ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንኤርትራ ከይኣቱ ንነዊሕ ዓመታት ተኸልኪሉ ናይ ዝጸንሐ ማዕከን ዜና ቢቢሲ ልኡኽ፡ ሳም ፕራንቲ፡ እቲ ስርዓት Millennium Development Goals የዐዊተ ኣለኹ `ሞ ርኣዩለይ ስምዑለይ ክብል ብዘቅረበሉ ዕድመ መሰረት ኣስመራ ድሕሪ ምእታዉ፡ ንናጽነት ፕረስ ብዝምልከት ኣብ ኤርትራ ዝተረኽበ ዝኾነ ይኹን ለውጢ ከምዘየልቦ ፡ እቲ
ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንኤርትራ ከይኣቱ ንነዊሕ ዓመታት ተኸልኪሉ ናይ ዝጸንሐ ማዕከን ዜና ቢቢሲ ልኡኽ፡ ሳም ፕራንቲ፡ እቲ ስርዓት Millennium Development Goals የዐዊተ ኣለኹ `ሞ ርኣዩለይ ስምዑለይ ክብል ብዘቅረበሉ ዕድመ መሰረት ኣስመራ ድሕሪ ምእታዉ፡ ንናጽነት ፕረስ ብዝምልከት ኣብ ኤርትራ ዝተረኽበ ዝኾነ ይኹን ለውጢ ከምዘየልቦ ፡ እቲ
እታ ቀውጢ ቅብጸት፡ 4ይ ክፋል ጥፍሒ ሓደራ። 08. 11. 15፡ ነታ ትመጽእዘላ መዓልቲ እንታይ ሒዝናላ ኣለና? ነዛ ስእሊ ርኢኹም ምስ ግዜ ብምዝማድ ብዛዕባ’ታ ጾታዊ ማዕርነት ዝሰረታ ሸሞንተ መጋቢት ክዛረብ ከምዝደለኹ እንተመሲልኩም ኣ ይተጋገኹምን። ግና ከምኡ ኣይሓሰብኩን። ብዛዕባ መሰል ደቂኣንስትዮ ግን ብዙሕ ክበሃል እሰምዕ። ስለ ባህታ፡ ስለ ርውየት፡
መበገሲ ናይ ሎሚ ጽሑፈይ “ጋዜጣዊ መግለጺ ቊ. 5 ሓደገኛ ጉጅለ ስለያ ህግደፍ ተደምሲሳ።” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተጸሓፈ ብስሙር ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ ዝተጸሓፈ ‘ዩ። ነቲ ዝተወሃበ ጋዜጣዊ መግለጺ ከድምቆ ስለዝደለኹ ‘ምበር ሓዲሽ ሓሳብ ኮይኑ ኣይኮነን። ኣብቲ መእተዊ እቲ ጋዜጣዊ መግለጺ “ደባይ ኣሃዱታት ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ፣ ሃንደበታዊ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/Time-For-Reflections-X-edited.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/ጋዜጣዊ-መግለጺ-ቊ.-5-2.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/Agenda-NEW-Smposium-last-version.pdf"]
ኣብ ህይስተን ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣባላት ኰሙኒቲ ሓድሽ መሪሕነት መሪጾም ኣብ’ቲ ብቀዳም 7 መጋቢት 2015 ኣብ ኣዳራሽ ዋይኤምሲኤ (YMCA) ዝተኻየደ ዓመታዊ ኣኼባ 7 ዝኣባላታ ፈጻሚትን ከምኡ’ውን 5 ዝኣባላታ ኣማኻሪት ሽማግለን ብኣዚዩ ፍትሓዊን ደሞክራስያዊን ኣገባብ መሪጾም። ኣብቲ ኣኼባ፡ እቲ ኰሙኒቲ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ዓመታት ከካይዶም ዝጸንሐ ሓፈሻዊ ንጥፈታትን ጸብጻብ ኣቕሪቡ።
አህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ አብ ዓዲ--እንግሊዝ ከተማ ኖቲንግሃም ብዕለት 07/03/17 ብክብ ዝበለ ስነስርዓት ተጸምቢሉ ዊዒሉ ። ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ማዕረ አሕዋተን ተቓሊሰን ናጽነት እኳ እንተምጸኣ ድሕሪ ናጽነት ግን አብክንዲ አብ ሃገረን ከቢረን መሰለን ተረጋጊጹለን ዚነብራ ገሊኤን ብኩንትራት ናብ ዓዲ ዓረብ ኪስደዳ ገሊኤን ከኣ መሰል ፖለቲካውን
