እወ ኤርትራዊ ብሐፈሻ ብፍላይ ድማ ንደለይቲ ፍትሒ ኢና እናበሉ ዝዛረቡ፦ እዚ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ብዘይክፍሊት ናይ ሰብ ሕልና አብ ብድሌት ዝተሞርኾሰ'ዩ። እንተኾነ ጃህራን ሐሶትን ከም ዝቀትል ዘይፈልጡ፡ ንሐቀኛ ጅግንነታዊ ታርክና ዝፈታተኑ ብርግጽ አተዓባብያ ዝበደሎም፡ ከም ሃመማ አብ ዝጨኑ ቀልቀል ዝዓይነቱ ጥራሕ ዝዓስሉ፡ ተንኾለኛታት ሕጂ ተጸምቢሮሙና
እወ ኤርትራዊ ብሐፈሻ ብፍላይ ድማ ንደለይቲ ፍትሒ ኢና እናበሉ ዝዛረቡ፦ እዚ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ብዘይክፍሊት ናይ ሰብ ሕልና አብ ብድሌት ዝተሞርኾሰ'ዩ። እንተኾነ ጃህራን ሐሶትን ከም ዝቀትል ዘይፈልጡ፡ ንሐቀኛ ጅግንነታዊ ታርክና ዝፈታተኑ ብርግጽ አተዓባብያ ዝበደሎም፡ ከም ሃመማ አብ ዝጨኑ ቀልቀል ዝዓይነቱ ጥራሕ ዝዓስሉ፡ ተንኾለኛታት ሕጂ ተጸምቢሮሙና
ህዝቢ ኤርትራ መሓልፎ ሎሚ - ማለት ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ብረታዊ ሰውራ አካይዱ ልኡላውነት ምጕንጻፉ - ተራእዩ ዘይፈልጥ ጸጥታዊ ጸገም አለዎ። መነባብሮ ህዝብና ብጥሜትን ውግእን ሰላሙ ካብ ዚጠፍኦ ዳርጋ ሓደ ዘመን ሓሊፉ’ዩ፣ ይኹን ድአ’ምበር ማሕበራውን ጸጥትኡን መኣዝን ቃልሱን ከምዚ ናይ ሕጂ ዘለዎ መኣዝኑ ስሒቱ ኣይፈልጥን። ዚዀነ
ሕጂ’ውን “ሕሳብና ንግበር!” 1ይ ክፋል፡ 14,10,16፡ “እታ ናህና ኩሉሳዕ ናህና ኢያ”። እታ ዝሓየለትን ነባሪትን ጥቕሲ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም! መንቀሊ ሓሳበይ እቲ ብጋዜጠኛ ሩት ሃብተማርያም ተተርጒሙ ኣብ መርበብ ኣሰና “እቲ ካልእ ድምጺ” ብዝብል ኣርእስ ቲ ዝተፈነወ ቃለ-መሕትት ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ኢዩ። ንእግረ-መገደይ’ውን ኣብ ፌስቡክ ብ’ወዲ ሰውራ’ ዝተፈነወ ጀነራልና
ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ነበርቲ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡን፦ ብጥርኑፍ ክንቃለስ ብዘይምኽኣልና ፡ ኣብ’ዛ ንነብረላ ዓለም ናይ ኤርትራውያን መቕዘፍትን፡ ስቓይን፡ ሓዘንን፡ ጸበባን ወዘተ መዛረቢ ካብ ዝኸውን ዓመታት ሓሊፉ። ደለይቲ ፍትሒ ተፈላሊና ከነካይዶ ዝጸናሕና ቃልሲ ብመጠኑ ኣወንታዊ ውጽኢት ይሃልዎ’ምበር ነቲ ንደልዮ ዓወት ግን ክንጭብጦ ኣይከኣልናን። ብስሙር ቃልሲ ተጠርኒፍና ብዝሓጸረ መንገዲ፣
ሽሞን ፐረዝ፤ እዛ ሎሚ ብሰንኪ ረጋጺ ስርዓት ግህደፍ፤ ካብ ሃገረይ ተባሪረ፤ ብግዝያዊ ታዓቂበላ (ዋላ’ካ እቲ ኣታሓሕዛ ስደተኛ ናይታ ሃገር ኣዝዩ ዝማረር አንተኾነ) ዘለኹ፤ ሓንቲ ካብተን ናይ ዓለምና ናይ ተክኖሎጂን ኣጽዋርን ተርናዓት፤ ወናኒት ኒኪሎራዊ ኣጽዋር፤ ኣዝያ ሞዕብልቲን ደሞክራሲ ናይ ማአከላይ ምብራቅ ካብ ዝመስረቱ ካብቶም ቀዳሞት ኣቦታት
ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ኖርወይ ይኹን ካብ ኖርወይ ወጻኢ ክገብሮ ብዝጸንሐ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ካብ ስራሑ ክእገድን ፍርዱ ክረክብን ይግባእ። ባይቶ ኖርዋይ፡ ኣብ ጐድኒ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ጠጠው ብምባል፡ መላኺ ስርዓት ኤሪትራ ንኽፍረድ ጠለቡ ከቕርብ ንጽውዕ። ቀጺሉ ባይቶ ኖርወይ፡ ኣብ ኖርወይ ኮይነን ንመላኺ ስርዓት ኤርትራ ዘገልግላ ዘለዋ
ዎሎዶ ሓጅ ሑመድ ኢብራሂም ነበራይ (هللا رحمه(፡ ብስም “ማህደረ ትምህርቲ ሑመድ ነበራይ (HNS)” ዝፍለጥ፡ ኣብ ናይ አካደሚካዊ ትምህርቲ ጽብላለን: መሪሕነታዊ ዓቕሚ ምዕባለን ዘተኮረ ማህደረ ትምህርቲ (Scholarship) ሰሪቶም ከምዘለዉ ክሕብሩ ይፈትዉ። እዚ ማህደረ ትምህርቲ: ዓመታዊ US $10,000 ምጽዋት (ሰደቃ)፡ ንዝኽሪ ኣቦናን ኣቦሃጎናን ሓጅ ሑመድ ኢብራሂም ነበራይ ከወፊ
ፍረወይኒ፡ ድሕሪ 20 ዓመታት ናብራ ስደት፡ ዓሚ ከምዚ ሎሚ ስድራቤታ ክትበጽሕ ኣብ ቅነ ሃንሰ መስቀሉ ናብ ኤርትራ ከይዳ። ካብ ስድራቤትን ትውልዲ ዓዲን 20 ዓመታት ምፍላይ ነዊሕ’ኳ እንተኾነ ንፍረወይኒ ግን ዓዲ ምስ ኣተወት 40 ዓመታት ከምዝተፈልየት ኮይኑ’ዩ ተሰሚዕዋ። ብዙሕ ነገራት ተለውዊጡ ስለዝጸንሓ ድማ፡ “ዓድና ድዩ ገግዩኒ
መምህር ኢምባሳዶር ሙሓመድ ኑር ኣሕመድ ኣብ መዳ ሃገረ ኤርትራ ፣ ነቲ ርብዒ ክፍሊ ዘመን ዝወሰደ ፣ ገታኢ ዕንቅፋታት መዋጽኦ ንምርካብ ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ጽዑቅ ምምይያጥ ይካየድ ኣሎ ። ነቲ ኣብዚ እዋን ተረኺቡ ዘሎ መራኸቢ ሕብረተሰብኣዊ መስኖታት ድማ፣ ኤርትራዊያን ኣብ ገደብ ኣልቦ ፖለቲካዊ መስኖታት ቀይሮም ፣ ህዝቢ
ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልስና፡ ህዝብን ሰውራን ከም ማይን ጸባን ኮይኑ ብሓባር ከምዝተጋደለን ንመግዛእቲ ኢትዮጵያን ደገፍቶምን ስዒሩ ዓወቱ ከምዝጨበጠን ኩሉ ዜጋ ዝሰማምዓሉ’ዩ። ድሕሪ ናጽነትና ግን፡ እቲ ብዓውታን ብኽቱር ታሕጓስን ኣብ መላእ ኤርትራን ዓለምን ስምዒታትና ዘንጸባረቅናሉ ናጽነት፡ ብሰንኪ ህግደፍ ኩሉ ኣንጻር ድሌታትናን መንነትናን ተቀይሩ። ካብ ጽባሕ ናጽነት
ንኹሉ ገግዚኡ ኣለዎ ከም-ዝበሃል፥ እዚ ሕጂ ዘሎናዮ ግዜ’ውን፥ ጉዳይ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ተደጋጊሙ ዝዝረብሉ እዋን ኮይኑ እንተ-ተረኽበ ዘገርም ኣይኮነን። ከመይሲ ብዛዕባ’ዛ ቅድስቲ ቤተ-ክርስቲያን እዚኣ፥ ብዙሕ ይበሃልን ብዙሕ ይግበርን ስለዘሎ’ዩ። እቲ ጉዳይ ንዕዓ ዝምልከት ከም-ምዃኑ መጠን፥ እቲ ጸገማ ባዕላ ክትብሎ ዝግብኣ’ኳ እንተነበረ፥ ዝኾነ ክትብል ግን መሰል ዘለዋ
