ሚኒስተር ትምህርቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ኣቶ ሰመረ ርእሶም፡ እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጸንሐ ኩነተ ኣይሰላም ኣይኩናት፡ ጽላት ትምህርቲ ንኽዳኸም ሓደ ካብ ቀንዲ ጠንቂ ከምዝኾነ ንፈለማ እዋን ወግዓዊ መግለጺ ብምሃብ ተኣሚኑ። ብተንኮል፡ ጥልመትን ፍትወተ ነብስን ሓደ ካብ የማናይ ኢድ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ምዃኑ ዝእመነሉ ሚኒስተር ሰመረ፡
ሚኒስተር ትምህርቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ኣቶ ሰመረ ርእሶም፡ እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጸንሐ ኩነተ ኣይሰላም ኣይኩናት፡ ጽላት ትምህርቲ ንኽዳኸም ሓደ ካብ ቀንዲ ጠንቂ ከምዝኾነ ንፈለማ እዋን ወግዓዊ መግለጺ ብምሃብ ተኣሚኑ። ብተንኮል፡ ጥልመትን ፍትወተ ነብስን ሓደ ካብ የማናይ ኢድ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ምዃኑ ዝእመነሉ ሚኒስተር ሰመረ፡
ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ደለይቲ ፍትሒ፡ ደለይቲ ሰላም ኤርትራውያን፡ ቅድሚ ኹሉ፡ ብስም ኣሰናዳኢት ሓይሊ ዕምም ሰላማዊ ሰልፊ ጀኔቫ፡ ካብ ርሑቕን ቀረባን፡ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም! እዚ ሎሚ 31 ነሓሰ 2018፡ ደለይቲ ፍትሒ- ደለይቲ ሰላም ኤርትራውያን፡ ኣብ ጀኔቫ፡ ኣብ ቅድሚ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብስሙር ድምጺ እነካይዶ ዘለና ውዕዉዕ ሰላማዊ
ኤርትራ ባሕቲ መስከረም 1961 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ኤርትራ ሃገረይ ደንደስ ባሕሪ ንጸላእቲ ጠሓሒራ ነብሪ ክንዲ ትሕፈርስ ትድፈሪ ትወልድዮም ጀጋኑ ስብ ስረ ሰብኣይን ሰበይትን ማዕረ-ማዕረ ካበይ ድኣ ምጹ ብዓል ማእረ ገለ ይደፍኡኺ ብሃይማኖት በድሑር ዝምባሌ ወገንነት ወግሐ ጸብሐ ስኢንኪ ቅሳነት ዶብ የብልናን ኢሎም ይዛረቡ ጽንሕ ኢሎም ብዶብ የሳብቡ ጸረ ሰላም ሓሶት ዝርብርቡ ሓንሳእ የውርዱኺ ንዕዳጋ ሕሱር ክሸጡኺ ብዘይ ዋጋ ሃህ ምስ በለ ናይ
ጌም ኦቨር ወድ ዓድ ካብ ስደት ዕለት 30 ሓምሌ 2018 ሓደ ኢድ ኲና ንህግደፍ ንበሎ ጌም ኦቨር ጌም ኦቨር ንበሎ ዶባትና ክኽበር ጌም ኦቨር ንበሎ ቅዋምና ክትግበር ጌም ኦቨር ንበሎ ነዚ በዓል ኣበር ********** ምሕንጻጽ ዶብ ክብል ልብና ዘሕበጠ ንብዙሕ ዓመታት ህዝቢ ዘዕለበጠ ኣፍ እንዳ ዓበሰ ብማሕዩርን ብጥይትን እንዳ ዘበጠ እንቋዕ ተቃልዐ ኣርቲፊሻል ቆርበቱ ተቀንጠጠ ********** ሃየ ንበራበር