በዓል መጋቢት 8 ኣብ ኖርወይ መጋቢት 8 ብደለይቲ ፍትሒ ኖርወይ ኣብ ከተማ ሽየን ብክብ ዝበለ ድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። ኣብቲ ኖርወጃውያን ዕዱማት ዝተረኽቡዎ በዓል ካብ ምሉእ ኖርወይ ዝተረኽቡ ወኪላት ጨናፍር ምስረት ምንቅስቓስ ንድሕነት ሃገርን ሲቪካዊ ማሕበራትን ካልኦት ደለይቲ ፍትሕን ተረኺቦም ነይሮም። ኣብዚ ብክብ ዝበለ ድምቀት ዝተኸብረ በዓል
ትምኒት ፍሥሐየ መብራህቱ ትምኒት’ያ ስማ - ልባ ዘይዓረፈ ብባህሪኣ ንጽባሕ ትትስፈ መታን ክሕሸላ ካብቲ ዚሓለፈ። ትምኒት ተጸዊዓ ርኅርኅርቲ ኅልና ማሕጸን ወላዲታ ዚወሓዞ ዓይና ዓሚቝ ጥልቁ ቀላይ ባሕሪ ጻና። ትምኒት’ያ ዝወልደት ተስፋ ክተጥብዎ ሓብሒባ ኣብ ሕቝፋ ክትስስዮ ቆፎኣ ነጊፋ። ትምኒት በሉ ስማ’ስከ ጸውዑ ብዘይካኣስ ከይዝኽትሙ ቈልዑ ê ተስፋ ጽባሕ ምዃን ከይርስዑ ጎቦ ልበይ መሬት ከይዓለበ ተመኒየ ተስፋይ ከይጸገበ ሰላም ክብላ ኣብ እግራ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/NEW_March_82015.pdf"]
ህዝባዊ ሰራዊት ንግንባር ናቕፋ ድሕሪ ናይ ዓሰርተ ዓመት ብርቱዕ ውግእ ብለካቲት 1988 ኣፍሪስዎ:: ሽዑ ብዙሓት ጋዜጠኛታትን ተመራመርቲ ታሪኽን ናብ ኤርትራ ኣትዮም:: ሓደ ካብኦም ውሩይ ደራስን ተመራማሪ ታሪኽን እንግሊዛዊ ባዚል ዳቪድሰን ነቲ ዓወት ምስቲ ቬትናማውያን ኣብ ልዕሊ ገዛእቶም ፈረንሳውያን ዘመዝገብዎ ዓቢ ዓወት ብምምስሳል ዳግማይ ዴን ቤን
8 መጋቢት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣያ ዘይብላ ጓል በኻይት ኤርትራዉያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብቲ ን30 ዓመት ዝወሰደ መሪር ተጋድሎ ንኹሉ ባህርያዊ ጸገማት ትጻዊረን ዓቐብን ቁልቁለትን ወሪደን ብመዓልቲ ከቢድ ሙቖት ብለይቲ ቁሪ ኣሳሒታ ከይዓጀበን፣ ነቲ ዘይካኣል ዝመስል ዝነበረ ሓያል መግዛኣትዊ ስርዓት ደርጊ ደምሲሰን ህያዉ ዝገበራ ጀጋኑ ስዉኣትና ክንዝኽር ከለና፡
EPDP Editorial PART II The point is Eritrean people in a deadly historical mistake entrusted Isais with their public space, their fundamental freedoms, their power of citizenry and sovereignty, and their revolution that they achieved in the decades before independence. The root causes of all contemporary Eritrean problems
Women for Change in Eritrea and Eritrean American Community of Las Vegas commemorate International Women's Day 2015. Our annual workshop included our mothers and sisters; where we all sat down together and enjoyed a very productive discussion, with our brothers right beside us like family.
