The Afwerkist I By Fetsum Abraham/ 3/4/2013 DEDICATION: I dedicate this article to brothers and sisters (Afwerkists) conditioned to remain victims of humiliation and manipulation by the super master of dictatorship Quote of the day: The mind can change life if it overcomes inhibition like fear can steal existence
“100 ፖሊስ ን 90 ኣኼበኛታት” ብብድሆ መንእሰያት ኤርትራ ሊድስን ከባቢኣን ዝባህረረ ልኡኽ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ተስፋሚካኤል ገራህቱ፡ ትማሊ ሰንበት 3 ለካቲት ብልዕሊ 100 ፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ ሓለዋ እናተገብረሉ፡ ናይ 90 ሰባት ኣኼባ ኣካይዱ። ዝረኸቡዎ ፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ፡ ን12 ሰዓታት ንኹሉ መእተዊ ኣንጎሎታት ብቫንን ፖሊስን ዓጽዮም፡ ቅድሚ ልዕሊ
Despite the UNHCR harsh criticism, last Thursday Israel deported at least one Eritrean to Uganda. Since there is no agreement between Israel and Uganda,[1] he was deported back to Egypt, where he is now detained, at the airport in Cairo, begging for assistance. The man, Tesfamihret Habtemariam, was arrested
ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ጀርመን Eritrean Youth Solidarity For National Salvation Germany Branch___ ናብ ኣባላት ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ጀርመን ንዕለት 23.03.2013 ዓመታዊ ጉባኤ ከነካይድ ስለዝኾንና ኣብዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ንኽትርከቡ/ባ ብኽብሪ ንዕድምኩም :: ጉባኤ ዝጅመረሉ ሰዓት 14:00 ቦታ፣ Saalbau Niederrad Goldsteinstraße 33, 60528 Frankfurt am Main Verbindung nach
When Does YPFDJ Involve in Renaissance? _________________________________________________ As young citizen, I am always conscious about the futurity of my country. The patriotism of the old generation to bring national independence takes space in our national history though it has to be written or rewritten in more genuine
The Afwerkist By Fetsum abraham I dedicate this article to sister Sophia Tesfamariam Surprising news of the moment “Mrs. Sophia Tesfamariam is entering Canada to conduct a fundraiser seminar for the benefit of Eritrean regime and military which will be held in Vancouver, B.C., on March 03, 2013. Sophia
http://www.youtube.com/watch?v=RnOeYfSxYT0#!&width=200&height=200
Agroup of Winnipeggers is trying to prevent a U.S. woman who made incendiary remarks such as "evil" Jews from entering Canada again. "I don't know how the Canadian border agency would let this woman come again," said Eritrean refugee Daniel Awshek. He attended an event in
Demonstration at TORONTO STOCK EXCHANGE PLEASE JOIN US FOR A NOBLE CAUSE AND MAKE YOUR VOICE HEARD! WHAT: Demonstration outside the Toronto Stock Exchange; in solidarity with the Eritrean victims of forced labour. We will speak on behalf of the Eritreans who came under barbaric and unprovoked