ምብህራር ጥራይ ድዩኸ! እንታይ ዶ ተሪፉዋ’ዩ እዛ ሃገር! ናብ ዓባይ ቤት ማሕቡስ እንዲያ ተቐይራ ዘላ! ኣብ ዝሓለፍካዮ እንዳ ግፍዒ እንድዩ ዝጸንሓካ! ኣብ ወጻኢ ዘሎስ ኢሳያስ ናብ ህዝቢ ዘውርዶ ዘሎ ግፍዒ ሰሚዑ’ዩ ዝብህርር ዘሎ። እቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለዉ ግን ሃብቲ ሃገር ክዝመት ስለ ዝርኢ ዝገብሮ
ዛዕባ ሰሚናር፡ ሓባራዊ ዕላማታትና ንምዕዋት ጻዕርታትና ነወሃሃድ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ሓበሬታ- ኣብዚ ሰሚናር ኩሎም ወከልቲ ፖሊቲካዊ ውድባትን፡ ሲቪካዊ ማሕበራትን፡ ናይ መራኸቢ ብዙሃን ትካላትን ሰሜን ኣመሪካ ክርከቡልና ተዓዲሞም ኣሎዉ፡፡ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ- EUDC) õሕማምና ቀሊዕና ፈውሲ ነናዲ፣ ብሓድሽ ናይ ቃልሲ ወኒ ህግደፍ ነንዲ! " ኣብ ትሕቲ
ሰነድ ምስክር ሞት፡ Death certificate. 01.09.16 “ካብ ፈተውተይ ድኣ ሓልወኒ’ምበር . . . . ወርሒ መስከረም ክትዝከር በቲ ሓደ ኣብ ቃልሲ ንዘበርከተቶ ኣስተዋጽኦ ንዝምልከት፡ በቲ ካልእ ኣባ ብርሃን፡ ብብርሃን ሽግ ደሚቑ ብዓጓን ብጠጎጓን፣ ብጢጡን ጥራጡን እናተማዘወ ቁራዕ ሓምሊ ወጺኡ ጋዓት ጠስሚ ከምዝቐረብ ዘበስር ዜና ተስፋን ዜማን ይቃላሕ።
ብምኽንያት በዓል መበል 55 ዓመት ንዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 1961 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር ንምብዓል ፡ ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ሰፊሕ ምሸታዊ መደብ ኣዳሊና ስለዘሎና ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ታሪኻዊ ዕለት ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብኣክብሮት ንዕድመኩም፡ ዝካየደሉ ዕለት፡ ሰንበት - 11/09/2016 ዝካየደሉ
ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈላልዩ ተበራረይቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ክገዝእዎ’ኻ እንተጸንሑ ንመግዛእቶም ኣሜን ኡሉ ተቀቢሉዎ ኣይፈልጥ’ዩ። ኣብ ውሽጢ ሕንብርቶም ኾይኑ ዝተፈላለየ ናይ ተቃውሞ ቃልሲ ከካ ካይድ ድሕሪ ምጽናሕ ድማ ምረት መግዛእቶም እናከፈኤ ምስ መጸ ብዝርዳኦም ቃንቃ ቃልሲ እንቢታኡ ንምግላጽን ተቃሊሱ መሰሉ ንምርግጋጽን መስከረም ሓደ 1961 ዕጥቃዊ ቃልሱ ብጅግና እድሪስ ሐምድ ዓ ዋተ
