Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ክሰግሩ ዝፈተኑ ዘለዉ ዛጊት ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ኣብ መዋጥር ከምዝርከቡ ብምምልካት ናይ ህይወት ኣድሕን ህጹጽ ረዲኤት ብቴለፎን ሓቲቶም። ብመሰረት ሓበሬታኦም ገና ኣብ ማያት ዓዲ ጥልያን ኣይበጽሑን ዘለዉ። ኣብ ዓዲ ጥልያን ይኹም ማልታ እትርከቡ ግዱሳት፣ ሓለዋ ባሕሪ

READ MORE

ዝገርም’ዩ! ዋላ’ኳ ከምቲ ልሙድ ብዘይካ ኣብ ሊሰዩም (ኣስተምህሮታት ኪወሃበሉ ዚተዳለወ ፍሉይ ኣዳራሽ) ኣሰና ኣብ ካልእ መዓልታዊ ሓደሽቲ መሃሪ ጽሑፋት ንምርካብ፡ ጸቢብ ኣጋጣሚ ምዃኑ እንተ ተገንዘብኩ፡ ከም ገለ ሰበር ዜና እንተ ተረኽበ ኢለ ግን ንሓደ ክልተ መርበባት ሓበሬታ፡ እንኮላይ ናብ ብዓል ከም ኣለናልካ ናይ ህግደፍ ዝኣመሰላ

READ MORE

ኣብ ኤርትራ ጭርጭር ትጻወት ዞሎኻ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቐደምሲ ጸሊም መነጸር ጌርካ፤ ብቅልጡፋት ነፈርቲ ትዛወር ኔርካ፤ ኣብ ዝደለኻዮ ሃገር ትበጽሕ ኔርካ፤ እንታይ እዩ ተረኺቡ ወዲ በቃ፤ ሓንሳብ ኣብ ባጽዕ፤ ሓንሳብ ኣብ ዓሻ ጎልጎል ትሕባእ ዘሎኻ መራሒ ሃገር ተባሂልካ፤ ሓንሳብ ተሓቢእካ ንሱዳን ትኣቱ፤ ሓንሳብ ተሓቢእካ ንኬንያ ትኽይድ ዘሎኻ፤ ሕጂ ግን እግርኻ ኣኪብካ፤

READ MORE

Sudan's Bashir unveils political reforms President orders release of political prisoners and easing of restrictions on parties to encourage national dialogue. Sudanese President Omar al Bashir has ordered the release of political prisoners and easing of restrictions on political parties to "encourage success in a national dialogue". Speaking

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ንሎሚውን ከምቲ ልሙድ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዘቕረብኩሙለይ ሕቶታት ንኽምልስ፡ በዛ ቀጺላ እትቐርብ መልእኽቲ ሓውና ጸሃየ ኣቢለ ክሓልፍ ፍቐዱለይ? [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Mesinas_n_5.pdf"]  

READ MORE

ካብ ሱዳን ጫፍ ግብጺ ቆሪጾም ናብ ሊብያ ዝሰግሩ ዝነበሩ ኣስታት 40 ደቂንስትዮን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ዝርከቡዎም 105 ኤርትራውያን ቅድሚ 10 መዓልታት ኣብ ዶብ ግብጽን ሊብያን ተታሒዞም ኣብ ኣስዋን (ግብጺ) ተኣሲሮም ከምዝርከቡ ትማሊ ንድምጺ ኣሰና ኣብ ዝሃቡዎ ሓበሬታ ኣገንዚቦም። እቶም ናይ መግቢ ሕጽረት ከምዘለዎም ዝገለጹ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣

READ MORE

ብሰንኪ ‘ቲ ግበታን ብሕትውናን ስልጣን እምበር ድሕነትን ቀጻልነትን ሃገር ዘይዓጦ፣ ስሱዕ ኣተሓሕዛን መዕነዊ ፖሊስን ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ እታ ከም ንቡር ክሳብ 450 ሓይሊ ሰብ ክትሕዝ ዝግብኣ ቦጦሎኒ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ካብ 20-30 ሰብ ጥራይ ሒዛ ብምትራፋ ዓቕሚ ሰራዊት ኤርትራ ኣዝዩ ተዳኺሙ ኣብ ዝተሓተ ደረጅኡ ከምዝርከብ

READ MORE

ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ምስ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር ተራኺቡ፣ ካብ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተላእከ ደብዳበ ከምዘብጽሐ ኣገልግግሎት ዜና ሱዳን (SUNA) ኣብ ሎሚ 6 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርግሖ ዜና ሓቢሩ። እቲ ብኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ተኸሲሱ ከም ገበነኛ ዝድለ ዘሎ ኣል በሽርን እቲ ብሃገራት ምዕራብ ዲፕሎማስያዊ

