ኢሰያስ ደላዪ ሰላም ድዩ? ኢሰያስ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ጕዳይ ባጤራን ንግዳዊ ምልውዋጥን ስለ ዘይተሰማምዐ ኣብ ግንቦት 98 ባይቶ ወይ ካቢነ ሚኒስተራት ዘየጽደቖ ኵናት ዶብ ወሊዑ። ነቲ ኵናት ወሊዑ ንስዑድያ ከም ዘይገሸ ድማ፡ “ደቂሰ ጸኒሐ ሃንደበት ሳባ ምስ ነገረትኒ ሰንቢደ” ክብል መስደመም ዘረባ ኣስሚዑ። መስኪናይ ኢሰያስ ነዚታት
ኢሰያስ ደላዪ ሰላም ድዩ? ኢሰያስ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ጕዳይ ባጤራን ንግዳዊ ምልውዋጥን ስለ ዘይተሰማምዐ ኣብ ግንቦት 98 ባይቶ ወይ ካቢነ ሚኒስተራት ዘየጽደቖ ኵናት ዶብ ወሊዑ። ነቲ ኵናት ወሊዑ ንስዑድያ ከም ዘይገሸ ድማ፡ “ደቂሰ ጸኒሐ ሃንደበት ሳባ ምስ ነገረትኒ ሰንቢደ” ክብል መስደመም ዘረባ ኣስሚዑ። መስኪናይ ኢሰያስ ነዚታት
The United States is encouraged by the progress that Ethiopia and Eritrea have made to resolve longstanding disputes and normalize relations. Over the past 20 years, the frozen conflict between these states has hindered stability and economic growth in the vital Red Sea region. A
https://www.youtube.com/watch?v=q9z8t8YeoK8&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=81PiTaBvmuQ&feature=youtu.be
ትማሊ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ካብ ዝተዘከራ መዓልቲ ስዉኣት ዝተፈልየት ብምዃና፡ ንርእሳ ንነዊሕ እዋን እናተዘከረት ክትነብር እያ። ኣብታ ሓርነትን ናጽነትን፡ ሕግን ፍትሕን ተሓሪሙዋ ዘሎ ሃገርና፡ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፡ ጽንጽንታ ሰላም ሰሚዑ ተስፋ ዝሰነቐላ መዓልቲ ስለዝኾነት። ምስቲ ኹሉ ገጢሙዎ ዘሎ መስገደል፡ ዝኽሪ
Eritrea's president broke weeks of silence on Wednesday to respond positively to conciliatory overtures from bitter foe Ethiopia, raising hopes of a fresh start in the Horn of Africa. A brutal, fruitless border conflict between the two countries ended nearly two decades ago. Since then, both
Looking back on the history of the Eritrean revolution, many educators and students after joining the ELF and EPLF saw conflicts erupt between the veterans who wanted to preserve their old identity and the new members of the Fronts who joined with high revolutionary aspirations
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታት ኤርትራ ሎሚ ንጉሆ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝገበሮ መደረ፡ እቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተቐልቀለ ተርእዮታት ሰላም ግቡእ ኣቓልቦ ዝሓትት ኣውንታዊ ምዕባለ ምዃኑ ብምጥቃስ፡ ነቲ ህሉው ኩነታት ብቐጥታን ብዕምቆትን ንምፍላጥን ቀጻሊ ውጥን ስራሕ ንምንዳፍን ናብ ኣዲስ
ከምቲ ቅዱስ ወንጌል ዝብሎ “ገበርቲ ሰላም ውሉድ ኣምላኽ ክበሃሉ’ዮም እሞ፥ ብፁዓን’ዮም”። ብርግጽ ድማ እቶም ምእንቲ ሰላም ኢሎም፥ ለይትን መዓልትን ዝደኽሙን ዝጽዕሩን፥ ብፁዓት እዮም (ማቴ 5፡ 9)። ኣብዚ ቀረባ እዋን ናይ ኢትዮጵያ 1ይ-ሚኒስተር ኮይኖም ዝተመረጹ። ትርግታ-ልቢ ሕዝቦም ክሰምዑን ከንብቡን ዝኸኣሉ መራሒ ስለ-ዝኾኑ፥ ናይ ሰላምን ዕርቅን መራሒ