ጽልኢ ኣይነጎሃህር (ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል) (ብደብረ) ኢሳይያስን ጉጅሉኡ ስለምንታይ ‘ዮም ጽልኢ ዘጎሃህሩ? ብፍላይ ኢሳይያስ ስለምንታይ? ኢሳይያስ ክበጽሖ ደሊዩ ዘሎ ናይ መወዳእታ ጫፍ እንታይ ክኸውን ይኽእል? ኣነ ክልተ ግምታት ኣለዋኒ። ሓደ፡ ዲክታተር ብኻልእ ዲክታተር ስለዝትካእ ንሕጹይ ዲክታተር ኣብርሃም ኢሳይያስ ስልጣን ንምስግጋር ባይታ ኣብምጥጣሕ ይዳሎ ከምዘሎ እግምት።
“ክለብ ኣሰና” ክቡራት ተጠቀምቲን ሰዓብቲን ኣሰና። ካብ ማዕሙቕ ልበይ ዝፈልፈለ ልባዊ ሰላምታይ ይብጻሕኹም። ኣሰና መሰረት ኣንጺፉ ‘ዩ። ነዓና ነቶም ንውልቀ መላኺ ክንቃለስ ባይታ ዝሰኣና ከምዚ ከማይ ልሳንና ኮይና ኣራኺባትና ኢያ። ልሳንናን ብርዕናን ዝኾነት ኣሰና ክንከባከባ ሞራላዊ ሓላፍነት ኣሎና። ኣሰና መደባታን ፕሮግራማን ትንኪ ኣላ። እቲ ሰንከልከል ጸኒሑ ‘ዩ።
More than 300 000 citizens have fled Eritrea's chaotic national service. This is the story of one conscript. Binyam*, a refugee, lives in Kenya now, closing a circle that began with his birth. He’s making a new start with the help of relatives after escaping from
The head of a Danish fact finding mission to Eritrea defends the division’s findings and stands by the immigration report released last year. The report sparked controversy accross Denmark and was heavily criticized by human rights groups and the Danish Immigration Service itself. The report had also been subject to a probe by an Parliamentary Ombudsman after a request from the Danish
PERTH (miningweekly.com) – The prefeasibility study (PFS) into the Colluli potash project, in Eritrea, has estimated that the project would require an initial investment of some $442-million. The PFS examined a two-module development with an expected production of 425 000 t/y sulphate potash for the first five years of operation, increasing
ዜናታት ውሽጢ ሃገር ኣስመራ፡ ኣብ ዘመን ውርውራ ነብስካ ኣይተዕብራ ዝበሃለሉ ኩነት ኣብ ኤርትራ ብኣባላት ህግደፍን መሳርሕቶምን ብቑሉዕ ይረኣ ከም ዘሎ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። ምግፋጥ ንብረትን ገንዘብን ኣካይድካ ናብ ወጻኢ ምስዳድን፡ ከምኡ’ውን መነባቡሮኻ ኣደልዲልካን ኣውሒስካን ንምህዳምን ብብዙሓት ልሉያት ኣባላት ህ.ግ.ደ.ፍ ምቅርራብ ይኸይድ ካም ዘሎ ዝሕብሮ
መጋቢት 2015 ምሁር ደንቆሮ ዋላስ ሃብታም ስሱዕ እዚ ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ወሪዱ ዘሎ ጸልማት መዋእል ንኸብቅዕ፡ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ዝተዋደደ ሓባራዊ ቃልሲ ከምዝሓትት ንኹሉ ብሩህ’ዩ። ይኹን እምበር ኣድማዒ ፍረ ንምምጻእን ሓፋሽ ንምውዳብንን፡ መሪሕ ተራ ናይቲ ምሁርን ምኩርን ዜጋ ይሓትት። ንኣብነት ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልስና፡ ዝለዓለ እጃም
