እዚ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ምስጢራዊ ሕሳብ HSBC ባንክ ተቐሚጡ ዝጸንሐ ሕጂ ተቐሊዑ ዘሎ ኣስታት 700 ሚልዮን ዶላር ዝበጽሕ ገንዘብ፣ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ካብ ኤርትራ ዘህደሞ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ጸጋ ምዃኑ ህዝቢ ክፈልጦ ከምዝግባእ፣ ሓላፊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር (Treasury) ኮይኑ ኣብ ኤርትራ ዘገልገለ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ምስ
እዚ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ምስጢራዊ ሕሳብ HSBC ባንክ ተቐሚጡ ዝጸንሐ ሕጂ ተቐሊዑ ዘሎ ኣስታት 700 ሚልዮን ዶላር ዝበጽሕ ገንዘብ፣ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ካብ ኤርትራ ዘህደሞ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ጸጋ ምዃኑ ህዝቢ ክፈልጦ ከምዝግባእ፣ ሓላፊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር (Treasury) ኮይኑ ኣብ ኤርትራ ዘገልገለ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ምስ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/02/freselam-1.pdf"]
ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ጥፉእ ተቖጠብ ኣይትዛረብ ኩፉእ Tesfamariam Wel. 16/02/2015 Oslo Norway ገንዘብካ ተጋሒጡ ህዝብኻ ተባሪሩ ህዝቢ ብጥሙዩ ኣብ ስዊዝ ተዓቍሩ ኣለውን ዘይተነግረ ኣብ ጪና ተሃጊሩ ደጋፍ ህግደፍ ጸልሚቱኳሎ ምስጢሩ ቅበጽ ህግደፋዊ ተስፋ የብልካን ፍልሖ ኣትዩካ ብኸመይ ክትድሕን ክንፊ ዘይብሉ ቁርዲድን ኣንበጣን ዘይምሕሩ ባልዕ ኦሮሞን ደምህትን ግደፍ ከይትጠዓስ ሕሰብ ኣጸቢቕካ ኣይተቃልሎ ስማዕ ማዕዳ ኣሕዋትካ ሃገር ናይ ኩልናያ ኣይኮነትን ናትካ ተፍቅራ
ካላእ፣ የሃልዎ በሓቂ ፣ዲየ ኣለኹ ካላእ የሃልዎ። ናጽነት ክዝመት እንዳ ራአኽዎ፣ ባርነት ጠጥዑ ዘይተጸብኽዎ፣ ህዝብና ክነብዕ ውሉዱ ዘክሩ። ኣውያቱ በዓውታ ከስምዕ ኣምርሩ፣ ዝፈትው ገንሸል ትማሊ ከፍሉ፣ እንታይ፣ የዓብስ፣ ቅያ፣ ትማሊ፣ እንተተዘክሩ፣ ኣሎንዶቲ ቁስሊ መዓስ ከ ቀምሩሩ፣ ትማሊ እንዳ በልካ ኣብ ትማሊ ምምባር፣ ከምኡ ኣይ ነበረን ክምከት ግንባር፣ ዋጋ ኢዩ ሓትቱ ናጽነት ምትግባር፣ ሎሚ ክግለጹ
ኣምባሳደር ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዓዲ ጥልያን፣ ፍስሃጼን ጴጥሮስ "ገንዘብ ጥራይ ሓግዙና እምበር ዋሕዚ ስደት ኣብ ምዕጋት ምሉእ ምትሕብባር ክንገብረልኩም ኢና" ክብል፣ ነቶም ብብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሃገራቶም ኣዕለቕሊቐን ብምህላወን ተሻቒሎም ዘለዉ ሰበስልጣን ሕብረት ኤውሮጳ ክሽሕጦም ፈቲኑ። askanews ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ካብ ዓዲ ጥልያን ብዝዘርግሖ ዜና መሰረት፣ እቲ
https://www.youtube.com/watch?v=NbDnNuPAtdI&feature=youtu.be
ኣብ ጉባኤ ካብ ዝተኣከቡ ጳጳሳት ሓደ ስሞም ዝዓቀብናዮም፥ “ንሕና እዚ ኩሉ ጸገምን ፈተናን ዝበጽሓና ዘሎ፥ ቤተ ክርስትያን ኣብ ክልተ ተመቐላ ዘላ ኣብ ሓደ ንምጥርናፋ፥ እታ እንኮ ፍታሕ ምስ ኣቡነ እንጦንዮስ ተዓሪቕና፥ እቲ ወጊዞምና ዘለዉ ውግዘት ኣልዒሎም ኣብ ንቡር ቦታኦም መሊስና፥ ኣገልግሎትና ምቕጻል እዩ። ሕጂ ምኽንያት
