https://www.youtube.com/watch?v=DSRh9yawDRk
https://www.youtube.com/watch?v=DSRh9yawDRk
https://www.youtube.com/watch?v=rcMqGVh8_vs&feature=youtu.be
ጽምብል ዝኽሪ ንኹሎም ኣብ ማሕዩር ስርዓት ኤርትራ ዝሓቐቑን ዝሓቑ ዘለውን ኤርትራውያን ኣብ ዋሽንግቶን ዲ. ሲን ከባቢኣን ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.) ካላኣይ ክፋል “ዲኤንኤ (DNA) ናይ ነብሰሄር ሃይለ ወልደንስኤ (ድሩዕ) እንተዝምርመርሲ፡ ኤርትራ ኣብኡ ንተረኽበት።” ዝብል፡ ኩሎም ናይቲ ወግዒ ተሳተፍቲ ዝነበሩ ዝተሰማምዕሉ፡ ናይ ምደምደምታ ምሉእ ሓሳባት ዝሰማዕኹ፡ ብዛዕባ ሃይለ ድሩዕ “ከም
https://www.youtube.com/watch?v=FQxCtQI49VM&feature=youtu.be
Eritrean police have arrested 32 Christians in the country's capital, Asmara, this month, including a newly married couple and 10 of their guests, according to World Watch Monitor (WWM). Twenty were arrested last Sunday, March 25, all of whom remain in detention, WWM said. The newly married man and
https://www.youtube.com/watch?v=y6m25axf6Kk
ከም ዝፍለጥ፡ ቅድምን ድሕርን ናጽነት ኣብ ዓባይ ብርጣንያ: ብፍላይ ክኣ ኣብ ከተማ ሎንዶን ዝተፈላለያ ናይ ኤርትራውያን ማሕበረ ኮማት ተመስሪተን ንነዊሕ እዋናት ንህዝቢ ዝተፈለለዩ ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ርኡይ ዝኾነ ኣበርክቶ ከም ዝገበርን ዝዝከር’ዩ። ይኹን’ምበር ምስ ጊዜ: እቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ፡ ከምቲ ኣብ ኤርትራ
ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.) ቀዳማይ ክፋል ከምቲ ኣብ ኩሉ ኣከባቢታት ዓለም ክካየድ ዝቐነየ፡ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኣብ ዋሽንግቶን ዲ.ሲን ከባቢኣን’ውን ጽምብል ንዝኽሪ ነቶም ኣብ ማሕዩር ስርዓት ኤርትራ ዝሓቐቑን ዝሓቑ ዘለውን ኤርትራውያን ኣብ ዕለት 24-25 መጋቢት 2018 ተኻይዱ። እቲ ናይ 24 መጋቢት 2018 ጽምብል፡ ብናይ ዲ.ሲን ከባቢኣን ናይ
መምህር ኢብራሂም መሓመድ ብዕለት 28 መስከረም 1947 ዓ.ም. ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ። ናይ መባእታ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኤርትራ ተማሂሩ፡ ናይ ማእከላይን ካላኣይን ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኢትዮጵያ (ኣብ ደሴን ኣብ ኣዲስ ኣበባን) ድሕሪ ምዝዛሙ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቀዳማይ ሃይለሰላሴ ብጂኦግራፊ ብባችለር ዲግሪ ተመሪቑ (B.A in Geography. HaileSelassie I
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ምሕዝነት ኢህወደግ፡ ትማሊ ምሸት 27 መጋቢት ኣብ ዘካየዶ ድምጺ ናይ ምሃብ መስርሕ ብ 60 ሚእታዊት ንዶር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቦ ወንበር ናይቲ ሰልፊ ክኸውን ከምዝመረጾ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ትማሊ ምሸት ገሊጸን። ዶር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ክኸውን፡ ምርጭኡንስሙ ብ ቤትምኽሪ
https://www.youtube.com/watch?v=hQqiw6PPPz0
https://www.youtube.com/watch?v=hGGtX31vOs0
ካብ ምዕራይ፡ ምፍራስ ዝምረጸሉ ኩነታት (to reform or to abolish) ብ ኣማኑኤል ሳህለ ሓደ እዋን ኣብ ኤውሮጳ ተለቪዥነይ ምስራሕ ኣብያስ ርእይቶን ምኽርን ንምርካብ ናብቶም ተለቪዥን ዘዐርዩ ጠቢባን ከይደ። እታ ኣብቲ ድኳን ዝጸንሓትኒ ኣስተናጋዲት፡ ሓዳስ ተለቪዥን ዘይትዕድግ ብምባል እያ ርእይቶኣ ዝሃበትኒ። እቲ ዘቕረበቶ ምኽንያት ድማ፡ ነታ ተለቪዥን ንምዕራይ