ምድማር = መደመር ፍሥሓየ መብራህቱ ላዕላይ ቀመርዶ ታሕታይ ቀመር? መኖም’ይ ዚተርፍ መኖምከ ኪቕመር? ምንታይ’ዩ ዚጐድል ኣይናይከ ኪድመር? ኅብረት ተሰቢኹ ኣሽሓት ንምቕባር “ኣንድነት” ተኣዊጁ ፖሊቲካዊ ምጭብርባር ስምብራት ኣይሓወየን ናይ መግፋዕቲ ኣቝሳል። ምድማር ምጕዳሉ ዘይኵሉ ሕሳብ ምርባሑ ምምቃሉ ዘይኵሉ ሕሳብ ሕሳብ እንታይ ውጽኢቱ ብዘይ ጸብጻብ? ምትሕስሳብ እምበር ሕሳብዶ ጠፊኡና ምፍዃስን ምቅላልን’ውን ቍጽሪ’ዩ ትብሉና ምልቃሕን ምጥፋእን ‘ምበር’ዩ ስኽፍታ ፍርህና። ምድማርን ምጕዳልን
ዶብ፡ እቲ መሰረታዊ ሕላገት ናጽነት ብ ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ካልእ ከይከድና፡ ኣብ ናይ ኣካላትና ዋህዮታት (cells) ጥራይ እንተ ርኢና፡ ዶባት ከም ምልክት ርእሰ-ምሕደራ ኮይኖም ከም ዘገልግሉ ክንግንዘብ ንኽእል። ዶብ ዘይብላ ዋህዮ፡ ሕምምቲ ወይ ናይ ሕማም ጠንቂ ጥራይ እያ ክትከውን እትኽእል። ኩሉ ዕድል ዝረኸበ ጸላኢ ድማ ክጥቅዓ እዩ
ኣብ እዋን ንእስነተይ፡ ኣብ ትሕቲ ስድራ ቤተይ እንከለኹ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ካብ ኣእምሮይ ዘይሃሳ ኣምራት፡ ኣብ ግዜ መግቢ ተባሪኽካ ምብላዕ፡ ኣብ እዋን ሃንሰ- መስቀለ ሆየ ሆየን ዓኾዃይ ዓኾዃይን ከምኡ’ውን ካብ ዓበይቲ ሰባት ጽውጽዋይ ምስማዕን’የን። እዘን ሰለስተ ንዓቢዪ ክፋል ህዝብና መንነትን ባህልን ዘንጸባርቃ ልምድታትን ወግዒታትን፡ ኣብ
ሊሎየ ሊሎ ፡ ድምጺ ኣሎና ይስማዕ’ሎ ብዋዛ እተሰቅለ ገበል ኣብ ዘንቀና ውሕጅ ደም ይትምነ ንጥፍኣት ኩልና ፍጡር ኣባሪሩ ገዛ ባዶ ኮይኑ ንግሆ ዝንቑ ደርሆ ተሳኢኑ ሽላን ኣሞራን ሸይሙ መዃንንቲ መግቦም ካብ ገበላ ኮይነን ጨቕውቲ ጸሊም ተከዲኑ ኣብ’ቲ ዝባን ናሕሲ ኣብ ጉንባሕ ኮይኑ ሙሉእ ኣባት ነብሲ ተሓብኤ ከይተርፍ ገለ ተቀመጠ መንደላይ ተሓርዩ ጸጥታ ውሻጠ ጸዋር ሕማቅ ወረ
ጀኔቫ ተላዓሉ ኣባጽሕ ዓድና ተላዓላ ጎራዙት ዓድና ተላዓላሉ ኣቦታት ዓድና ተላዓላ ኣዴታት ዓድና ሃየ ንዑናይ ናብ ጀኔቫ ደጋፍን ተቓዋምን ዘይብላ ኩሉና ብሓበራ ደቂ'ታ ውጽዕቲ ኤርትራ ንዓለም ክነግራ እቲ ድርብ ወጽዓና ብውሽጥን ብደገን ካብ ተዛረረዩልና ሕጂ ውን ከም ቀደምና ንጠመር ድኣ ከም ምኣዶ ድምጺ ውጽዓት ከነጎድጉዶ ባይቶና ካብ ፈረሰ ወጽዓና ካብ ብኣሰ ህዝብና ካብ ፈለሰ ስኣን መጓሰ ሕልሚ ቀደሞም ካብ ደገሰ ፍርዲ ዓለም ካብ ሓንከሰ ዶብካ ተወሪሩ
ምድላዋት ናይቲ ን 31 ነሓሰ፡ ድሌት ሰላም ደለይቲ ፍትሒ ብምርግጋጽ፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንልኡላውነት ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ብምእታው ንዘካይዶ ዘሎ ሸርሒ ተቓውሞኡ ንምግላጽ ኣብ ጀኔቫ ዝካየድ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ብውዕዉዕ መንፈስ ይቕጽል ከምዘሎ ሓይሊ ዕማም ጀኔቫ ትማሊ ምሸት ኣብ ዝገበሮ ገምጋም ኣረጋጊጹ። ነቲ ሰላማዊ ሰልፊ
እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብድምጺ ኣሰና ዝተቓለሐ ቅትለት ናይቲ ካብ ተሰነይ ኣብ ኣደርሰር ተኣሲሩ ዝነበረ ደበሳይ ንጽበ በራኺ (ዑምላ) ገንዘቡ ንምዝማት ብልኡኻት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ዝተገብረ ውዲት ምንባሩ ምንጭታት ኣረጋጊጾም። ብመሰረት`ቲ ዝተረኽበ ጽጹይ ሓበሬታ፡ እቶም ልኡኻት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ገበኖም ንምሽፋን፡ መእሰሪኡ ዘይሕጋዊ ሸርፊ ዶላር ከምዝኾነ ኳ እንተወረዩ፡
ቃልስናን ታሪኽናን በርኔንተ ኮይኑ ከይተርፍ (Lest Our Labour Come to Naught) ብ ኣማኑኤል ሳህለ ኣቦታትና ቀደም፡ ኩሉ እቲ ዝጸዓሩሉን ዝደኸሙሉን ተስፋ ዘንበሩሉን ዕማም ይኹን ዕላማ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም ከም ትኪ ኪበንን ከሎ ኪርእዩ ከለዉ፡ ዓሕ! በርኔንተ፡ ማለት ንብላሽ ደኺመ ይብሉ ነይሮም። እዛ በርኔንተ እትብል ቃል፡ ሽሕኳ ናይ
ምብትታን ስድራቤታት ኤርትራ፡ ኣንፈቱ ናብ ምብራስ መጻኢ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ፡ ድሕሪ’ቲ ን30 ዓመታት ዘካየዶ መሪር ዕጥቃዊ ቃልሲ፡ ዝተጻወሮ ሓሳረ መከራን ዝኸፈሎ ልዑል መስዋእትን፡ ኣብ 1991 ናጽነቱ ምስተጎናጸፈ፡ ሃረርታኡን ድሌቱን፡ ሰላምን ቅሳነትን ክሰፍን፡ ልዕልና ሕጊ ክነግስ፡ ናብራ ክመሓየሽ፡ ዝተበታተነ ስድራቤታት ክጥርነፍ፡ ስደት ከብቅዕ፡ በሰላ ኩናት ከሓዊ፡ ኤርትራ
ነሓሰ 19/2018 ወዲ ዓሻ ስ ክልተ ግዜ’ይውቃዕ ቅድሚ 20 ዓመት ኢሰያስ ኣፍወርቂ፡ “ካብ ባድመ ወጻእና ማለት ጻሓይ ዓሪባ ማለት’ዩ” ክብል እንከሎ፡ ዘይሰምበደ ኤርትራዊ ኣይነበረን። ምሒር ደንጽዩዎም ኣራእሶም ንየማን ንጸጋም ዝነቕነቑ ብዙሓት ኢዮም። ዘየደንጹ ስ መዓስ ነይሩ?! ኣቦታት “ዘይስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ” ዝበሉ፡ ዘይከምዚ ምስ ረኸቡ ኢዮም ዝኾኑ! ኢሰያስ ኣብ ዝጻሕተሮ
ዝኸበርኩም ዶር/ ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራሲያዊት ረፓብሊክ ኢትዮጵያ፥ ክቡርነትኩም፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ) ብቤት ጽሕፈትኩም ዝተወስደ ናይ ሰላም ተበግሶን ናይ 2000 ዓ.ም ናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ተቐቢሉ ንምትግባሩ ምስምምዑን ይድግፍ። ናይ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያናይ ደሞክራሲያዊ ግንባር (ኢህወደግ) ከምኡውን ሃገራዊ ባይቶኹም ዝወስዶ ዘሎ ዲፕሎማሲያዊ ተበግሶታት