ERITREAN REVOLUTIONARY DEMOCRATIC FRONT ደምዳሚ መግለጺ 4ይ-ስሩዕ ኣኼባ ማ/ሽማግለ፡ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ) ማእከላይ ሽማግለ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)፡ 4ይ-ስሩዕ ኣኼብኡ ካብ 21 ክሳብ 28 ነሓሰ 2016 ኣሰላሲሉ፡፡ 4ይ-ስሩዕ ኣኼባ ማ/ሽማግለ ኣብ ፍሉይ ዓለማዊ፣ ዞባውን ከባብያውን ኩነታት ብሓፈሻ፡ ሃገራዊ ኩነታት ድማ ብፍላይ እዩ ተኻይዱ፡፡ ማ/ሽማግለ ኣብ 4ይ-ስሩዕ ኣኼብኡ፡ ህሉው
ራኢ ባሕቲ መስከረም እንታይ ዲዩ ዝነበረ? ብዕትበት ኪጥመት ዝግብኦ እዋናዊ ሃገራዊ ብድሆ! ብ ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰተስ፡ ሰ.ኣ.) ነሓሰ 27፡ 2016 ********* ``ኣብ ዓለም፡ እቲ ኣዚዩ ዘሕዝን፡ እቲ ኪርኢ ዝኽእል ግን ራኢ ዘይብሉ ሰብ ኢዩ።`` (“The most pathetic person in the world is some one who has sight but
ኣብ ዝሓለፉ 25 ዓመታት፡ ህግደፍ፡ ንኽትሰምዖ ኣእዛንካ ዝሕርክኽ ንኽትኣምኖ ዘሸግር፡ ግዕዙይን ዘይንቡርን ኣሰራርሓ ክኽተል ስለዝጸንሐን ገና ይቅጸሎ ስለዘሎን፡ ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡን ተፈንፊኑን’ዩ። ከምቲ ሓደ በዓል ጸጋ ዕድመ ኣቦ፡ “ኣንቱም ኣቦይ ብላታ ኣብ ግዜ ጥልያን፡ እንግሊዝ፡ ሃይለስላሰ፡ ደርጊ ትሓልሙ ኔርኩም፡ ኣብዚ እዋን’ዚኸ ከም ቀደምኩም’ዶ ትሓልሙ ኣለኹም?”
እቲ ብስም ሲኖዶስ ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ዝወጸ መግለጺ ናይቶም ሃይማኖታዊ ጉዳያት ከም መተካእታ ዮፍታሀቀሺ ዲመጥሮስ ገይሩ ኣብ መንበረ ጵጵስና ዘቐመጦም መንሽሮ ቤተ ክርስቲያን ኰይኖም ዘለዉ ብኣባ ሉቃስዝምርሑ ኣቶ ካሕሳይን ኣቶ ግርማይን መግለጺ እዩ። እዚ በቲ ልሙድ ተንኰልን ድፍረትን ዚመልኦ ንፓትርያርክኣንጦንዮስን ንብዙሓት ወሉደ ክህነት ዜነውርሉ ዘለዉ ቃሎም ክትፈልጦ
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ! (ዓለምለኻዊ ተበግሶ) መደብ ትግባረ ንምክያድ ምርጫታት ኣካባቢያዊ ባይቶ ነሓሰ 17፡ 2016 መለለዪ ቁ.፡ 08/2016/04/001 ተልእኾ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ፡- ቀንዲ ተልእኾ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ (ካብዚ ንደሓር ዓለምለኻዊ ተበግሶ ተባሂሉ ይጸሓፍ) ንኹሎም ኤርትራውያን ተሓታትን ነባርን ቅዋማዊ መንግስቲ ንምትካል ንጡፍ ተሳፎ ዘበርክቱሉ መንገዲ ንምጽራግ
ሃብተማርያም ኣብራሃ ለንደን - ዓዲ እንግሊዝ 15 ነሓሰ 2016 ዝኸበርኩምን ዘፍቅረኩምን ህዝበይ ብጠቕላላ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ትሕቲ ሓጺናዊ መስገደል ስርዓት ኢሰያስ ዘለኹም ህዝበይ፡ ኣብ ወጻኢ እትነብሩ ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋተይ፡ ኣሓተይን ደቀይን ኤርትራውያን፡ ሕውነታዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም። እወ፡ ህዝበይ እንተበልኩኹምሲ ባሕሪ ከብደይ ብፍስሃ ይመልእ
