http://www.youtube.com/watch?v=qOq1q6CwXBM
http://www.youtube.com/watch?v=qOq1q6CwXBM
Amaniel Eyassu is the founder of Assena foundation. He was invited to talk to SBS/Tigrinya during his recent visit to Australia. This is part one of the two parts interview with SBS/Tigrinya. To Listen Click On: SBS Interview With Amaniel Eyassu Part 1
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/01/ማእከላይ-ምብራቕ1.pdf"]
Communiqué No. 3 Eritreans for Facilitating National Dialogue (EFND), January 27, 2014 The Eritrean Human Tragedy: Root Causes Why Eritreans Are Fleeing Their Country in Droves By virtue of the fact that Eritrea has sadly become the ‘North Korea’ of Africa, the Eritrean people are today
THEME: STRATEGIC THINKING ON POLITICAL AND SOCIOECONOMIC CRISES IN ERITREA: IMPLICATIONS, SCENARIOS AND RESPONSES 09-11 May 2014, Pretoria, South Africa Introduction Eritrea attained its de facto independence in 1991 and de jury in 1993 after a protracted war of independence that lasted for thirty years. At the centre of the struggle was the
Eritrean opposition groups were mandated into existence for the sole purpose of establishing a democratic Eritrean nation through the removal of the current dictatorial regime. The direction each group takes to achieve this ultimate goal might differ based on subjective ideologies; however, the objective and
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/01/ዑደት-ቫካሮ-1.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/01/ክብሮም-3.pdf"]
Fetsum: Time to clean up the Vacarroian Committees all over the place Narrative: There is no doubt that brother Vacarro’s movement has changed something in the Eritrean resistance for democracy. Its potential is obvious and that is why all enemies have focused to fail it by
A Successful Demonstration In Solidarity With African Refugees in Israel Held San Francisco. January 22nd, 2014 (San Francisco, Ca) January 22nd, 2012, several Eritreans and friends of Eritreans from various backgrounds poured out of mostly North Californian cities and merged into the intersection of Market and Montgomery
ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ። ሓደ ኣባል ብርጌድ 58 ነበር ኣቃውማ ሰልፊ
ብርሃን ብ.ኣበባ ኣብርሃ ቶሮንቶ ካናዳ (22/01/2014) እቲ ብርሃን ዝህብ ካብ ላዕሊ ንኹሉዩ ዘብርህ ብዕሊ ኩሉብርሃን ዝህብ ላዕሊ ምስ ዓረገ መንገዲ ይሕብር ወዲሰብ ከይጋገ፡ ብርሃን ዝህብ ከም ጥዋፍ ከም ሽምዓ ነብሱ እንዳቃጸለ ይመክኽ ብሽዓ ነስተብህለልሉሞ ላዕለዋይ ምርምር ብርሃን ዝህብ ይጎድል ተጠቃሚ ይድምር፡ እቲ ብርሃን ዝህብ ንላዕሊ ክዓርግ ብብርሃን ብትኪ መኺኹ ክዝዕግ እቲ ዘይነቕሐ ግን መመሊሹ ይብዕግግ ብርሃን ተኸቲሉ መንገዱ
መልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ ቁጽሪ ክተል፥ ዝኸበርኩም ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ሕውነታዊ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ነቲ መብርሂ ንኽህበሉ ዝሓተትኩሙኒ ርእይቶታትኩም ክምልስ ፍቐዱለይ? “ርእይቶታትኩም ክምልስ ፍቐዱለይ?” ኢለ ሓቲተኩም ኣለኹ ልዕል ኢለ። መብዛሕትና ግን ብልምዲ፥ ኣብ ክንዲ ፍቐዱለይ ኣፍቅዱለይ ኢና ንብል። እዚ ግን ጌጋ’ዩ። ብኸመይ? ፍቐዱለይ ማለት ብቐጥታ ካባኻትኩም ዝሕተት ፍቓድ ኪኸውን ከሎ፤
“ጉጅለ ጉጅም” ንሓቂ ከይደልዎ - ከይሕዝዋ ኣትሪሮም ብኽፍኣት ሓኪሎም - ነንሕዶም ጎሪሖም ኣይኮነን በርቲዒዎም - ክቋቃምዎ ፈሪሆም ንሓቂ ክጋዕጽጹ - ኣንጊሆም ነቒሎም መሪጾም ንሓሶት - ኣግሂዶም ሓቐፉዋ ንሓቂ ደርብዮም - ዓቢጦም ከብሊዋ መሲልዎም ትስዓር - ብዋዛ ንጥቕሞም ብቓላት ሸፋፉኖም - ብስልጣን ሸሚሞም። ጉጅለ ጉጅም - ሓሜታ ዝዕጥቆም ሓቂ ክሰምዑ - ዝሓርቁ ዝሕሞም ብቓላት ክሽፍጡ - ንህዝቢ
ንምንታይ ነብስኻ ዘይቀተልካ!? ኣብ ካልኣይ ክፋል ጽሑፈይ፡ እዚ ካብ ግዜ ሓርነታዊ ገድሊ ጀሚሩ ክሳዕ ወራር ወያነ ብዘይዚኾነ ዓስብን ሓለፋን፡ ንሃገርን ህዝብን ዘገልገለን ህይወቱ በጃ ዝወፈየን ዜጋ፡ ንመርማሪኡ እቲ ሓቂ’ዩ ዝበሎ ምላሽ ምስ ሃቦ፡ ብቐጥታ እቲ ብምልክት ትእዛዝ ዝተቐበለ ኣብ ድሕሪኡ ደው ኢሉ ዝነበረ ቀፊር (ዋርድያ) ብበትሪ
መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና፣ ኣማኑኤል ኢያሱ ብምኽንያት 1ይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ኣብ መልበርን (ኣስትራልያ) ትማሊ ሰንበት 26 ጥሪ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ፣ ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ጠላምን ጨካንን ጨፍላቕን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዘይግብኦ ቀጻሊ ሕድገታት ስለዝገበረሉን፣ ብዝተፈላለዩ እንተታት እናተጠራጠረን እናተማተአን ንምውዳቑ ወሳኒ ስጉምቲ ክወስድ ስለዘይከኣለን ኣብ ሓደጋ ውድቀትን
ብኢሳያስ ኣስፍሃ። ኣቱም! ሰባት ዝገርም እኮ ኢዩ። እዝከረኒ እዋኑ ኣብቲ እስትንፋስ ዘይህብ ቀጻሊ ናይ ምክልኻ ኲናት ተጸሚድናሉ ዝነበርና ምዝዛም ዓመተ 1978 ኣሃዱና ብርጌድ 31 ድሕሪ መሪር ናይ ምክልኻል ኲናት፣ ካብ ኣፍ ደገ ባረንቱ ኣዝሊቕና ኣብ መስመር ኣቑርደት ከረን ጋርሳይ እንገርነ (ቀርዑበል) ኣብ ዝተባህለ ቦታ ዓሪዳ ነቲ
