ብምኽንያት ናይ ሓዘን ማዓልቲ ሓውናን ብጻይናን ኣሕመድ መሓመድ ናስር ኣብ ከተማ ኮለን (Köln) ክቡር ሓውናን ናይ ቃልሲ ብጻይናን፡ ኣሕመድ መሓመድ ናስር፡ ምሉእ ህይወቱ፡ ኣብ ኤርትራ ፍትሕን ደሞክራስን ክረጋገጽ፡ ከይተሓለለን ከየዕረፈን፡ ክቃለስ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብሃንደበት ብናይ ልቢ ሕማም ምኽንያት፡ ብዕለት 26. 03. 2014 ኣብ ሃገር ሽወደን ካብዛ
ብምኽንያት ናይ ሓዘን ማዓልቲ ሓውናን ብጻይናን ኣሕመድ መሓመድ ናስር ኣብ ከተማ ኮለን (Köln) ክቡር ሓውናን ናይ ቃልሲ ብጻይናን፡ ኣሕመድ መሓመድ ናስር፡ ምሉእ ህይወቱ፡ ኣብ ኤርትራ ፍትሕን ደሞክራስን ክረጋገጽ፡ ከይተሓለለን ከየዕረፈን፡ ክቃለስ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብሃንደበት ብናይ ልቢ ሕማም ምኽንያት፡ ብዕለት 26. 03. 2014 ኣብ ሃገር ሽወደን ካብዛ
‘’ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና !!!’’ ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና ዝብል ኣዘራርባ ብተደጋጋሚ ሰሚዕክሞ ከምትኾኑ ርግጸኛ እየ። ንሓያሎ ዓመታት ትርጉም ናይዚ ኣዘራርባ ንምፍላጥ’ውን ፈቲንኩም ትኾኑ። ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና ዝብል ዘረባ ብዝኾነ መገዲ ካብ ዝኾነ ሰብ ክትሰምዑ ከለኹም ፍሉይ ባህታ ከም ዝስመዓኩም ድማ ዘካትዕ ጉዳይ ኣይኮነን።እቲ ኣንጻር ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝገበርናዮ
ሽያብ አይተጸውዕ ለባም ጸውዕ መለሲ ንኣቶ ዓበዱ ሓቢብ (march 27/2014 ነዚ ዝስዕብ ጽሐፍ ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ፤ ኵነታት እቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ መስከረም.ነት፤ ብዓበዱ ሓቢብ ናይ ኢመይል ምልልስ ዝብል፤ ብዛዕባ ጎይትኦም ጸጋይ (ጌቱ)፤ ጽሑፍ ምስ አንበብኩ ብጣዕሚ ተገሪመ፤ ንጎይትኦም (ጌቱ) ክም ሓደ ፍትሐዊን አብ ኤርትራ ድማ ፍትሒ ንኽነግስ፤
ወየ!!!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!!! ኣንታ ጥዑም ወረዶ ተሳእነ ኣንታ እንታይ ክንብል ሎሚቕነ ህዝቢ ኤርትራ ቅሳነት ስኣነ ኣብ ዘዘለዎ ርእሱ እናድነነ ኣብ ሃገሩ ንኸይነብር ተኾነነ ዝነበር ሓመድ ሃገሩ እምበር ሰኣነ። ተጋዳልይ መሓመድ ናስር ብሃገሩ ክሓስብ ከይደቀሰ ዝሓድር ዲሞክራስያዊት ሃገር እናበለ ዝምድር ዓዱ ከይተመልሰዶ! ኣብ ስደት ይሓድር ኣብዚነኻ ጉድ ዓዲ ዘየጋብር ሕልና ዘለዎ ወድ ሃገር ይጠርነፍ ይመድር። መሓመድ ናስር በጽሒ ናይ ስሳታት ሃገርይ ኢሉ
https://www.youtube.com/watch?v=lCCG7fXow7g&feature=youtu.be