https://www.youtube.com/watch?v=Ne9pnnvvV_U
https://www.youtube.com/watch?v=fjPyyY0-E74&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=yp68Xb50rLo&feature=youtu.be
ህይወት ንባዕላ ብተፈጥሮ መስተንክር ኢያ። ካብ ተፈጥሮ ወጻኢ ግዳማኢ ጻዕኒ ክውሰኻ ከሎ ከአ ክትጽብኽን ክትከፍእን ናይ ግድን’ዩ። ናይ ባዕላ ዝኾነ መምርሒ ሕጊ ኡኳ እንተሃለዋ፣ ኩሉ ጊዜ ግን በቲ ህይወት ኮይናቶ ዘላ ኣካል እትምራሕ እምበር ባዕላ መሪጻ ነቲ ኣካል ክትመርሕ ኣይትበቅዕን። ምክንያቱ ኩሉ ህይወት ዝተሰከመ (ዘለዎ)
A personal perspective By Dr Berhane Woldemichael (19/06/2018) Dr Abiy Ahmed is a man in a rush to solve Ethiopia’s many problems. He is to be admired for his incredible energy and intellectual capacity; in just over two months since he came to power, he has taken
https://www.youtube.com/watch?v=ODFSiuENk6o&feature=youtu.be
A group of young Eritrean refugees protested against the presence of the Eritrean ambassador during a sporting event in Manchester organised by the ruling party, the PFDJ. Young Eritreans, many of whom had been traumatised by their fraught escape from their country’s dictatorship, decided to make
https://www.youtube.com/watch?v=SfD17vgYOW4&feature=youtu.be
By Tewelde Stephanos (Email: testifanos@gmail.com) Reflecting on the systemic exclusion of blacks from the equality America promises its citizens, Langston Hughes, in 1938, wrote: America never was America to me…. There’s never been equality for me, Nor freedom in this “homeland of the free” As Eritrea celebrates its 27th year of independence
https://www.youtube.com/watch?v=flUP81wbKYY&feature=youtu.be
በለጸት መሓሪ (በለጡ) ምእንቲ ድሕነት ደቃ ምስ ደቃ ዝሓለፈት ውፍይቲ ተጋዳሊት ብምኽንያት 20 ሰነ፡ 2018 ዓ.ም ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም ተጋዳላይ ካብ ስድራኡ፡ ኣሕዋቱን ቤተ-ሰቡን ተፈልዩ ናብ ገድሊ ክወፍር ከሎ፡ ንድሕነት ህዝቡን ሃገሩን በጃ ክሓልፍ እምበር፡ ምእንቲ መሰልን ድሕነትን ገዛእ ርእሱ፡ ወይ እቲ ህይወት ዝበልዕ ገድሊ ሃብትን ስልጣንን ስለ
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ርሑስ ዒድ ኣልፈጠር ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንኹሉም ኣመንቲ ምስልምና ብሓፈሻ፣ ንኤርትራውያን ኣስላም ድማ ብፍላይ፣ እንኳዕ ናብ ርሑስ ዒድ ኣልፈጠር ኣብጻሓኩም እናበለ፣ ርሑስ ዒድ ኣልፈጠር፣ ሰላምን ሓርነትን፣ ስኒትን ሓድነትን ከውርደልና ንምነ። ዶብ ኤርትራን ኢትዮጲያን ኣብ ባይታ ይተሓንጸጽ ድሕሪ እቲ ብዙሕ መስዋእቲ ህይወትን ከቢድ ዕንወትን
https://www.youtube.com/watch?v=4wguGvraVpE