Eritrean Australians for Justice and Peace ን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኣውስትራልያን፣ ብምኽንያት 1ይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ብዝገበሩሉ ዕድመ መሰረት ኣብ ኣውስትራልያ ዝርከብ መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና፣ ኣማኑኤል ኢያሱ ትማሊ ቀዳም 25 ጥሪ ኣብ ከተማ ብሪስበን ምስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተራኺቡ ኣብ ህጹጽነት ለውጢ ዘተኮረ ሰፊሕ ዘተ
http://www.youtube.com/watch?v=wg_Osau7s-k
http://www.youtube.com/watch?v=MLRcOKTPBF4
http://www.youtube.com/watch?v=qkw2SpHIMr0
ካብ ተሞኩረይ ዘስተብሃልኩሉ ጉዳይ እንተሃልዩ፡ ኣብ ፖሎቲካ እንነጥፍ ኤርትራዉያን ዜጋታት መብዛሕትኡ ጊዝያት ኣብ ፍጻሜታትን ሳዕቤናት ስለነተኩር፡ ብጎኒ ዝመጸና ሓደገኛ ፖሎቲካዊ ንጥፈታት ኣይነተኩረሉን ኢና። ኣብ ዚ እዋናት እዚ ኣዝዮም ዓበይቲ ንጥፈታት ኣብ ፖሎቲካዊ ዳይነሚክስ ኤርትራ ይካየዱ እንዳሃለዉ፡ ኣቶኩረና ኣብዚ ሓድሽ ዓመት ኣብ ክልተ ጉዳያት ተጸሚዱና ኣሎ። ንሳተን ድማ፡- 1. ጉዳይ ስደተ [gview
እቲ ኣብ ኣብያተ ጽሕፈት ኤምባሲ ሃገረ-ኤርትራ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፍታት ነቲ ዓሚ ጥሪ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ብጀጋኑ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ወዲ ዓልን ብጾቱ ንዝተወለዐ ሽግ ሓርነት ንምድማቕን ንዕላማን መትከልን ጀጋኑና ንምጉልባትን ዝተወደበ እዩ። ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲታት እቲ ሕድሪ ሰማእታቶም ዝረገጸ ስርዓት ብሙቛም
The Eritrean National Democratic Forces (ENDF) remembers with pride the initiative taken by democratic forces from within the Eritrean Defence Force on 21 January 2013. The ENDF fully supports the Eritrean Military’s legitimate call for constitutional democracy, and release of prisoners of conscience. We note
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/01/FORTOManchester.pdf"]
Notification: Please give the hard working individuals of DEHAI a condolence for having been overused by the heinous regime until they can do it no more and for the death of the WEBSITE since November 8, 2013. Rumor says that DEHAI will be buried at MESKEREM
ጉጅለ ኢሳይያስ ብቛንቋ ካላሽን ጥራይ ኢዩ ዝእለ ከምዚ ዓይነት ኣርእስትን ሓሳብን ኣብ ዝመጻሉ ብዙሓት ኤርትራውያን ኣብ ምድንጋጽን ሻቕላን ይኣትዉ ኢዮም፡፡ ርእዮ ብርእዮ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ኲናት ዝኣወጅካን ንውግእ ሕድሕድ ኣሕዋት ኤርትራውያን ትደፍእን ተጓሃህርን ዘለኻ ስለ ዝመስሎም፡፡ ብርግጽ ኣብ ሰብዓታትን መጀመርያ ሰማንያታታትን ኣብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/01/ዳላስ.pdf"]