PFDJ's lazy politics: " JUST GIVE US the MONEY and we will deal with the issue that is worrying you so much! - IMMIGRATION." Are you SERIOUS!? This may be a music to the ears of the European governments currently led by the gullible Italian
https://www.youtube.com/watch?v=ub8PnAsxpwE&feature=youtu.be
By Petros Tesfagiorgis Miss Lul Seyoum an outstanding activist in UK, me and other Eritreans among them, an ex- Asmara University lecturer and country director of British Council in Eritrea; an environmental scientist; and one who has senior position in the Eritrean Ministry of finance, {3
Important Call To: All Eritreans Seeking Peace, Justice and Rule of Law Subject: Fund Raising Dear sisters and brothers, A law suit has been filed against one of our members in Ottawa, Canada by Mr. Seyom Awaju for defamation. This is in relation to an article posted in the
ጸጒረይ ክምሸጥ! "ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ'ባ!?" ብሓቂ ዘጓነፈኒ ፍጻመ። ኣብ ከባቢ ገዛውትና፡ ኣብ ማይጭሆት እትርከብ፡ ኣብ ቤታ ቁጅና ሳሎን ዘሎዋ መሻጢት'የ፡ ከባቢ ሰዓት ዓሰርተ ናይ ንግሆ ኣትየ። ጸጒረይ ፈቲሓ ክሳዕ ብቢጎዲኒ ትጥቕልለለይ ከኣ ናብታ ካብ ሓደ ኣንጎሎ ጀሚራ ንጸጋም ወገን ናይቲ ዝነበርኩዎ ገዛ፡ ኣብ ላዕለዋይ ኣካል ናይቲ
መላኺ ፍሥሓየ መብራህቱ ይደርደር ነጋሪት ይነፋሕ መለኸት መልኣኽ ተላኢኹ ሠራዊት ኣምሪሑ ህውከት ተቓሊሑ እቡሽ ወዲ ኣዳም ከም ሕሱም ፈሪሑ ጎይታይ ጎይታይ ይብል ኣኣዳዉ ዘርጊሑ። ቅዱም ዝኣወጆ ንጹር ቃል መላኺ ህጡር ኃይሉ ብዘይ ሓጹር ይዳሎ ብስቱር ይኣልዮ ብህጡር ይኹን ይኹን ኢሉ ምስ ኣስመዐ ኩሉ ትእዛዝ ምስ ኣዘዘ ሴፉ ምስ መዘዘ ንዝጠራጠር ሰጋእ መጋእ ዝብል በትሪ ሥልጣን ያኢ ኣብ ዝባኑ ሽብልል ከምዛ ቆልዓ ሕዝል። ዳግም ኣዋጅ ወጸ ንዓቢ ንኡሰ ኣይፋልን ኢሉ ንኡ ዘማዓሸ ቃሉ
https://www.youtube.com/watch?v=WGbxKnDoTb8 Chris and his crew are currently raising money to finish the film. Fundraising ends on February 25th. You can learn more by visiting the kickstarter page. https://www.kickstarter.com/projects/960049400/refugee-the-eritrean-exodus
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/02/ኣባላት-ስቪላዊ-ስለያ-፡፡-1.pdf"]
(ANSA)- Milan, February 11 - Police in Milan province and elsewhere in Italy arrested a number of suspected people smugglers Wednesday who charged Eritreans up to 1300 euros to enter Italy illegally en route to northern Europe, police said. Eritreans paid from 250 euros to as
Dr Mesghina G.Medhin: mmedhin@ymail.com
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/02/MUgabe_godefa.pdf"]