ነሃሰ 17/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ኣብ ንቡር ናብራ ወድ-ሰብ፡ ዘይብሉ ክልምን ዘለዎ ክኣ ክህብን ክኸልእን ማለት ክተኩብን እርዳእኩም ክብልን ዘነበረን ዘሎን ኢዩ። ነዚ ኩነታት’ዚ ኣብ ግምት ብምእታው ንዂነታት ሃገርና እንተ ርኢናዮ እንታይ ይመስል? ቅጥዕን ኣገባብን ዘይፈልጥ “መራሒ” ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኢሳያስ፡ ዝሓዘ ዘይብሉ መንዚዑ ንመንዛዕቲ ዝህብ ክንርኢ ከለና
ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ አ ዕላማ እዚ ጽሑፍ’ዚ በቲ ንነብሱ ባዕሉ ከም መራሒ ሃገር ዝሾመ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ዘይዲሞክራስያዊ መንግስቲ ንምቕያር ዝበቅዕ ስነሞጎት ምቕራብ’ዩ። እዚ ሰብ እዚ
ክቡራትን ክቡራንን ! ኣብ መበቆል ትውልዲ ሃገርና ብሓፈሽኡ ከኣ ኣብ ምብራቕ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናይ ሠላምን ራህዋን መንፈሰ ዘለዎ ዘመን ንኽመጽእ ይቀላቐል ስለዘሎ ርሑስና ይግበሮ ! ግዱሳት ኣባላት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ስቱትጋርትን ከባቢኣን ንመበል 57 ዓመት ዝኽሪ ሓደ መስከረም ብኽብርን ብድምቀትን ኣገባብ ከብዕል ምዃኑ የፍልጥ። ዕለት፡- 08.09.2018 ካብ ሰዓት
ኣማኑኤል ሳህለ ኣእምሮ ሰብ ብብዙሕ ምኽንያታት ኪዓብን ኪሰፍሕን፡ ከምኡውን ኪዅምተርን ኪለምስን ይኽእል እዩ። ሓደ ካብቲ ከዕብዮን ከስፍሖን ዚኽእል ረቛሒ፡ ብህየሳዊ መገዲ ምሕሳብን (critical thinking)፡ ምስትንታንን (meditation)፡ ምዕዛብን፡ መጻሕፍቲ ምንባብን፡ ምስማዕን፡ ጽምኢ ፍልጠት ምህላውን፡ ብሃናጺ መገዲ ምክታዕን፡ ንሓቂ ካብ ፈታዊኻ ትምጻእ ወይ ካብ ጸላኢኻ ኣእምሮኻ ከፊትካ ምቕባልን
እዚ ብዶ/ር ኣብይ ዝተበገሰ፥ "መስርሕ ሰላም ኤርትራን-ኢትዮጵያ" ተባሂሉ ተጠሚቑ ዘሎ ስም፥ ትርጉሙን ዕላምኡን እንታይ'ዩ? ናበይ ገጹ'ዩ ኸ ዜቐንዕ ዘሎ? ንዝብሉ ሕቶታት ርእይቶይ ብጽሟቕ መልክዕ ከቕርብ ክፍትን። ድሕሪ ባይትኡ ብኹሉ መኣዝናት ይግለጽ ስለዘሎ፡ ኣብኡ ኣትየ ንኣንባቢ ከሰልቹ ኣይመርጽኩን። ቀጥታዊ ትርጉሙ፡ ሰላም፥ ራህዋ፥ ቅሳነት ወዘተ. የስምዕ። ሕቡእ ትርጉሙ፥ ንኤርትራ
ብመሰረት እታ ናይ ጀነቫ እዋሃሃዲት ሽማግለ ብዝገበረቶ ጻዊዒት፣ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ ኣዋሃሃዲት ሽማግለ ሎንዶን ሕዝባዊ ኣኼባ ትጽውዕ ኣላ። ዕላምኡ ድማ ብዛዕባ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫን ግዜያዊ ወከልትኹም ንምምራጽን ምምያጥን ክኸውን ኢዩ። ኹላትኩም ግዱሳት ኣሓትን የሕዋትን ኤርትራውያን ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉን ንእትፈልጡዎም ሰባት ክትዕድሙን፡ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ኣልዕሊልና
