕያሽ ብምግባር፡ ቀጻልነቱ ምውሓስ ማለት እዩ። ጽገና፡ ኣብ ጨቆንቲ ፖሎቲካዊ ስርዓታት፡ ኣብ ልዕሊ
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ፡ ዶክተር ጽጋብ ምንቅስቓስ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ (ስ.ኤ.መ.ለ. ሰሜን ኣሜሪካ) ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ ከም ንጡፍ ኣባል፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 6 ወርሓት ኸኣ ከም ኣቦ ወንበር ኰይኑ ከገልግል ጸኒሑ እዩ። ንሱ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሓት ዘሳላሰሎም ንጥፈታትን መጻኢ