ነዚ ናይ መሰረታት ምንቅስቃስ (Grassroots Movement) ዝሰረቱ፣ ዓለምለኻዊ መሪሕነት ንምምራጽ ዝተበገሰ ዓለምለኻዊ ተበግሶ፣ በቶም ኣበገስቲ፣ ንኹሉ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ፣ ኣብ ኣሰና ድሕሪ ዝተገብረ መጸዋዕታ’የ ተጸንቢረዮ። እዚ ከኣ ነቲ ኣብ ኤርትራውያን ተቓለስቲ ፍትሒ ዘሎ ናይ መሪሕነት ሃጓፍ ብግሩህ-ለበይ ምግንዛበይ እዩ። ህላወ መሪሕነት ከኣ፣ ኣብ ሃገርና ምልኪ
(ብሃይለማርያም ተስፋይ ነሓሰ 7, 2016) ማሕበረኮም/ኮምዩኒቲ ኤርትራ፡ ብዙሓት ትካላት ማሕበረኮም ኤርትራ፣ ስድተኛታት ኣብ ክንዲ ጥዕንኦምን፡ ጉዳይ ኢሚግረሽንን፣ ትምህርትን፣ ስራሕን፣ ህዝበን ዘተኮረ ዝኸውን፣ ኣብ ናይ ጣዕሳ ፎርም መምልእን፣ 2% ቀረጽ መመዝመዝን፣ ንኣሽቱ ህግደፍ ምምልማልን፣ ስለላ ኣብ ልዕሊ ደለይቲ ፍትሒ ምክያድን ኮይኑ’ሎ ። ኣብ ብሕጂ ዝግበር ለውጢ
ኣብ 2003 ኢያ ነይራ እዛ ኣብ ዩቱብ (Gedim Tegadalai Sium Woldemariam, Hzbawi Gnbar/ PFDJ) ኢልኩም ክትረኽቡዋ ትኽእሉ ናይ ተ/ይ ስዩም ወልደማርያም (ግሪፒ) ዓማሚት ምስሊ ኤርትራን ቃልሳን ትገልጽ ቃለ-መጠይቑ ዝተፈነወት። ትረኻ ግሪፒ ምስ ሓድሽ ዓላማ ህግደፍ ዝጻረር’ኳ እንተነበረ ንምንታይ’ዩ ሰልፊ ህግደፍ ድሕ ሪ ፍጻመ 2001 ከምኡ
ሎሚ፡ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓልፎ ዘሎ ማሕበረ ቁጠባዊ ሕመሳ፡ ሞትን ማእሰርትን ዜጋታት፡ ከምኡ’ውን ምብትታን ስድራቤታት፡ ኣብ ታሪኽና ተራእዩ ዘይፈልጥ ፈተነ’ዩ። እቲ ኣዝዩ ሓደገኛ ጉዳይ፡ ንኤርትራን ህዝባን ናብ ጎደና ጥፍኣትን ጸልማትን ዝወስድ ተግባራትን ስርዓት ህግደፍ ክኽወን እንከሎ እቲ ካልኣ ብድሆ ድማ፡ ኤርትራ ኣብ ካርታ ዓለም ክትቅጽል፡ ህዝባ
ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ጉዳይ መቅርቦን ጓንነትን ንፍትሒ ይኹን በደል ብዝኾነ ይኹን መልክዑ ዝምልከቶም ጉዳይ ከምዘይኮነ ንዝኾነ ባህሪያዊ ሰብ ርዱእ`ዩ። ኣብ ባህሪያዊ ዘይኮነ ኣተዓባብያን ኣተሓሳስባን ግና ጉዳይ ወጽዓን ፍትሕን ምስ ወገንነት ተሓላሊኹ ስለ ዝእለም፤ ንምፍላዩ ዘጸግሞም ሰባት ይፍጠሩ`ዮሞ። እዚኦም ከኣ ዱኽዒ ደንበ ወጽዓ ኮይኖም ከገልግሉ ዘሎ ተኽእሎ ዓቢ`ዩ። ወጽዓን
ንኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያንና ብዝምልከት፥ ብሃንደበት ሓድሽ-ንፋስ ክነፍስ ይስማዕ ኣሎ። እዚ ካብ ኣሥመራ ዝብገስ ዘሎኣውሎ ንፋስ’ዚ፥ ነቲ ኣብ ቤተ-ክርስቲያንና ዘሎ ህልው-ኩነታት ዘየንጸባርቕ ብምዃኑ፥ ክቕበሎ ዘይኮነስ ክሰምዖ ዝደሊ’ውን፥ ክርከብዝኽእል ኣይመስለናን። ከመይሲ “እዚ መንገድን ትኽ ኢሉ፥ እዚ ሰብኣይን ኣበይ ኣቢሉ” ከምዝበሃል፥ እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቅን፥ እቲዝወሃብ ዘሎ