Eritrean-American Civic Association 590 Shawmut Avenue Boston, Massachusetts 02118 Phone number: 617-427-1210 Web site: www.eccboston.org ህዝባዊ ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ሲቪክ ማሕበር ኣብ ቦስቶንን ከባብን ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ነባሪ ሰላም ንምምጻእ ዝግበር ጻዕርታት እናደገፈ፡ ከምቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአ ዘሎ ናይ ሰላም መስርሕ ኣብ ሃገርና ክዓስል
ንመስርዕ ለማ፡ ኤርትራ መሬታ`ምበር ህዝባ ከም ዘየድልዮም ዘነጽር ግምገማ ምቕናይ ማሕረዶ ግናይ? ኣብ ኣጋ መወዳእታ ናይ 1982 ዓ/ም ሓደ ብውትድርና ዘይሕመ ግን ከኣ ኣዝዩ ኣሸጋሪ ጠባይ ዝነበሮ ተጋዳላይ ካብ ዞባ ምብራቕ ሃዲሙ ስዑዲ ይኣትወልኩም። ኣብ 1988 ዓ/ም ድማ ይጥረዝ`ሞ እንደገና ኣብ መሳርዕ ህዝባዊ ሰራዊት ይጽንበር። ድሕሪ ምፍራስ
ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ`ቲ ን 31 ነሓሰ 2018 ኣብ ጀኔቫ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰፊሕሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ጀነቫ ንዕለት 31 ነሓሰ 2018 ንኹሎም ኤርትራውያን ዝሓቆፈ ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ዕዉት ንምግባር ስርሓት ብምውህሃድ ሓይሊ- ዕማም : ሰንበት ዕለት 12 ነሓሰ 2018 ብምርኻብ ነዚ ዝስዕብ መደብ ዕዮ ነጺራ:: ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ (ስዊዝ) : ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ደለይቲ ሰላም ምኻንና ኣብ ቅድሚ ዓለም
እዞም ብዓይነቶም ናይ መጀመሪያ ዝኾኑ ክልቲኦም ፈስቲቫላት ኣብ 2018 ዓ.ም. ክግበሩ ምኽኣሎም ኣንኢስካ ዘይርኤ ዕዉት ናይ ጅግንነት ስራሕ ኢዩ። እዞም ፈስቲቫላት እዚኦም እግሪ እግሪ እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተገብረ ዝዓበየ ናይ ሰላም ፍጻመ ተኸቲሎም ምክያዶም ህዝቢ ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ተጠቒሙ ንተቓወምቲ ፖለቲካዊ ውድባትን
ኣብ መዋእል ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ኤርትራ ልዕልና ሕጊ ስለዘየለ፡ ከም ሰብኣዊ ፍጡር መሰላትካ ክትሓትት ኣይክኣልን’ዩ። ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ኤርትራ ካብ መርፍእ ክሳብ መድፍዕ ዝብል ናይ ገድሊ ፍልስፍና ብምዝውታር፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወትካ ብዝደቀቀ ክቆጻጸረካን ጣልቃ ክኣቱን ደረት ኣልቦ ስልጣን ኣለዎ። ኣብ መዋእልና፡ መብዛሕትአን ስልጡናትን ፍትሓውያንን