Organisers insist the festival which was using the Tameside Cycle Circuit - which has had to be cancelled - had nothing to do with the country’s Government Children were among 12 people hurt when up to 30 protesters stormed an event held in Ashton to celebrate
ስርዓት ኣልቦ ጉጅለ ህግደፍ ዝሓለፈ ቀዳም ዕለት 9-6 2018 ኣብ ንኡስ ዞብ ማይ ምነ ዞባ ደቡብ ዝርከብ ኣብ ገዳም ደብረ ድሁሃን እንዳ ኣቡነ ዮናስ ዝነብሩ ዝነበሩ ሓሙሽተ መነኮሳትገፊፉ ብምውሳድ ኣብ ገርገራ ዝበሃል መዓስከር ኣሲርዎም ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም ። ኣስማት ናይቶም ኣርባዕተ መነኮሳት፥ 1 - ኣባ ገብረመድህን ፡ 2- ኣባ ገብረዮናስ ፡ 3 - ኣባ ሳሙኤል ፡ 4 - ኣባ ኤልያስ ክኸውን ከሎ ናይቶም 5ይ ግን ዛጊት ኣይተጻረየን። ኣብዚ ጉዳይ ኣባ መልከጼዴቕ ኣበምኔት ናይዚ ገዳም፡ መጋበርያ ናይቲ ስርዓት ዝኾኑ ቀሺ ቀንዲ ኢድ ከም ዘለዎም ይእመን ። ምኽንያቱ እዞም መነኮሳት ነቲ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ዘእሰርዎፈላሲ ኣባ ጸሃየ ዝበሃል ስለምንታይ ዘይወጽእ ዝብል ገዳማዊ ሕቶ የቕርቡሎም ከም ዝነበሩ ነበርቲ ናይቲ ከባቢ ይሕብሩ። ኣባ መልከጸዴቕ ቅድሚ ሕጂውን ን ኣቡነ ኣንጦንዮስ ካብ ማሕዩር ወጺኦም ኣብ ዝተባህለሉ ግዜ ምስ ራድዮ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ሱባኤ እዮም ነይሮም እንበር ኣይተኣሰሩን ብምባል ናይሓሶት ወረ መግለጺ ሂቦም ከም ዝነበሩ ዝዝከር እዩ ። ብመሰረት`ቲ ሓበሬታ፡ ኣብቲ ንኡስ ዞባ ንዝርከቡ ካህናት ኣብቲ ዕለት ብ ኣልማማ ግፋ ኣካይዱ ነይሩ ። ምስዚ ኣብ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡ ኣብዚ ቅንያት ኣብ ን ኡስ ዞባ ድባርዋ ዝርከቡ ካህናት መስልኩም ክትረኽቡ እንተኮይንኩም ናይ ግድን ወተሃደራዊ ታዕሊም ክትወርዱ ኣለኩም ብዝብል ጸረሃይማኖታዊ መርገጺኡ ብምግሃድ ከም ዝሓለፈ ናብ መደበራት ታዕሊም ይወስዶም ከም ዘሎ ይፍለጥ ። በዚ ዳግም ተጀሚሩ ዘሎ ግፋ ንመራሕቲ ሃይማኖት ኩለን ገዳማት ኣብ ከቢድ ውጥረት ኣትየን ከም ዘለዋ ይፍለጥ ። እንተ እቶም መጋበርያኡ ዝኾኑ ጳጳሳት ግና ዝኾነ ዝወሰድዎ ስጉምቲከምዘየለ እቶም ምንጭታት የገንዝቡ።
Eritrea Focus ዝተባህለ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ኤርትራ ብሕልፊ ብናይ ወጻኢ ኩባንያታት ዝካየዱ ዘይስነምግባራዊ ወፍርታትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ዝከታተል ማሕበር፡ ኣብ ኤርትራ ብመጋበርያነት ኣብ ዕደናዊ ስርሓት ዝነጥፋ ኩባንያታት ወጻኢ ዝፍጸም ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዘቃልዕ ሰፊሕ ዝርዝራውን ጸብጻብ ናብ ናይ ዓዲ እንግሊዝ All-Party Parliamentary Group on Eritrea ኣቕሪቡ
ዕድመ ናብ አኼባ ሓድነት ኤርትራውያን፡ ኣብ ከተማ ሎንዶን ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 23 ሰነ 2018 ዓ.ም.ፈ. ሰዓት 2 ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ኣልዕሊልና ንዝትየሎም ነጥብታት እዞም ዝስዕቡ የጠቓልል፥ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ
https://www.youtube.com/watch?v=bWbJXh2ATIg&feature=youtu.be
The document, which is the first of its kind, pulls together information in the public domain to highlight the extent to which international investors, including UK-based institutions, are involved in the extractive sector in Eritrea. [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/06/Mining-and-Repression-in-Eritrea-Corporate-Complicity-in-Human-Rights-Abuses-FINAL-PUBLICATION-V1-1.pdf"]