መስዋእቲ ሃገራዊ መራሒ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ሃገራዊ መራሒ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም ብዕለት 26 መጋቢት 2014 ኣብ ሃገረ ሽወደን ከተማ ስቶክሆልም ካብዛ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ። ስዉእ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ኣብ ሃገራዊ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ተራ ዝነበሮን
Click on this Link to Watch the TV Report: 2 INVESTIGATES: Family searches for answers two years after mother's arrest in Eritrea Source: http://www.ktvu.com/
አብ ከተማ ኣስመራን ከባቢአን ዝብሃል ዘሎ ከነዕልለኩም : አብዚ እዋን ዓብይ መዛረቢ ጉዳይ ኮይኑ ዘሎ ሞት ብርጋዴር ጀነራል አማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ)፤ ብርጋዴር ጀነራል መብራህቱ ተኽለ (ቫይናክ)፤ ከምኡ ዉን ደሱ ተስፋጺን ሓላፊ 09 ነበር ዘጋጠመ ሞት አመልኪቱ ሰብ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ይህብ አሎ። እንተኾነ ከምቲ ህግድፍን ካድረታቱን
https://www.youtube.com/watch?v=_JlVqGWkowg&feature=youtu.be
ናይ ዕደና ወርቂ ኩባንያ ሳንሪጅ (Sunridge Gold Corp) ድሕሪ ምኽፋል ግብሪ (Post-Tax Value) ዝርከብ መኽሰቡ ናብ $428 ሚልዮን ዶላር ክብ ከምዝበለ ተሓቢሩ - እዚ፡ ንኤርትራ እንታይ ትርጉም ክህልዎ ይኽእል? By Yohannes Tseggay, London, 27 March 2014 ብመሰረት 27 መጋቢት 2014 ብ’ማርኬት ዎች (Market Watch) ተሓቲሙ ዝወጸ ናይ
ኤልሳ ጭሩም! ኣቲ ጓል’ዞም ጭሩም ፍቕርን ክብርን ባህሎም እዞም ንኣሽቱ ኣሕዋትክስ ክንደይ ተዓዲሎም ንመሰልን ፍትሕን ክትጣበቕሎም ናብ ምልእቲ ዓለም እናጎየኽሎም ሎሚ’ዉን በጃኦም ጾምኪ ቀኒኽሎም! እታ ሓብቲ ትብሃል ከማኺ’ያ ኤልሳ ናጽነት ዘምጸአት ትማል ተቓሊሳ ሎሚ’ዉን ንፍትሒ ዳግም ተበጊሳ ኣራዊት ከይበልዖም ናይ መሮር እንስሳ ኣብ መዓሙቕ ባሕሪ ከይዉሕጦም ዓሳ ድባብ ናይ ኣሕዋታ ዘይትሐለል ጓሳ ቃላት ስኢኑላ ልበይ ክምጉሳ! ኣንቲ ሓበን
ኣይግድን እንዳ ዜና ማሕሙድ ሳልሕ ሓበንን ሓዘንን ተፋሪቑኒ ከሎ እየ እጽሕፍ ዘለኹ። መበል ሳላሳ ዓመት ምድምሳስ ውቃው እዝ ኣብ እነብዕለሉ ዘለና ወርሒ መጋቢት፡ ድሮ ኣርባዕተ መስረትትን መራሕትን ህዝባዊ ሰራዊት ኣፋኒና ኣለና። ወርሒ መጋቢት ብሓመድ ድቤ ውቃውን ናደውን እዝታት ክንዝክሮ ምደለና። ምሉእ ሓጎስ ምመረጽና። ነቶም ኣብቲ ዓመት ኣብ
Date : 26/03/2014 ዝኸበርኩም ኤርትራውያንን ፈተውቲ ህዝብናን ድሕሪ ሰላምታ፡ ሎሚ መዕላቲ ዕለት 26/03/2014 ልክዕ ሰዓት 05.15 ወጋሕታ፡ ሓርበኛ ሃገራዊ መራሒ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ድሕሪ ሓጺር ሕማም፡ ካብ’ዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና ምህላዉ መሪር ሓዘን እናተሰማዓኒ ክሕብረኩም እፈቱ። ንብጻይናን መራሒናን ኣሕመድ ናስር ረቢ ብጽቡቕ ይቀበሎ፣ ንምሉኣት ስድራ ቤቱን ብጾትን