ሚዛን ብወለዳ ክትምረቕ ብዘይድሌታ ንዘይትፈልጦ ሰብኣይ ተመርዓወት:: ወለዳ ፍቓዶም ስለዝመልኣትሎም ምዉቕ ሓዳር መስሪታ ፈራይትን ጸጋይትን ክትኮነሎም ተመንዮም ኣፋነውዋ:: ኣብ ዓመታ ቆልዓ ተበኩራ: እንተኾነ ሰብኣያ ሓላፍነት ዘይስምዖ ብምንባሩ: እታ ብርኽቲ ውላድ ናብ ቤታ ተመልሰት:: እቲ ምርቓ ኣይጠቐማን ከይበሃል ምናልባት ካብ ሰብኣያ ብምፍልላያ ዝሓሸ ዕድል ይገጥማ ይኸውን::
Aid Workers Say Some 300 People on Four Boats Likely to Have Died Since the Weekend By DEBORAH BALL and LIAM MOLONEY Updated Feb. 11, 2015 11:46 a.m. ET ROME—Several hundred seaborne migrants are believed to have died in recent days as they attempted to reach Italy, marking one of
ካብ ስዊዘርላንድ ዝለሓኹ ሰነዳት HSBC ባንክ ከምዘመልክቱዎ፣ ኤርትራ፣ ዝበዝሐ መጠን ዶላር ካብ ዘለወን ሃገራት ተባሂላ ኣብ መበል 53 ተሰሪዓ። ኣብቲ ሰነድ ብስም ኤርትራውያን ዓማዊል ተመዝጊቡ ዝጸንሐ ገንዘብ ድምር ኣስታት $699.6 ሚልዮን ዶላር እዩ። እቲ ሰነድ 39 ናይ ባንክ ሕሳብ ዘለዎም 32 ኤርትራውያን ዓማዊል ከምዘለዉ ክጠቅስ ከሎ፣
https://www.youtube.com/watch?v=lAY3YWRffaY&feature=youtu.be
ዝኸኣለ ሞት ፈሪሑ ተጸርጊፉ ዓቕሚ ዝሰኣ ድሕሪት ተሪፉ Tesfamariam Wel, 10/02/2015 Norway ሃገሩ ገዲፉ ተሰዲዱ ምስ ጸገሞ ናነብዐ ከይፈተወ ደም እናጠዓሞ እግሩ ዝመርሖ ዘይብሉ ዝዓደሞ ሃጽ ኢሉ ከደ መሬት ዓዱ ናሰ.ዓሞ ዕድሉ ክርኢ ከም የሕዋቱ ስደት ኮይና ዕጫ ብጽሒቱ ብህግደፍ ካብ ዝሳቐ ብሂወቱ ዘብሎ ጠፊኡዎ ኣበይሞ ክኣቱ ዓዲ ጓና መሪጹ ዋላ ንሕልፈቱ በዞም መንእሰይ መን ዘይሓዘነ ብዘይካ ህግደፋዊ ዒባታት
ሃለዋት ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003 ለይትን መዓልትን እህህታ ካብ ሓው ወድ’ኖ ስቅቕታ ምስ ጓልኖ ሕሜታ ምስ ዓርኪ ጠለም ሕንሕንታ እዚ “ኢለካሎኹ!” ስምዓታ ሕይወትና ተነፊጋ ሩፍታ ካብ ገጽና ሃዲሙ ፈገግታ ካብ ኣስናንና ርሒቑ ፍሽክታ ኣእዛን ግን ጸሚመን ብናይ ጠላዕ ወኻዕታ። ዘለናዮ ሃለዋት እንተኾነኳ ምሰ’ኅዋት እንተ ጠዓመ’ውን ከም ገዓት ምዃኑዶ ተሪፉ መዓት ወግሐ ጸብሐ ሓዲሽ ለዓት ሕቖና ዝሰብር መንድዓት ሕልፈትዶ ክንብሎ ምጻት ኣድኅነና ፈጣሪ ካብዛ ሕማቕ
https://www.youtube.com/watch?v=bhk_eSW3Iu4&feature=youtu.be
Djibouti and Ethiopia on Saturday accused neighboring Eritrea of undermining regional stability. In a joint statement, Djiboutian President Ismail Omar Guelleh and Ethiopian Prime Minister Hailemariam Desalegn called on the international community to "take serious steps against the Eritrean government to prevent it from undermining stability
The breakaway region of Somaliland has started to offload the arms cargo from a ship that recently docked in one of the ports in the region under the cover of darkness, officials have confirmed. The MV Shakir – a Sudanese-registered ship carrying a large consignment of