ኣብ ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ምፍጣር ዓቢ እጃም ዘበርከቱ፡ እዚ ታሪኽ እዚ ክስራሕ ዝተዓዘቡ፡ ብዛዕባ እዚ ታሪኽ እዚ ዝግደሱ ውን ኩሎም ብግቡእ፡ ብዝተጸንዔ፡ ብጥርኑፍ፡ ብዝተማለኤ ኣብ ምዕቓብ፡ ኣብ ምዝርጋሕ ናብ ኩሉ ወሎዶታት ዝተሓላለፍ ብቁዕ ኣፋዊ ይኹን ዝተሓትመ ሰነዳዊ ታሪኽ ኣብ ምውህላልን ምቕራብን ዝሕግዝ ጥጡሕ
ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ “ ጌጋይ ዘቅርበለይ ከም ገጽ በረከት ዘቅረበለይ ክቆጽሮ`የ “ Omer Bin Khetab (634 – 644 ዓ.ም) ብኻልእ ኣዘራርባ እቲ ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ንቡዙሓት መራሕቲ ዓለም ዓበይቶም ናኣሽቶም ጸላዕላዕ ዘብሎም፤ ምስማዕ ተጻይ ሓሳብ ወይ ተቃውሞ ፤ ሰይድና ዑመር ኣብ 7ይ ክፍለ ዘመን ምስማዕ ከይኣክል
ናይ ሓዘን መግለጺ ብምኽንያት መስዋእቲ ኩቡር ተቓላሳይ ኣባል ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ዶ/ር ኢብራሂም መሓመድ ዝተሰማዓና ምሪር ሓዘን እናገለጽና፡ ንስውእ ዶ/ር ኢብራሂም መሓመድ መንግስተ ሰማያት፡ ንኽብርቲ ብዓልቲ ቤቱን ደቁን መላእ ቤተሰቡን መቓልስቱን ክኣ ጽንዓትን ንምነ። ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ። 28.03.2018
State-affiliated FANA Broadcasting Corporate (FBC) reported late Tuesday that the Ethiopian Peoples Revolutionary Democratic Front (EPRDF) had elected Abiy as its chairperson. His rise to become Prime Minister – head of government – is premised on approval by the Front’s Council and subsequent approval by the parliament. Political
https://www.youtube.com/watch?v=AblGEm3e8Xs&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=Tm6xD2biaDw
Folks, I went for Electrical Engineering in college and specialized in Solid State Engineering or Semiconductor Devices Fabrication Methods in graduate school to earn MSEE in 1989 from the State University of NY at Binghamton. I then earned MS in Information Systems from George Washington
https://www.youtube.com/watch?v=boiwyUvLCwI&feature=youtu.be
ስርዓት ህግደፍ፡ 22 መጋቢት 2018 ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ቀጠርን ሱዳንን ስርዓቱ ንምጽባእ ይንቀሳቐሳ ምህላወን ድሕሪ ምግላጹ፡ ስርዓት ሱዳን ትማሊ 24 መጋቢት ተመሳሳሊ መግለጺ ብምውጻእ ኣሉታዊ ግብረ መልሲ ሂቡ። እቲ፡ ሱዳን ኣብ ወተሃደራዊ መዓስከር ሳዋ ብሓሓዝ ግብጻውያን ኣማኸርቲ ተቓወምቲ ሱዳን ትዕልም ከምዘላ ብምጥቃስ ቅድሚ ኣስታት ክልተ
ትማሊ ቀዳም 24 መጋቢት 2018፡ ነቲ መንግስቲ እስራኤል ዝወጠኖ ምስጓጒ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ብምቅዋም ኣስታት 25 ሽሕ ህዝቢ ዝተሳተፉ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ቴልኣቪቭ ከምዝተኻየደ ማዕከናት ሓበሬታታት እስራኤል ገሊጸን። መርበብ ሓበሬታ haaretz ብዘመሓላለፎ ዜና መሰረት እቶም ሰላማዊስ አልፊ ዘካየዱ ሓተቲ ዑቕባ፡ ` ደምናን ደሞምን ፍልልይ የብሉን፡ ንሕና
https://www.youtube.com/watch?v=mteHzmvhsgc&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=7VpEVf99COA&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=2RkLUJ-wwEg&feature=youtu.be
ኣብ ማዕከናት ዜና ስርዓት ህግደፍ፡ ኤርትራ ብሳላ ዘለዋ ሰላም፡ ምጣነ ሞት ህጻናትን ኣዴታት፡ ለበዳ ዓሶን ካልኦት ተላባዕቲ ሕማማትን ንምቁጽጻር ከምዝተኻእለን፡ ኤርትራ ድማ ብመለክዒታት ኣህጉራዊ ውድብ ጥዕና፡ ሓንቲ ካብተን ኣብ ዓለምና ዓበይቲ ዓወታት ዘመዝገባ ሃገራት ምዃና ይሕብር። ከምቲ “ዕዉር እንታይ ትደሊ ብርሃን ነጋዳይ እንታይ ትደሊ ሰላም”