ብወግዒ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ጽኑዕ ቤትማእሰርቲ ተመቝሑ ን15 ዓመታት ክሳቐ ዝጸንሐ ምኩር ፓይሎት ዕባይ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ደጀን ዓንደ ሕሸል፣ ካብቲ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ጽኑዕ ቤትማእሰርቲ፣ ካርሸሊ፣ ፈንጢሱ ምስ ወጽአ ተሸሪቡ ከምዘሎ፣ እቶም ክረኽቡዎ ንክልተ ሰሙን መመላእታ ሸበድበድ ክብሉ ንኣስመራን ኤርትራ ብሓፈሻን
ዓቢ መራሒ ተቓውሞ ኤርትራ፣ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ብሕማም ወቕዒ ተጎዲኡ ሓደ መዓልቲ ኣብ ሕክምና ድሕሪ ምጽናሕ ሎሚ ረቡዕ 26 መጋቢት 2014 ኣብ ስቶክሆልም፣ ሽወደን ዓሪፉ። ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ኣብ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣቦ ወንበር ተሓኤ ዝተመርጸ ሓደ ካብ ፍሉጣት መራሕቲ ናይቲ
ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ መድረኻዊ ትልሚ ዕዮ ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ብምብጋስ፡ (ኩሉ ዓቕምታትና ንምቀልጣፍ ውድቀት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ይቅናዕ!) ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ ንምዑታት ተጋደልቲ ኣባል ውድባት ኤዲኪ ዘሳተፈ ዕዉት ሓባራዊ ወተሃደራዊ ሰሚናር ካብ ዕለት 25 ክሳብ 26 መጋቢት 2014 ኣብ
ዳይረክተር ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኤልሳ ጭሩም፣ ኣብ ቤትማእሰርቲ ጅቡቲ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ፍታሕ ክረኽቡ፣ ኣብ ቀጽሪ ቤትጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኤምባሲ ጅቡቲ፣ መግቢ ናይ ምሕሳም ተቓውሞ ተካይድ ከምዘላ ካብ ራድዮ አረና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረዲኡ። ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ
The Toronto Forto 2013 Solidarity and the London, Ontario, Delayti Fithi Committee invited; the Esteemed Journalist and courageous human rights advocate Mr. Amanuel Eyasu to give a speech to the Eritrean community in Southern Ontario, Canada about uniting the various opposition parties and civic associations