ኩልና ከምእንግንዘቦ፡ ወለድና ኣብ እዋን ቀውዒ ምህርቶም ንምሕፋስን ጥዑይ እኽሊ ካብ ሓሰርን ገለባን ንምፍላይን፡ ዝበዝሕ ግዜ መኽየዳ ኣብዑር’ዮም ዝጥቀሙ። እቲ እኽሊ ውሑድ እንተኾይኑ ድማ ብጉልበት ሰብ፡ ብዕርፊ ወይ ብዱላ ይዱግዶግ ማለት’ዩ። ኣብ እዋን መኽየዳ እኽሊ፡ ብዘይ ቀላሳይ ብዕራይ እቲ መኽየዳ ብግቡእ ክሳለጥ ኣይክእልን’ዩ። ከም ሳዕቤኑ፡
ዕድሜ ብርግጽ ጸጋ ካብ ፈጣሪ እዩ፣ ብዕድሜኦምን ብተሞክሮኦምን ዘይማሃሩ፣ ንሓቅን ሓሶትን ዘየገናዝቡ፣ ዝአጎድዎ ሓዊ ምስሓን ልምዲ ዘይብሎምን ኮብለልቲ ነጸላ ጻዕዶ ወራዙት ዘረባ ጥራሕ ግን መርገም እዩ ። ነዚ እዩ ኣቦታትና ፡ ክሳብ ሰብ ዝጸልአካ ዕድሜ ኣይሃብካ ዝብልዎ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ዉልቕ መላኺ፤ ብዕዉር ትምክሕቲ ዝሰኸረ፤
ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 07/07/2016 ህዝቢ ኤርትራ ብሀራዊ፡ ሃይማኖታዊ ይኹን ከባቢያዊ ድሕረ ባይትኡ ብዘየገድስ፡ ምሉእ ብምሉእ ብሓደ ድምጺ ንለውጢ ተበጊሱ ከም ዘሎ፡ 23 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ጀነቫ፡ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ቅድሚኡ`ውን ኣብ እስራኤል ኣብ ዝተገብረ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣመስኪሩ ኢዩ። ነቲ ሰልፊ ክዉን ንምግባር፡
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዝሓለፈ 25 ዓመታት ንንብዓትን ስቃይን ህዝቢ ኤርትራ ዕሽሽ ብምባል ቃሕ ዝበሎ ክፍጽም ከምዝጸንሐን፡ ብሰንኩ፡ ኤርትራ መንግስቲ ኣልቦ ኮይና ውሑዳትን ዓመጽትን ዝዕንድሩላ ዝበዝሐ ህዝቢ ድማ ኣፉ ተዓቢሱ ክነብር ወይ ናብ ስደት ከምርሕ ተገዲዱ። ስርዓት ኢሳያስ እታ ዘይትምሕር መሾንቆቛ ገመድ ኣብ ክሳዱ ምስኣተወት፡ ነቲ
ኣደይ ኣደ ቁንጺ፡ . . . . .! 29.06.16፡ በዚ ናይ ጀነቫ ናዕቢ ዝፈጠሮ ኢዩ፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ካብዛ ዕድመኡ ሙሉእ ዝበለየላ ሃገር ዘውጽኦ ድርኺት ትእዛ ዝ ሕ/ሃገራት እንተመጺእዎ ብሂወቱ ክሓልፈላ’ምበር ከዲዕዋ ክኸይድ ወይ ካብኣ ትሓይሽ በዓቲ ስለዘይረክብ ክብዕዳ ስ ለዘይደሊ፡ ንሕልፈቱ ተዳልዩላ ከምዘ ሎ እሙናት ዜናታት