READ MORE

 ውሳኔ“ፍትሓ ነገስት”።      6ይ ክፋል።             06-04-14። ትማሊ ዘይፈለጣ ጽባሕ ኣይትራኣዮን ኢያ!! ውዕሎ መዓልቲ ውግእ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ገሊጸዮ ስለዝኾንኩ ንተክኒካዊ መዳያቱ ኣብዚሐ ኣይክዛረበሉን ኢየ። ብሃታሃታ ዝተጀመረ ጉዕዞ ወጋሕታ ንጀነራላት ፈረንጂ ብዘይተረድኦም ምኽንያት ካብቲ ብሰንሰለት ክተኣሳሰሩ ዝነበረ ኣበጋ ግሳኦም ተበታቲኾም ብኪሎሜተራት ዝኣክል ሃጓፋት ተራእየ። ብተወሳኺ ቅርጺ መሬት፡ መራሕቲ ዝሓዝዎ ካርታን

READ MORE

ምዕራፍ 8፡ ጕዕዞ ናብ ኣካን ቀብር  ንጹሃት ሰባት  ብዘይ ፍትሒ ኣብ ዝእሰሩሉ ግፍዐኛ ስርዓት እቲ ሓቀኛ ቦታ ናይ ቅኑዓት ሃገራውያን ቤትማእሰርቲ’ዩ።                            ሄንሪ ዴቪድ ቶረ ኣብ ካሜራ ዓሰርተ ሓሙሽተ ካብ ዝኣትው ሰሙናት ሓሊፉ ከብቅዕ ዝኾነ ሕቶ ወይ መርመራ ኣይቀረበለይን። መኪና ዝሸጥኩሉ ኣባል ጸጥታ ጥራይ ሓንቲ መዓልቲ መጺኡኒ

READ MORE

ሰለሰተ ዓበይቲ ህዝባዊ ፍጻሜታት ኣብ ሓደ መዓልቲ፡ ቀዳም ሾመንተ መጋቢት፡ 2014   ኣዝዩ ሰፊሕ መደብ ኣብ ውሽጢ ሓጺር ጊዜ ክንፍጽም ኣለና ኢልና ተበጊስና። ንኽእሎ ኢና! ኢልና ነቲ ስራሕ ብድፍረት ጀሚርናዮ። ዘተኣማምን ባይታ ግን ነይሩና፣ ኤርትራውያን ነበርቲ ደንቨርን ከባቢኣን። ኤርትራውያን ወነንቲ ንኣሽቱ ቢዝነስ፡ ውሑዳት ሃብሮማት ብገንዘብን ብሞራልን ዱልዱል ሕቖ

READ MORE

ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ጽባሕ 5 ሚያዝያ ናብ ካርቱም (ሱዳን) ክኸይድ ምዃኑ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ዕላማ ዑደቱ እንታይ ምዃኑ ብንጹር ኣይተፈልጠን። እቲ ዋና ፖለቲካዊ መጋበርያ መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኮይኑ ዘሎ የማነ ማንኪ ንምስሊ ናይቲ ዝወድቕ ዘሎ ስርዓት ከመሓይሽ ላዕልን ታሕትን ይብል ኳ እንተሎ፣

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል (ኣስመራን ከባቢኣን) ክኸውን ከምዝመዘዞ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ኣዛዚ ክፍለሰራዊት ከቢድ ብረት፣ ድሕሪ ናጽነት ከኣ ሓላፊ ኮምሽን ስፖርት ኮይኑ ኳ እንተሰርሐ፣ ነቲ ዋና ከተማ ኣስመራ ዝርከቦ ዞባ

READ MORE

ስነ-ስርዓት  መብራህቲ ሽምዓ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ትማል ዕለት 04/02/2014 ብኽብሪ ኣብ ላስ-ቬጋስ ተዘኺሩ። እቲ ብመብራህቲ ሽምዓን ጸሎትን ብፕሮጀኽተር ዝተሰነየ ስእልታትን ግጥምን  ዝተጀመረ ዝኽሪ ሓርበኛ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ቐጺሉ ብኣቶ ስብሓት በርሄ ታሪኽ ሂወትን ዝናን እቲ ሓርበኛ ተነቢቡ ገለ ኻብቲ ትሕዝቶ ሓርበኛ ኣሕመድ ናስር ንዓመታት ኣብ ቓሉን

READ MORE

መጸዋዕታ ክፉት ኣኼባ ንኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ስዊዝ ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ ስዊዝ : ነዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ሓቢርካ ንምምካትን : ከም ኤርትራውያን መንነትናን ክብረትናን ዝኽበረሉ ብሓድነትና ስለ ዝኾነን ስለዝረጋገጽን ንዕለት 04/05/2014 ንመላእ ኤርትራዊ ደለይ ፍትሒ ዘሳትፍ ክፉት ኣኼባ ስለዘለና ኩሉኹም : ዝተወደብኩምን 

READ MORE

800 ጉምቦ ኣእዳውን ክንድኡ ሚኢቲ ጉምቦ  ኣእጋርን።  5ይ ክፋል፡                02-04-14፡ “ጠንቂ ስዕረት ወራሪ ግዝኣት ጣልያን ኣብ ውግእ ዓደድዋ እንታይ ነበረ? ኣብቲ ዓወት ኣስተዋጽኦ ደቂ-ኤርትራን ዓስቦምንከ እንታይ ነበረ? ‘ጥልመት’ዶ ኢልኩም ሓቀይ”! ኢለ ንዘበገስኩዎ ሓሳባት፡ “ዓወት ዓድዋን ግዳያቱን” ብዝብል ኣርእስቲ ኢና ንኣር ባዕተ ክፋላት ሓጸርቲ ታሪኽ ነጋውስ ኢቲዮጲያ