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/Godefa_Esat.pdf"]
March 03, 2015 (Berlin) – The number of people caught illegally entering Germany has increased with 57,000 cases in 2014 resulting in a 75-per-cent increase compared to 2013, according to newly released police data. The vast majority of illegal immigrants came from war and crisis-torn countries like Syria with 14,029 cases, followed
https://www.youtube.com/watch?v=rdyCmVSZKbA&feature=youtu.be
ሕሱም`ዩ `ዚወረራ! ብድሕሪት ተኲሱ ዝወግእ እንግዳዓ ኣድራጋ ዝሃረመ ካብ ብሻዓ፣ ካብ ፈለማ ኣደልዲሉ ድርዒ ዝሕባኣሉ መጸግዒ። ሓርበኛታት፡ ከቋሙቱ ቅድሚት ወራር ጀመረ፡ ካብ ድሕሪት፣ እናጨመተ ንዝሃብረረ ሃገር ኣልቢስዋ ናይ ሓዘን ቋረ። ወራር፡ ገጽ`ዶ ኣልይዎ መልክዕ? ዓመጽ እንዳኣሉ ደም ዘጉስዕ፣ ስሰዐ ዝማእከሉ ጨካን ወፍሪ ኣረመኔ ባህሪ፡ ቀዛፊ፡ ዓምጣሪ። ካብ ናይ ራዛ ፕሮጀክት- ዝሻሕከረ ካብ ዳግመ-ወራር- ዝጠንከረ፣ ካብ ምክልኻል ናቕፋ- ዝሓለ ካብ ሰላሕታ ወራር-
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 400 ኣባይቲ ዳዕሮ ቃውሎ ክፈርስ ብዘመሓላለፎ ትእዛዝ ዝጓሃየን ዝሰንበደን ህዝቢ ዳዕሮ ቃውሎስ፣ ሎሚ 3 መጋቢት ታቦቱ ኣውጺኡ እዝግዮ ብምባል ነቲ ዓንዳሪ ፖሊሲ ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ክቃወም ከምዝውዓለ ምንጭታት ሓቢሮም። [caption id="attachment_20688" align="alignleft" width="444"] One of the villas demolished by the PFDJ in Tselot,
ተቓውሞ ፍሥሓየ መብራህቱ © 2003 ቁሙ - ኣቝሙ - ተቓወሙ ብቝምነገር - ንቝምነገር ንሕዝቢ ንሃገር ብዘይ ሻሕጢ - ንለውጢ ንምምሕያሽ - ንምድዕዓስ - ንምጥያስ ብድልየት - ንዕብየት - ንሕውየት ንምህሮ - ንኣእምሮ ንምዕባለ - ንዕንጋለ ኣብ ጽኑዕ መሠረት ቍሙ - ተቓወሙ ጽንዑ - ኣጽንዑ ኣጸናንዑ - ተጸናንዑ ጕየዩ - ተቐዳደሙ - ቀድሙ ድምዑ - ኣድምዑ ንድማዕ - ብድማዕ ንፍዑ -
ከም መእተዊ ናይ ዚ ክፋል ብሳልሳይ ተፈኣትሮኣዊ ሕጊ ኒውቶን ክጅምሮ። ብዙሓት ፊዚክስ ዝተመሃርኩም ነዛ ሕጊ ኣጸቢቆም የስተማቅርዋ እዮም። ሳይንትስት ኒውቶን ኣባል ባይቶ ሃገሩ እዩ ነይሩ። ኣብ ባይቶ ብዙሕ ዘይዛረብ ተዓዛባይ ነይሩ ‘ውን ይበሃል። ኣብ ጥቃ መስኮት ከፍ ምባል የዘውትር ነይሩ። ኣባላት ባይቶ ብጉዳይ ህዝቦም ክካትዑን
ሸሞንተ መጋቢት! 'ኣደ መንበር ሃማደኤ ዞባ ኤውሮጳ፡ ወ/ሮ መብራት ሃብቱ ኣብ መወዳእታ፡ 'ሸሞንተ መጋቢት፡ ኤርትራውያን ደቂ ኣነስትዮ፡ ነቲ ምእንቲ መሰለንን ማዕርነተንን ንምርግጋጽ ዘካይደኦ ቃልሲ፡ ዝግምግማላን ተሳታፍነተን ኣብ ሃገራዊ መደባት ዘረጋግጻላን ዕዝዝቲ ዕለት ሙዃና' ገሊጻ። ሃማደኤ ዞባ ኤውሮጳ፡ ኣስታት 2500 ኣባላት ዘሎዎ ማሕበር'ዩ።' ቃል እታ ንነብሳ "ዓቃቢት
ድሮ ናፊቕናኩም፣ ግን ክንምለሰኩም ኢና! ኣብ ፈለማ ሰማንያታት ኣብ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ኣብ ዝነበርናሉ እዋን፣ ካብ ደቡብ ንምዕራብ ካብ ምዕራብ ንደቡብ ጽርግያ ኣስመራ መንደፈራ ቆሪጽና ክንንቀሳቐስ ከለና ዝርእዮ ዝነበርኩ ድሙቕ ባና ኣስመራ፣ ወትሩ ነታ ኣብ ሳሕል፣ ኣብ ሰማያዊ ማልያ ተጻሒፋ ዘንበብኩዋ፣ "ኣስመራ ናፊቕናኪ ግን ክንምለሰኪ ኢና!"