Fetsum: On the latest EGS Symposium for Human Right, Justice and Democracy (II) Confession: I was expecting the people who attended the EGS symposium would be part of this dedicated forum but no one other than the usual forum members participated so far. Well, we will move on hoping they
"ዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ዘሎ ዕድላትን ብድሆታትን" መስፍን ሓጎስ ፕሪቶርያ: 22 መጋቢት 2014 ምኒስተር ምክልኻል ነበርን ኣባል ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነን ኣቶ መስፍን ሕጎስ ብዕለት 22 መጋቢት ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኹሉ ኤርትራዊ ክፉት ዝኾነ ሰሚናር ኣካይዱ። ኣቶ መስፍን ኣብ ኣስተምህሮኡ ፕለቲካዊ ናጽነት ናይ መወዳእታ ዓላማ ገድሊ ኤርትራ ከመዘይነበረ እንታይ ድኣ ዲሞክራሲ ንምርግጋጽ
Ethiopia: Telecom Surveillance Chills Rights Foreign Technology Used to Spy on Opposition inside Country, Abroad (Berlin, March 25, 2014) – The Ethiopian government is using foreign technology to bolster its widespread telecom surveillance of opposition activists and journalists both in Ethiopia and abroad, Human Rights Watch said in a report
ክብሪ መሰል ነፍስወከፍ ወዲ ሰብ ፡ ምስ ዝኾነ ክብሪ መሰል ወዲ ሰብ ፡ ዘይወዳደር እዩ፡፡ መሰል ወዲ ሰብ ክኸበር፡ ኣብ ውድድር ዝኣቱ ኣይኮነን፡፡ መሰል ናይ ሓደ ሰብ ፡ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክቡር እንተ-ኾይኑ ፡ እቲ ካልእ ዘጋ ድማ መሰላቱ ሕሉው እዩ፡፡ ኣብዛ ዓለምና ንርከብ ፡
https://www.youtube.com/watch?v=gF2MCL25n4E#t=81
ኣሰናዳኢ ኣሰና ኣማኗኤል ኢያሱ፣ ብቕድሚ ትማሊ ቐዳም 22 መጋቢት ኣብ ቺካጎ፣ ትማሊ ሰንበት 23 መጋቢት ከኣ ኣብ ቶሮንቶ ካናዳ ተኸታታሊ ህዝባዊ ኣኼባታት ብምክያድ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ውድበይ ወድብካ፣ ማሕበረይ ማሕበርካ ከይተበሃሃሉ፣ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ናይ ምርግጋጽ ዕማም ብምትኳር በብኸተማኦም ኣብ ሓደ ህዝባዊ ምንቅስቓስ