ብገዛኢ ኪዳነ ከምቲ ወለድና ዝምስልዎ ኢዩ፣ ሓሶትን ስንቅን እናሓደረ ይፈኩስ ከም ዝብሃል፣ ጃንዳ ህግደፍ ዋላ'ኳ ከም'ቲ ባዕልዕም ዝብልዎ ተቓወምቲ ኢና ዝብሉ ኢትዮጵያውያን ሓዊሶም ኣብ ጀነቭ ሰልፊ ኣካይድና እንተበሉ፣ ሓሶቶም ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ዓለም ዝያዳ ካዕቢቱ ኢዩ ተራእዩ። ብዕለት 23 06 2016 ብደለይቲ ፍትሒ ኣንጻር ጃንዳ ህግደፍ ዝተኻየደ
23.06.16፡ ከምዝመስለኒ፡ እንሆ ኣብ ታሪኽና ካብ ዝተሰነደ ሎሚ’ውን ን5ይ ግዜ ናብ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ንቐርብ እነና። ህዝቢ ኤርትራ ብዝውንኖ ሓይልን ሕጋውነትን ዝተፈልጠ ምዃኑ እቶም ክብሉዎ ዘይደልዩ ከይተረፈ ይኣምኑሉ ኢዮም ። ሓያል ኢዩ፡ ምኽንያቱ ብዘይ ናጻነት ክነብር ስለዘይ ደሊ። ሕጋዊ ኢዩ፡ ምኽንያቱ ሕጋውነት መሰረት ናጽነ ትን ሰላምን ምዃኑ
ንሕና ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር፣ ነቲ ብሓርበኛታት ስንኩላን ተጋደልቲ ዝተዘርግሐ፣ ሕልና ዝቕስቅስ ነቐፌታ ሓዘል ረዚን መልእኽቲ፣ ታሪኻውን እዋናውን ምዃኑ ከም እንኣምንን ከም እንድግፍን ዝገልጽ መልእኽትና ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ነመሓላልፍን ንድሕነት ሃገርና ክንለዓል ቃል ንኣቱን ኣለና። እዚ እዋን እዚ ሓፋሽ
ዋርሳይ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ሽግ ሓርነት ወሊዑ ተደናጊሩ ድዩ ወይስ ሰዲዑ ህዝቢ ኤርትራ፡ ፖለቲካዊ መርገጺኡ ብዘየገድስ፡ በብዝመሰሎ ንመበል 25 ዓመት ናይ ናጽነቱ መዓልቲ፡ ብክብ ዝበለ ድምቀት ዘኪሩዋ ውዒሉ። ገለ ነቲ ቅድሚ 25 ዓመታት ዝነበረ ሕሱም እዋናት እናዘከረ ብናጽነት ሃገሩ ተሓጒሱ፡ ዘሊሉን ጨፊሩን። ገለ`ውን ነቲ 25 ናይ ናጽነት
ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦ መንበር መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብሰንኪ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ኣዕናዊ ፖሊስታቱ መዓልቲ መዓልቲ ናብ ስደት ዝውሕዝ ዘሎ ህዝብና እናወሰኸ ደኣ እምባር እንዳነከየ ይኸይድ ዘይምህላው ሓደ መርኣያ ናይ ምብትታን ተርእዮ ምዃኑ ዘይከሓድ ሓቂ ኢዩ። እዚ ንብዙሕ ናይ ህይወትን
ክቡራትን ደለይቲ ለዉጥን ተቓለስትን ኤርትራውያን ከም ዝፍለጥ፡ ኣብ ዓለም መዳርግቲ ዘይርከቦ መስዋእቲ ተኸፊልዋ፡ ቅድሚ 25 ዓመት ዝተጉዋናጸፈት ሃገርና ኤርትራ፡ ነቲ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ መዝሚዞም፡ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ብዝሓኾሩ ‘መራሕቲ’፡ ተጠሊማ፡ እቶም ውልቀመለኽቲ ደቐይ ኢሉ ዝሓቖፎም ህዝቢ፡ ደም የንብዕዎ ኣለዉ። ነቲ ህዝቢ፡ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላቱ ምንፋጎም ከይኣክል፡ ሓርኮትኮት