READ MORE

ኤርትራ ሃገርና ሽሕ እኳ ብጸጋታት ዝተዓደለት ሃገር  እንተኾነት  ብሰንኪ  እቲ  ኣብ ሃገርና ዘሎ  ቀይዲ ኣልቦ ስርዓትን ቁጠባዊ ፖሊስታትን፡ ህዝቢ ኤርትራ ተጠቃሚ ጸጋታቱ ኩይኑ ሃገሩ ከማዕብልን  ፍትሒ ዝመለልዪኡ  ሰላማዊ ሂወት ክመርሕን  ኣይተዓደለን።  እዚ ዘሎ ስርዓተ ምሕደራን  ቀየስቱን  ከይተኣልዩ  ከኣ ኣብ  ኤርትራ  ቁጠባዊ  ምዕበላ ዝሰረቱ  ፍትሓውን ሰላማውን

READ MORE

ቅሉዕን ምስጢራውን ዜናታት ደንበ ህግደፍ   ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ካብ 24 ክሳብ 25 መጋቢት 2014 ብገባቲ ኢሳይያስን የማነ ገብርኣብን ዝተመርሐ ላዕለዎት  ሓለፍቲ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ጥራይ ዝሳተፈ ወተሃደራዊ ኣኼባ ኣብ ዶንጎሎ ምክያዱ  ተገሊጹ። እዚ ኣኼባ’ዚ ሓድሽ ምዕብልናታት፡ ውሽጣዊ ኩነታት ሓይልታት ምክልኻል፡ ዳግመ ውደባን ስርርዕን ኣብ

READ MORE

Eritrea: UN expert warns about persisting human rights violations linked to the national service GENEVA, Switzerland, March 31, 2014/African Press Organization (APO)/ –The United Nations Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea, Sheila B. Keetharuth, today expressed deep concern about persisting human rights violations

READ MORE

ክቡር ሐርበኛ ተቓላሳይ አሕመድ ናስር ድሐን ኩን   ሞት ዝነበረን ዘሎን ዝመጽእን ምዃኑ ንኹሉ ብሩህ’ኳ እንተኾነ፣ ደቂ ሰባት  ግን ብባህርያቶም አብ ቀረባ ወይ ከባቢኦም ዘንብዩ ክሳብ ዘርክቦም አለና ብምባል ይዝንግዕዎ። ብኡ መጠን ከአ  እቲ ብሂወቶም ከለዉ ሕድሕዶም ክለጋገስዎን  ክወሃሃቡዎን ዝግብኦም ክብሪን ሐልዮትን በቲ መዓልታዊ ሂወት ዝወለዶ  እዋናዊ

READ MORE

ሎሚ ሃገርና ኤርትራ ብሰንኪቲ ኣብ እንግድዓአ ተሰቒሉ ብኹለንትናአ አረማሲሱ ዘህልኻ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፣ አብ ዓሚቝ ድኽነትን ቅልውላውን እትርከብ ሃገር ኮይና አላ። እዚ ብዝኸፍአ መልክዑ ናብ ዝገደደ ገጹ ብህጸት ዝምርሽ ዘሎ ሐደገኛ መስርሕ’ዚ፣ ንትሕዝቶ ሰብአዊ ዓቕሚታት ኤርትራ በታቲኑ አብ ብርሰትን ዕንወትን ዘብጽሐ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ከም ሃገር’ውን

READ MORE

ክቡር ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ተሰዊኡ። እዚ ጅግና እዚ ታሪኹ ከም ዝምስክሮ፡ ናጽነትን ሓርነትን ሃገሩን ህዝቡን ንምድላይ 50 ዓመታት ተጋዲሉ። ሞት ዘይተርፍ ጽሕፍቶ ወዲ ሰብ’ኳ እንተኾነ፡ ከም ኣሕመድ ዝኣመሰለ ጅግናስ ፍረ ጻማ ቃልሱ ክርኢ፡ ሞሳ ናይቲ ዝተቃለሰሉ ዓመታት ከስተማቕር ምተገብአ። ኣሕመድ ንቃልሲ ኢሉ ካብ ዝተበገሰላ ዕለት

READ MORE

ናይ እዚ ኩሉ ናይ ኤርትራውያን ሽግርን መከራን ሞትን መቕዘፍትን ማእሰርትን ቀዳማይ ተሓታቲ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ እኳ እንተኾነ ንስኪውን ካብቶም ቀዳሞት ድሕሪ ኢሳይያስ ትስርዒ ኣእምሮን ሕልናን ዝጎደለኪ ኣንጻር ፍትሕን ዲሞክራስን ህዝቢ ኤርትራ ኣትሪርኪ ትሰርሒ ዘለኺ ኢኺ። እንሀልኪ በሊ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ን ብር/ ጀነራል ኣማኑኤል ሃንጀማ ቅድም

READ MORE