መለኽቲ ሃገር የብሎምን ኢሳያስከ? ረድኢ ክፍለ ንሃሰ 10/2018 ኣብ ታሪኽ ሃሰስ እንተድኣ ኢልና ብዙሓት መለኽቲ ከም ዝነበሩ ምዝጉብ ኢዩ፡ ገለ ካብኣቶም’ውን ክጥቀስ ይከኣል። ንኣብነት ካብ ምዕቡላት ሃገራት፡ ሂትለር፡ መሶሊኒ፡ ወዘተ..ካብ ስሉስ ዓለም ሃገራት ክኣ ከም ብዓል ሳዳም፡ መንግሰቱ ወዘተ…ኢዮም። መለኽቲ ዝተፈላለየ መንቀሊ ወይ መበገሲ ኣለዎም። ገሊኦም ግዳማውያን ኰይኖም ዘይሃገሮም
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሃንደበታዊ መስርሕ ሰላም ከምዝጀመረ ዝዝከር’ዩ። ስዒቡ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ዓቢዪ ኣሕመድ ናብ ኤርትራ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ድማ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ዑደት ብምፍጻም፡ ከም በኹሪ ፍቅሮም ንኸይቅጽሉ ተኸልኪሎም ዝነበሩ መንእሰያት ብዝመስል ምትሕቁቋፍን መጠኑ ዝሓለፈ ክምስምስን፡ እቲ ን20 ዓመታት
ፍቕሪ ምስ ኩሉ፡ ምድማር ዘይብሉ ብ ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ኣስመራ ከሎኹ፡ ኣብ ገለ ዱኳናት ዚርእዮ ዝነበርኩ፡ ኣብ ነኣሽቱ ታቤላታት ተጻሒፉ ዚንጥልጠል ዝነበረ ምልክታታት ትዝ ይብለኒ፥ ''ፍቕሪ ምስ ኩሉ፡ ልቓሕ ዘይብሉ'' ዚብል እዩ ነይሩ። እቶም ንኸምዚ ዝዓይነቱ ታቤላታት ኣብ ድኳናቶም ዘንጠልጥሉ ዝነበሩ ነጋዶ፡ እቶም ብልቓሕ ዝደንገሉ ሰባት እዮም
ህጹጽ መጸዋዕታ ንደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሳምንታት ብዝተኸሰተ ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ዝተሻቐለ ህዝብና፡ናይ ክተት መጸዋዕታ ኣቕሪቡ ኣሎ።በዚ መሰረት ንዕለት 31 ነሓሰ(August 31)2018 ኣብ ጀነቫ ስዊዘርላንድ ሰላማዊ ሰልፊ ድሕሪ ምክያድ ንጽባሒቱ ኩሉ አሪትራዊ ዝሳተፈሉ ኣኼባ ክካየድ እዩ።ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ጠለብ ህዝብና፡”ንኩልና ዘጽልል ሓደ መሪሕነት የድልየና ኣሎ” ስለዝኾነ
ከውሊ ተፈጢሩ መሕበኢ ኣግማል: ሚስጢሩ ሚስጢር ፖሎቲካ ነበያት ኣብ ዘበነ ምድማር: ዘበነ ገዝሚ ብጋቢ: ዘበነ ግቦ ብቡን : ዘበነ ኣበል ብሃገር:ዝተባህለሉ ኡውን ንርከብ ኣለና ከቡራት ድቂ ሃገር:: እዚ ጹሑፍ እምበኣር ንኹሉ ዝትንክፍ ኡኳ ተኾነ: ደፋኢ ናብ ሰልሚ እንዳ ረኣየት ብሬት ዓዋተ ስቅታ ዶ ምመረጽት ኣብ
ይፈርስ ኣሎ እምባና እምባ ናይ ኩልና ንብረት ሕድሪ ውርሻ ወለድና መኹሪዕና ወርቂ ሰነድ መግለጺ መንነትና ብዘይ ንሱ ጎደለ’ዩ ህይወትና= እምባና። ይሃምም ኣሎ እምባና ንሓዋሩ ይጠልመና ዝድግፎ ማእገር ይስእን ይቃዝን ብጽሞና ኣሎ እንዳበልና ኣብ ኢድና ይሓውየና ለበዋ ከይሃበ ይፋነወና ይርሕቀና= እምባና። ይፈርስ ኣሎ እምባና ይኸውን መዐንደሪ ጸላእትና ንስኳዕ ልቦና ብምጥፋእና መጻኢ ወለዶ ከይከሰና ድሕሪ ማይ ኣብ