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/short-history-Ato-Tsegay-last.pdf"]
ምትእስሳር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዮተቦርን ከባቢኣን፣ ንኩለን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ደቀ ኣንስትዮ ርሑስ በዓል 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮ፤ይብል። ነዚ መዓልቲ ንምኽባር ከኣ ምትእስሳርና ናይ ኣስተምህሮን ምይይጥን ምሸት ኣዳልዮ ኣሎ። መደብና ከኣ ከምዚ ዝስዕብ ይመስል፦ 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀ ኣንስትዮ ሀ) ምክፋት በዓል ብመራሕ መደብ ለ)ቃል ኣቦ መንበር (ብርሃነ ኪዳነ) ሐ) ኣስተምህሮ ታሪኽ ኣመጻጽኣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ 8 መጋቢት (ብኤልሳ እዮብ) መ) ኣስተምህሮ ፡ ወጽዓን ቃልስን ደቀ ኣንስትዮ ኤርትራውያን (ብዮርዳኖስ ኢሳቅ) ሠ) ግጥምን መረዳእታ ብዛዕባ ማዕርነት (ብኣባላት) ረ)ሉሉያት ተቃለስት (ደለይቲ ፍትሒ)ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ድያስፖራ ብመልክዕ ስእሊ (ዳኒኤል) ሰ) ደርፍን ሳዕሲዕትን ሸ) መግቢ ብደሓን ምጹ!
ርእይቶን ምሕጽንታን ንኣሰናን ንኹሎም ደላይቲ ፍትሕን፥ ነቲ ዕድሜኡ ሙሉእ ብጽንዓትን ሓቦን ንፍትሕን መሰልን ዝተቓለሰን ገና ዝቃለስ ዘሎን ክቡር ሓርበኛን ህቡብ ጋዜጠኛን ሓው ኣማኑኤል እያሱ፡ 'ጽናዕ! ኣጆኻ! ኣብ ቃልሲ ክትደፍእን ክትድፋእን ዝነበረን ዘሎን'ዩ!' ብምባል፡ ተስፋ ኣይትቑረጽ ክንብሎ መስሓቕ'ዩ ኪኸውን። ከመይሲ፡ ነቲ ዓመታዊ ኣዝመራ ይኹን ኣይኹን ብዘየገድስ፡ ወትሩ
አብ ዕለት 22 ለካቲት 2015 ደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ ዓዲ እንግሊዝ አንጻር አምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ዓዉት ሰላማዊ ሰልፊ አካይዶም። አምባሳደር ስርዓት ህግደፍ አብ ከተማ ሸፊልድ አኼባ ኽገብር ምኻኑ ቅድሚ ክልተ መዓልቲ ናይቲ አኼባ ተፈሊጡ። ነበርቲ ሸፊልድ ንስለፍትሒ፤ ንስለህዝቢ ብሓባር ድምጽና ነስምዕ ዝብል ጸዋዒት ምስ አመሓላለፉ ኩለን
ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ጨንፈር ስቶኮልም ዓመታዊ ጉባኤ ይጽውዕ። እዋናዊ ሽማግለ ስልጣና ንጉባኤ ከተረክብ ምዃናን ብኡኡ መሰረት ድማኒ ምርጫ ክግበር ምኻኑን ሓደስቲ ኣባላት ሽማግለ ክምረጹ ምኻኖም ንሕብር። ጉባኤ ዝካየደሉ መዓልቲ ፡ 2015-03-14 ሰዓት፡ 13፡00-19:00 ቦታ፡ ሺስታ ትረፍ ፡ ኖርየ ሳለን ሰላም ን ኹላትኩም እትገብርዎ ዘሎኹም ጻዕሪ ን ደማክራሲያዊ ለውጢ እንዳመስገና፡ እዚ ኣብ ላዕሊ