አብ መላእ ኤርትራ አብዚ እዋን ዓብይ መዛረቢ ጉዳይ ኮይኑ ዘሎ ሞት ብርጋዴር አማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ)፤ መብራህቱ ተኽለ (ቫይናክ)፤ ደሱ ተስፋጺን ዘጋጠመ ሞት አመልኪቱ ሰብ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ይህብ አሎ። ህግደፍ ብመንገዲ ቴቪ ኤረ ዘሰምብድን ብዘስደምም አገባብን ነቲ ጉዳይ አቕሪብዎ። አብ ሞንጎ ቀዳምነታት ዘይውሃቦ ጉዳይ ነታ ዜና አስማት መወቲ
ብገስረጥ ምሕደራ ህዝብና ክደኪ ንባኒ ክስራዕ ኣብ ናይ ኩፖን *ሃልኪ *ድኻም፡ ላዕልን ታሕትን ምባል ኣብ ስኽራን ትሓድሩ ክትጭንጉዑ ዊስኪ ኣብ ጓይላ እትዘሉ ወላዲት ክትበኪ ጽባሕ ምስ ተኣልየ መንቢዒና ትኪ ወይልኹም ግኡዛን ኣሳሰይቲ ምልኪ! ኣቱም ዓስቢ ኣልቦ ልኡኻት *ዘላሚ *ረጋጺ፡ ጨቋኒ ኣብ ዝባንኩም ከሎ ናይ ሓደራ ሰኽሚ ህዝቢ ብመላኺ ክቖስል ክደሚ ትም ኢልኩም ክትርእዩ ንግዜያዊ ጥቕሚ ፋይዳ ምግዳልኩም
አብዚ ዝሓለፈ ወርሒ አብ ኤረ ቲቪ ሓደ ሰብ ክህውትት ተሰሚዑ አነ ሓቂ ይሓይሽ ጥዕና ዘይብሉ ዘረባ ስለዝዛረብ ካብኡ ዝጽበዮ ቁምነገር ስለ ዘይብለይ አይሰምዖን ኢየ፡፡ ብሓቂ ድማ ክትሰምዖ ዝዕድም አይኮነን ናይ ቃላት ኩምራ እንተዘይኮይኑ ሚዛን ዘለዎ ዘረባ ሰሚዔሉ አይፈልጥን፡፡ ብመጀመርያ እዚ ሰብ እዚ እታ ሓንቲ ጭንቀቱ
ግሪኻውያን፡ ነዙ ዓወት እዙ ክገልጹ ከለዉ፡ ንሕና አብ ኵናት ዜተዓወትና፡ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ መሰል ስለ ዜነበረና ኢና ይብሉ። ንሕና አቴናውያን: ሰራዊትና ሰራዊት ዯሞክራሲ ስለ ዜኾነ: ንሰራዊት ታዪራንት ፐርሽያ ከሸንፍ ስነ መጎታዊ እዩ፡ ኢልና ንኣምን ዴማ ይብሉ። አብዙ ውግእ እዙ አቴናውያን፡ ንስፓርታውያን ጎረባብቶም፡ ንሓገዜ ጸዊዖሞም ነበሩ
ኪንቲት ንረዘንቲ ብመኽንያት ዝኽሪ ጀጋኑ 20 መጋቢት ዝኽሪ ጀጋኑ ሎምዓንቲ፡ ሕድሪ ዝጠለሙ ኣኪቦም ቀበርቲ፡ ኪንቲት ኣልዒሉ ኣንቢርዎም ንረዘንቲ። ጀጋኑና ዝሓለፉ ንናጽነት ነፍትሒ ፡ ስሱዕ ኣብ ስልጣን ህዝቢ መሳፍሒ፡ ፀሓይና ኣዕሪቡ ዝኸወለ ወርሒ። ማይ ንዓቀብ ኮይኑ እዋኑ፡ ዓፅሞም ታኣኪቡ ካልኣይ ክድፈኑ፡ ብኽንቲት ተላዒሎም ረዘንቲ ጀጋኑ። ኣንታ ኩቡር ህዝቢ ግደፍ’ባ ግደፍ፡ ዓፅሚ ጀጋኑ ክላዓል ብጠላማት ህ.ግ.ደ.ፍ፡ ገመል ሸሊምኩምዎ ክንዲ ግደፍ
https://www.youtube.com/watch?v=W_K9y-I3RnI
https://www.youtube.com/watch?v=_AeeZc1Ux5U
ምዕራፍ 8፡ ጕዕዞ ናብ ኣካን ቀብር ንጹሃት ሰባት ብዘይ ፍትሒ ኣብ ዝእሰሩሉ ግፍዐኛ ስርዓት እቲ ሓቀኛ ቦታ ናይ ቅኑዓት ሃገራውያን ቤትማእሰርቲ’ዩ። ሄንሪ ዴቪድ ቶረ ካልኣይ ዳግመ ስርርዕ ክሳብ ዝውዳእ ምጽባይ ቀሊል ኣይነበረን። ምኽንያቱ፡ ከም ኤርትራ ኣብ ዝኣመሰለት ድሕርቲ ሃገር ተሓታትነትን ናይ ኣሰራርሓ ግሉጽነትን ስለ ዘይነበረን
ሓቀኛ ናፍቖትን ምድፍናቕን ዝደረኾ፡ ድሕሪ ካብ ዕስራ ዓመታት ንላዕሊ፡ ናይ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ. ነበር ናይ ቃልሲ ኣሕዋትን ኣሓትን ናይ ኣጋጣሚ ርክብ ዘበገሶ ጉዳይ`ዩ ኔሩ። ኩሎም እቶም ኣብዚ ኣጋጣሚ`ዚ ዝነበሩ ኣባላት ሓደ ንመጻኢ ብቐጻሊ መልክዕ ዘራኽቦም መንገዲ ክህሉ ዘለዎም ሓያል ድልየትን ስምዒትን ኣንጸባረቑ። ናበይን ከመይን