OBITUARY Dr Nerayo Teclemikael 1941 – 2018 Dr Nerayo Teclemikael, 76, died peacefully at his home in Shoreline, Seattle, on Friday 16th March 2018 surrounded by his close family members. He died from a heart attack a condition that he had suffered from for several years. Nerayo was
Release March 16, 2018 Merger of Eritrean Global Solidarity (EGS) and Eritreans for Facilitating National Dialogue (EFND) We are pleased to announce the merger of EGS and EFND to form Eritrean Global Solidarity for National Dialogue (EGSND). After a year of intensive dialogue and conversation, the two civic societies, the EFND & EGS met
The Process of Nation Building and State Construction under Arrest in Eritrea: Unmasking the Evils of the Rapacious Regime Gebre Gebremariam (Dr.) Part II As explained in Part I of this piece, over the last quarter of a century, Issaias has consolidated immense personal power through neo-patrimonial
https://www.youtube.com/watch?v=rqHtUmotEJw
ሓጺር ኣስተምህሮ ብዛዕባ ጸላኢ ብ ኣማኑአል ሳህለ ንጸላኢኻ ብኹልንተናኡ ምፍላጥን ምግምጋምን፡ ጸኒሑ ኣብ ምብዳሁን ምምካቱን ኪጠቕመካ ይኽእል። ዘይትፈልጦ ምስ እትኸውን ግን፡ ብግቡእ ክትምክቶ ስለ ዘይትኽእል፡ ሓደጋ ከስዕበልካ ይኽእል። ምስ ዘይትፈልጦ ወይ ኣጸቢቕካ ዘይገምገምካዮ ጸላኢ ምቅላስ ማለት፡ ከምቲ ሓንቲ ዕውርቲ ኣንጭዋ ምስ ሓንቲ ነግራም ድሙ ክትገጥም ከላ ማለት
Gebre Gebremariam (Dr.) History attest to the fact that if any movement for democratic transition in Eritrea is to succeed, it will require the active participation of the people (mass of people) struggling in unison. However, people join a movement only when they perceive the movement
https://www.youtube.com/watch?v=bYDPQiV6ex4&feature=youtu.be
ብሰንኪ `ቲ `ኬምብሪጅ ኣናሊቲካ` ዝተባህለ ኩባንያ ዓዲ እንግሊዝ ንውልቃዊ ሓበሬታ ዓማዊል ፈይስቡክ ብዘይ ኣፍልጦ ተጠቀምቲ ኣብ ዘይግብቡእ ኣገልግሎት፡ እንተላይ ኣብ ምዕዋት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ትራምፕ ምውዓሉ ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለምን ማሕበራዊ መራኸቢታትን ጫቚጫቚ ኣቢሉ ብርክታት ፋይስቡክ ብዓሰርተታት ቢልዮናት ዶላራት ኣብ መዓልቲ ክኸስር ኣብ ዝቐነየሉ እዋን ድምጹ
There is a common, yet grave, mistake that Eritreans make these days. They tend to equate the Rapacious Regime (PFDJ Regime) in Eritrea with the EPLF as if they were one and the same. The Rapacious Regime is an illegal and illegitimate entity that has
https://www.youtube.com/watch?v=bIGw4Qhq4X4&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=hql75cQz0-s
ምእንቲ ሃገራዊ ናጽነት ኤርትራ ብልዑል ተወፋይነት ዘገልገለ ሓርበኛ ተጋዳላይ ዶር ነርኣዮ ተኽለሚካኤል ብተደራራቢ ሕማማት ክሳቐ ድሕሪ ምጽንሑ፡ ብ 16 መጋቢት ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሰያትል ዓሪፉ። ሓርበኛ ዶር ነርኣዮ ተኽለሚካኤል ኣብቲ ጽንኩር ኩነታት ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ከም ኣባል ናይ ሕክምናዊ ኣሃዱ ኮይኑ