BY HERMAN J. COHEN Four key issues that will need to be resolved for the neighbours to normalise relations. In 1991, as the US Assistant Secretary of State for African Affairs, I led peace talks between Ethiopia and Eritrean separatists. The negotiations ended a nearly thirty-year war and
https://www.youtube.com/watch?v=Bdt1qfHMGGk&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=JGakLtHPhQg&feature=youtu.be
ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራን መንግስትን፡ ከምኡ `ውን ኣብ ደምበ ተቓውሞ ብደረጃ ክብ ዝበለ ሓላፍነት ዝሰርሑን ዝሰርሑ ዘለዉን ተቓለስትን ፖለቲከኛታትን፡ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም፡ ኣቶ ወልዴየሱስ ዓማር፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስምምዕ ኣልጀሪስን ብይን ኮምሽን ዶባትን ብዘይቅድመ ኩነት ምሉእ ብምሉእ ክትግብሮ ምዃኑ ዝሃቦ መግለጺ ኣውንታዊ ከምዝኾነ
ማእከላይ ኮሚተ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ናይ ክልተ መዓልታት ህጹጽ ኣኼባ ገይሩ ትማሊ 13 ሰነ 2018 ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ነቲ ፈጻሚ ኮሚተ ኢህወደግ ስምምዕ ኣልጅሪስን ውሳኔ ኮምሽን ዶብን ብዘይ ቅድመ ኩነት ምሉእ ብምሉእ ከተግብሮ ዘሕለፎ ውሳኔ ከም እተሰማምዓሉ `ኳ እንተገለጸ፡ በቲ ናይ ኢህወደግ ስጉምቲ
Gaim Kibreab, Eritrea’s National Service; past promises and young peoples’ experiences. What next? Gaim Kibreab, Professor of Refugee Studies at South Bank University, London, is the author of numerous publications on migration and refugees as well as Eritrea’s political history. “The Eritrean National Service: Servitude for "the
https://www.youtube.com/watch?v=ex-81M1TjGg
መዓርገ-ጵጵስና ብቅድስና ዝጥመት ክቡር መዓርግ ስለ-ዝኾነ፥ ኣብዚ መዓርግ’ዚ ካብ ዝርከቡ ሰባት፥ ንሚዛን ዝኸውን ክብደት ዘይብሉ ፈኵስ ዘረባ ክስማዕ፥ ትጽቢት ክግበረሉ ኣይከኣልን። እዚ ዘሎናዮ ሻምናይ-ሺሕ ዘመን ግና፥ ካብቲ ክኸውን ዝግብኦ መስመር ወጻኢ፥ ካልእ ስእሊ’ዩ ዘርእየና ዘሎ። ከመይሲ ገለ ጳጳሳት ጸሊም ብምኽዳኖም እንተ-ዘይኮይኑ፥ ካብቲ ጸሊም ክዳን ወጻኢ፥
ዝርዝር ናይቲ ዝምምዕ ከምዘይተገልጸ፡ ቢቢሲ ዝርከቦም ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ክሕብሩ ከለዉ፡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ድሕሪ `ቲ ርክብ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ እቲ ርክብ፡ ` ክፉት፡ ቅጥታውን ውጽኢታውን` ከምዝነበረ ሓቢሩ። ፕረዚደንት ትራምፕ፡ `ጸወታታት ኲናት` ደው ከምዘብል ክገልጽ ከሎ፡ መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን መደበር መፈተኒ
https://www.youtube.com/watch?v=UlB8GVZAufQ&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=3RhySyhfp3Y&feature=youtu.be