ንሰላምዶ ወይስ ሓዲሽ መጻወድያ ግሩሃት ሃብተጽዮን ተወልደ ሓደ ኢትዮጵያዊ መንእሰይ በዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝካየድ ንዝቀነየ ርኽክባት ተመርኲሹ፡ ደስ ይበለና ኣብ መንጎናን ኣብ መንጎኹምን ሰላም ኰይኑ እናበል ናይ ደስታ ስምዒቱ ገለጸለይ። እቲ መንእሰይ ዘረባኡ ብምቅጻል፡ ተዓጽዩ ዝነበረ መንገዲ ጽርግያታት ተኸፊቱልና፡ ኣቋሪጹ ዝነበረ መስመር ተለፎን ቀጺሉ፡ ነፈርቲ
ከም ሃገርን ህዝብን አብ ኩሉ ክትክበር !!! ህዝበይ ሃየ ተንስእ ተባራበር !! ነሐሰ 4 - 2018 ብተስፋይ ተኽለ ሕ/መ/አሜሪካ ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ቅሳነትን ዝመልኦ ሂወት ንምርግጋጽ፣ ሰብአዊ መሰልን ክብሪን ዘረጋገጸት ልኡላዊት ሃገር ንምህናጽ፣ካብ ግዜ ዓደየ ዓደየ ዝተባህለሉ እዋን አትሒዙ ክሳብ ለይተ ሎሚ ኡፋየ ኢሉ ትንፋስ ረኺቡ አየዕረፈን።
ኣብ ልዕሊ ወያነ ሕነ ናይ ምፍዳይ ሕልሚ ዘለዎ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ምስ ዝርካቡ ሰራዊት 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝተወሃሃደ መጥቃዕቲ ንምግባር ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት ይዘራረብ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ንሱ ኣብቲ ንኣዘዝቲ ሓይልታት ምክልኻል ሓደ ብሓደ እናረኸበ ዝገብሮ ዘሎ ዝርርብ፡ ወያኔ ወተሃደራዊ ዓቕሙ አይተዳኸመን። ወያነ በቲ
ዝሓለፈ ዓርቢ፡ ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዱባይ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ምስ ኢትዮጵያውያን ክግብር ኣብ ዝወጠኖ ናይ ደገፍ ሰልፊ ንኽመጽኡ ብቕንያቱ 500 ማልያ ስእልታት 1ይ ሚኒስተር ኣቢይን ውልቀመላኺ ኢሳይያስን ዝተለጥፎ ማልእያ ብምሻጥ ኳ ጸቕጢ ወሲኾም እንተዓደሙዎም፡ ተሳታፍነቶም ብምግላል ነቲ ጸቕጢ ዝተሓወሶ ጻውዒት ከምዝነጸጉዎ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና
ነሃሰ 04/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ጀነቫ! መንእሰይ ጀሚሩ ብልሳኑ ብዳንግኡ ኣድላይ ’ንተዀይኑ ተበጊሱ መንእሰይ ኤርትራ ኣበይሲ ክድቅስ ከይዓረፍና ዝተረፈ የለን ዘይተገፈ ኩሉ ተቐንጢጡ ዝተነጽፈ ኩሉ በጺሕካዮ ምብራቕ ምዕራብ ክንደይከ ትዘልል ኣንታ ኢራብ ኣይ ሓቅኻ ’ንዲኻ ክትፋጠጥ ተደፊርና በዚሑ ቀበጥበጥ ጀነቫ! መርሽ’ምበር ዓለም ኣዛርባ ነቲ ርሑቕ ግበሮ ቀረባ ቃልሲ ጎበዝ ጀሚሩ ክህንደስ ሕቖ ህግደፍ ምእንቲ