ማሕነቆ ቃልሲ ንለውጢ መንእሰያት ስደተኛታት ኤርትራ (መንእሰይ ሮቤል እምባየ ኣባል ኤስደለ ኣብ ዘቕረቦ መግለጺ መጠናኸሪ ጽሑፍ) ለውጢ ብዘይተሳትፎ መንእሰያት ኣይሰምርን ‘ዩ። ተራ መንእሰያት እቲ ዝለዓለ ቦታ ዝሕዝ ‘ዩ። ኢሳይያስ ካብ ዝነቕሓሎም እቲ ቀዳማይ ነገር ናይ መንእሰያት ደላይ ለውጢ ምዃንን ነዚ ኣተሓሳስባ ምድሃኽን ‘ዩ። ኣባል ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/02/EUDC-SMEMINAR-6.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=V_YNWjNSefE&feature=youtu.be
(London 04-02-2015) Over a hundred UK based Eritreans participated in giving evidence and insight into the human rights violations taking place in Eritrea to the UN Commission of Inquiry on human rights in Eritrea, during their investigative visit to the UK from the 23rd to
ብጉዳይ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝቖመት መርማሪት ኮሚሽን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዘካየደቶ ዑደት ብዓወት ተዛዚሙ ለንደን (04.02.2015)፡ ልዕሊ 100 ዝኾኑ ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ ነታ ካብ 23 ክሳብ 31 ጥሪ ኣብ ዓባይ ብሪጣያ ናይ መርመራ ዑደት ዘካየደት ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ኩነታት ሰብኣዊ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/02/Time-for-Reflection-VII.pdf"]
06 ለካቲት 2015 ውዑይ ዜና ካብ ስዑዲ ዓረብ፣ ትማሊ 05 ለካቲት 2015 ዓ/ም ትሸዓተ (9ተ) ወታደራት ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ናብ ጎረቤት ሃገር ዝኾነት ስዑዲ ዓረብ ማለት! ምምሕዳር ጀዛን ዑቕባ ከም ዝሓተቱ ካብ ስዑዲ ዓረብ ዝመጹና እሙናት ምንጭታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ - ሕድሪ
February 5, 2015 (KHARTOUM) – The United States acknowledged on Thursday the visit by two Sudanese officials to Washington which drew criticism from activists and some congressmen. Sudan’s foreign minister Ali Karti who arrived in a low-profile attended the annual National Prayer Breakfast which took place
Thu Feb 5, 2015 5:39pm GMT By Ayman al-Warfalli BENGHAZI, Libya Feb 5 (Reuters) - Clashes erupted in the centre of Libya's main eastern city Benghazi on Thursday as pro-government forces pushed to take the port district from Islamist militants, and seven soldiers were killed, witnesses and military
https://www.youtube.com/watch?v=2C4eWk7fQdM&feature=youtu.be
Zekarias Ginbot February 3, 2015 ……..in Part I, I described how the aspirations of the Eritrean people have been dashed by PFDJ over the last 20 years and how the national service has ended up becoming a modern day slavery. In Part II, I continued to reflect