ልሳን ህግደፍ! ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን፡ ብዛዕባ’ዚ ንምንታይ ከም ዝተጋደለ ረሲዑ፡ ነቲ ራእን ሕልምን ጀጋኑ ስውኣትና ብምርጋጽ፡ ቃል ስውኣትና ጠሊሙ፡ ብሕሰምን መከራን ህዝብና ዘጽንት ዘሎ ገበል፡ ክሳዕ ዕለተ ሕልፈቱ ብተኣማንነት ዘገልገለ ሜጀር ጀነራል ገ/ሄር ዓ/ማርያም (ውጩ) ኣብታ ልሳን መላኺ ዝኾነት ቲቪ ህግደፍ፡ በቶም ኣብ ግዜ
ኣውቲስታ ናይቶም ሞይቶም ዘለዉ ሰለስተ ሰበስልጣን ምስኣቶም ከምዝሞተ እንተኾነ፣ ተራ ኣባል ስለዝኾነ ህግደፍ ክዛረቡሉ ከምዘይመረጹ ኣብ ኣስመራ ይወረ ኣሎ። ብ ሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ዝምራሕ ስፖርት ኮምሽን ብ ህዝቢ ዝተመርጸ ኣባል ፈጻሚት ኣካል ናይ ተክኒክ ቅድድም ፈደረሽን ብሽክለታ ኤርትራ ዝኮነ ኣቶ መዋእል መዓሾ ብዛዕባ ኣብ ስፖርት
ኣብ ገድሊ ንናጽነት ብተወፋይነቶምን ጅግንነቶምን ፍሉጣት ዝነበሩ ኣብ ዘበነ ህግደፍ ግን ሃሲሶም ዝጸንሑ ገዳይም ተጋደልቲ ብሪጋደር ጀነራል መብራህቱ ተኽለኣብ (ቫይናክ) ብሪጋደር ጀነራል ኣማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ) ከምኡ ‘ውን ኣቐዲሙ ሓላፊ ናይቲ ብህግደፍ ዝካየድ ቀይሕ ባሕሪ ኮርፖረሽን ዝነበረ ደሱ ተስፋጽየን ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ብ 20 መጋቢት ከምዝዓረፉ
እዛ ስድራ ድሕሪ ጥሪ 21 ፣ 2013 ክሳብ ኢትዩጵያ ዝኣተውሉ ቅድሚ 3 ወርሒ ኣብ ከልበትበትን ስቃን ዮም ኔሮም፡፡ በኺታ ኣብርእሲ ሰባኣያ ምስኣና ስብሓት ኤፍረምን ተኽላይ ማንጁስን ኣሽካዕሊሎምላ ዮም፡፡ ካብ ገዛኣ ብፓሊስ ኣውጺኦም ኣቁሑታ ኣብ ደገ ደርብዮም ህዝቢ ከረን ብጓሂ ከንፈሩ ክመጡ ዝወዓለሉ ኩነታት ዩ ኔሩ
https://www.youtube.com/watch?v=HDlcR-LAKvc&feature=youtu.be
ብክፍሊ ዜናን ባህልን - ማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ 15 መጋቢት 2014 ብማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ኢንዲያናፖሊስን ከባቢኣን ዝተዳለወ፡ ብውፉይ ጋዜጠኛ መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና ኣቶ ኣማኑኤል ኢያሱ ዝተመርሐ ዕዉት ሰሚናር ተኻይዱ። ኣቲ ሰሚናር ብተቐማጦ ከተማ ኢንዲያናፖሊስን ከባቢኣን፡ ከምእውን ካብ ከተማ ሲንሰናቲ ኦሃዮ ክልተ ሰዓት ተጋዒዞም ብዝመጹ ተሳተፍቲ ማዕሪጉ። [gview
መንእሰይ: ምርጫ ናትካዩ: ኣነ ግን " ጽናዕ ! ትባዕ ! " ይብለካ ንበል: ኣማኻሪ መላኺ ኤርትራ: ጽባሕ ንግሆ ኣውሮጳ መጺኡ:: "ካብ ሎሚ ንህግደፍ ገዲፈዮ እየ:: ህግደፍ ጨቋኒ እዩ:: ስለዚ ገዲፈዮ ጥራሕ ዘይኮንኩስ: ኣንጻሩ ክቃለስ'ውን እየ" ኢሉ: ኣኼባ እንተዝጽውዕ:: ዝወጾ ዘይብሉ ውርጹጽ ጽሑፍ: ብእንግሊዝ: ብዓረብ ብትግርኛ ጽሒፉን ኣስተርጒሙን ኣብ