ወዲ ዓሊ ጅግና ብፍረወይኒ ገርጊሽ ካብ ሳን-ፍራንሲስኮ ካሊፎርኒያ 19 ጥሪ 2014 ድሮ ዓመት ጌሩ ስርሒት ቅያኻ ከመይ’ዩታ ኔሩ ትብዓት ጅግንነትካ ታንክታት ኣምሪሕካ ፎርቶ ዝደየብካ እንታይ’ዩ ኸ ኔሩ ምስጢር ዕንቅፋትካ ኣሻብ ወሲኖም ንበይኖም ክኸዱ ዘልሓጥሓጥ ዝኣመሎም ጥዑም ዝለመዱ ቃልሲ ናይ ሓርነት ከምኡ’ዩ መንገዱ ገሊኦም ንህዝቦም ብመስመር ዝኸዱ ገለ ሕድሪ ናይ ስዉኣት ፍጹም ዝኸሓዱ ብጮማ ብዊስኪ ክሳዶም ዘርጕዱ ኣይተዋሕጠሎምን ምሳኻ ክኸዱ ከምኡ’ዩ
ሽሂድ ፎርቶ ማሕሙድ ሳልሕ ሰኒ ትነብር ደቤራይ፡ ፎርቶ ለረሽመት ኣስመራ ማሌ ሓጥር ዐርጌካ፡ካዲብ ኣፍያትካ ሐድራ ወማሌ ውህር ፈግሬከ፡ ኢረምቃ ወኢአዳፈራ ወማሌ ኖራይ ወድቄካ፡ ኑር ወሳእየት በሸራ። በርቅ ወድቀዩ ፎርቶ፡ ኣምዕ’ላ ሸረፍ ወሓበን ሀጽፍ ሸበዩ ፎርቶ፡ ዝልም ወቀሀር’ግል ልድፈን መታዊ ዘብጠዩ ፎርቶ፡ ኣርደትና እግል ለጥህር ቃቀት ወድቀቶ ፎርቶ፡ ጽልመት እግል ትነውር። ጃህራይ ፈግረዩ ፎርቶ፡ ፍትሕ ወሐቅ
ፋርስ ኣርማ ፍትሒ! ሓየት ሰባር ራዕዲ ወዲ ዓሊ ጅግና ዓመትዶ ኣታ ኮይኑ ካብ ትፍለየና ፋርስ ኣርማ ፍትሒ ገንሸል ሓርነትና ቡቚልኻ ክንኩስኩስ ጭዃሮና ሒዝና ኣብ ውሽጥን ወጻእን ህዝብኻ ሓቢርና ሕድርኻ ክንፍጽም ንቃለስ ኣለና! ቀዛፊ ንጹሃን እዚ ርጉም *ደማሒ *መላኺ ልሳንና ዓቢሱ ብሽበራ *ገብሒ *ብፍርሂ እንካብ ዝሕይሮም ንደለይቲ ፍትሒ ዓመትዶ’ታ ኮይኑ ዓሰርተው ክልተ ወርሒ ትንፋስ ንኺረክብ ስልጣን መናውሒ ህዝቢ ይፈላሊ ኣሎ
ኣገዲሲ ሃገራዊ ጻውዒት ንሓርበኛታት ተጋደልቲ ህ.ግ.ሓ.ኤን ንህዜቢ ኤርትራን ክቡራት ተኸታትልቲ ኣሰና፣ 1ይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ ኣጋጣሚ ብምግባር፣ ቅድሚ ስርሒት ፎርቶ ቅድሚ ገለ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ተወዲቦም ብምስጢር ይንቀሳቐሱ ካብ ዝነበሩን ዘለዉን ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፣ ኣብ ኤርትራ ለውጢ ክግበር ብምጽዋዕ ዝተላእከልና፣ ሽዑ ብሓጺር ማዕበል ፈኒናዮ
በይ ኤርያ-ካሊፎርንያ፡ዕላምኡንሓገዝስድራቤትጅግናስውእወዲዓሊዝውዕል 4415.00 ሽሕዶላርተወፍዩ ኣብ ከተማ ሳን ሆዘ በይ ኤርያ-ካሊፎርንያ ተአኪቦም ዘምሰዩ ደለይቲ ለውጢ ኤርትራውያን ትማሊ ሰንበት 19 ጥሪ 2014 ዕላምኡ ንምሕጋዝ ስድራ ቤት ጅግና ስዉእ ኮ/ል ሲዒድ ዓሊ ሕጃይ ዝውዕል ኣርባዕተ ሽሕን ኣርባዕተ ሚኢትን ዓሰርተ ሓሙሽተን ($4415.00) ዶላር ኣወፍዮም ። እቲ ኣብ ቤት መግቢ ሻጊ
(Reuters) - Eritrean forces have boarded a merchant vessel that was in their territorial waters in an incident the crew initially reported as a pirate attack, maritime officials said on Sunday. It was not immediately clear why the forces boarded the ship, the MV Marzooqah, and
ኣንታ ወዲ ዓሊ፣ ሰባር ፎርቶ ዓመትካ ‘ምበር ኮይኑ ካብ ትሰናበቶ ነቲ ቅርዓት ሕሱራት ውርደት ዘጸልመቶ ነቲ ደንበ እሱራት ፍትሒ ዝሓርበቶ ሃገር ህዝቢ ኸሎ ሓደ ዝብሓቶ፣ ሕንቅልሕንቅሊተይ ዘቕረብካዮ ሕቶ መልሲ ከምዘይረኸበ ዘስልጡ መጓቶ የርድኣካ ‘ለኹ ናይ ዝባን ክትፈልጦ፣ ንስኻ ኸ ‘ታይ ኣለካ ወረ ናይቲ ትሕቲ መሬት ንኣካልካ ዝወሓጦ? ረኺብካዮም ዶ፣ ነቶም ዝቐደሙ መሬት ከይሃምም ጉድጓድ ዝሰጠሙ ዓንዲ ማእከል