Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናይ ሓዘን መግለጺ

ናይ ሓዘን መግለጺ ብምኽንያት መስዋእቲ ኩቡር ተቓላሳይ ኣባል ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ዶ/ር ኢብራሂም መሓመድ ዝተሰማዓና ምሪር ሓዘን እናገለጽና፡ ንስውእ ዶ/ር ኢብራሂም መሓመድ መንግስተ ሰማያት፡ ንኽብርቲ ብዓልቲ ቤቱን ደቁን መላእ ቤተሰቡን መቓልስቱን ክኣ ጽንዓትን ንምነ። ሰልፊ

ናይ ሓዘን መግለጺ

ብምኽንያት መስዋእቲ ኩቡር ተቓላሳይ ኣባል ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ዶ/ር ኢብራሂም መሓመድ ዝተሰማዓና ምሪር ሓዘን እናገለጽና፡ ንስውእ ዶ/ር ኢብራሂም መሓመድ መንግስተ ሰማያት፡ ንኽብርቲ ብዓልቲ ቤቱን ደቁን መላእ ቤተሰቡን መቓልስቱን ክኣ ጽንዓትን ንምነ።

ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ።

28.03.2018

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • aman March 28, 2018

    Is this a party that exist in mars.
    I hope this is not opposition party for eritrea. Gele kinsemie ena.
    Rip any way.

POST A COMMENT