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/03/March8Seweden.pdf"]
Date: 28/02/2013 To: Attorney General of British Columbia, Canada
http://www.youtube.com/watch?v=pWdNTJwKsSI&width=200&height=200
HERE AND THERE II Dedicated to the struggle of the Eritrean youth for freedom from slavery By Fetsum Abraham//3/1/2013 Hypothesis: The Eritrean regime is at its most vulnerable condition at this point in time. It is spiritually detached from the people creating a void in between that is
ብዕለት 8-03-1908 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ እቲ ናይ መጀመርያ ሰላማዊ ሰልፊ ደቂ ኣንስትዮ፡ ንመሰልን ፍትሕን ከም ዝጀመረ መዛግብት ታሪኽ ይሕብሩ። እቲ ካብ ኩሉ ዘሕዝን ግን ሎሚ ድሕሪ 105 ዓመታት፡ ኣብ ሃገርና ኤርትራ፡ ኣብተን ሓለፋ ኩለን ደቂ ሄዋን ዓለም፡ ሕሰምን መከራን፡ መውጋእትን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/02/Demo-Gießen-web-14022013.pdf"]
http://www.youtube.com/watch?v=ttn-2Z17zDc&width=200&height=200
ኣርከበ ግደፍ ብኾበሮ፡ ምስ ድሙቅ እምቡልታ ጥዑም ፋል ጥዑም’ዩ፡ ዋላ ናይ ሕሹዅታ ሎሚ እንተ ኣምለጥካ፡ ካብ ቀርኒ ናይ ኣርሓ መን ኾይና እያ ጽባሕ፡ ኣርከበ ዝፈርሓ ግርም ጽርበት ቃላት፡ ኽኢላ ወረጃ ቀውዒ ምስልምና፡ ኽረምቲ ኣውራጃ ትማሊ ንኣዶሊስ፡ ሎሚ’ከ ንባጽዕ ከምኡ ኢልካ ወጋናት ፈሊኻ ክትቀጽዕ ድሕሪ ቁሩብ ግዜ፡ ንዝበለ ኣቤት ቐርብ ወረዳ ፡ ድሕሪኡ ንማይ-ቤት ኣብትርቲ ኢሰያስ፡ ለከ
ሓቂ ድዩ ኮ/ል ስዒድ ዓሊ ዓሪፉእዛ ትስዕብ ግጥሚ ብዕለት 21 ጥቅምቲ ኣብ (ኤሪትረያን ኣል ሕዋር ኣል ዋጣኒ ሩም1) ኣጋጣሚ ወርሓዊ ዝኽሪ ታሪኻዊት ስርሒት ፎርቶን ዝኽሪ ጅግና ስዉእ ኮ/ል ስዒድ ዓሊ(ወዲ ዓሊ) እተነበብት ናይ ደበስ ግጥሚ ኢያ፡ ፡ ሰናይ ንባብ ወ ዓድ ካብ ስደት ዕለት 21 ጥቅምቲ
ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" 9ይ ክፋል ካብ ተዋስኦታት ዓሊ ዓብዱ
ERITREANS IN TORONTO & ENVIRONS ESTABLISH FORTO 2013 SUPPORT AND SOLIDARITY COMMITTEE In a way unprecedented in terms of turnout and level of zeal and passion for change, Eritrean-Torontonians of mixed age groups but predominantly youth, held a meeting on Sunday, February 24, 2013. They started the meeting
HERE AND THERE Dedicated to the struggle of the Eritrean youth for freedom from slavery by Fetsum Abraham 2/26/13 Correction: I have learned from concerned Eritreans that I made a mistake in my last two articles writing (Brigadier Colonel Sied Ali Hjay (Wedi Ali)). There is nothing as “Brigadier
መልቀስ ንኮለኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ!!!!!! ወየ!!!!! ወየ!!!!! ወየ!!!!! ስዒድ ኮለነል ተወሊዱ ኣብ ኤርትራ ኣንታ እንታይ ተረኽበ! ኣብ ኣስመራ ታንክታት ሰሪዒወን መጺኡ ብሓበራ ኣብ ፎርቶ ተሰቒለን ኣንቓዕረራ ይብሃል ነበረ ነስመራ መን! ይደፍራ። ንጉስ ኤርትራ በለ ክንመውት ብሓበራ ንኹላትና ይብጽሓና በብታራ ኣንቀጥቂጦም ናይ ህግደፍ ጭፍራ ኣይፋልካን ክትብሃል ውዒላ ሓዲራ ተባህለ ወዲ ዓሊ መጺኡ ዝብዓል ጹሩራ ናይ ጸላም ብዓቲ ከፈተላ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ከም መተካእታ ናይቲ ኣብ ማሕዩር ስርዓት ህግደፍ ተዳጕኑ ዘሎ ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ነበር ኣቶ ምስጦፋ ኑርሕሸን፡ ንኣማሓዳሪት ከተማ ማጽዕ ነበር ፋና ተስፋማርያም፡ ከም ዝመዘዛ ብጎቦ ጎቦ እቲ ስርዓት ኣረጋጊጹዎ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዜና ኣሰና ኣቐዲምና ኢሳይያስ ኣማሓዳሪት ዞባት ክትከውን ሓጽዩዋ ከምዘሎ ኣብ
Arson investigations have been launched into three fires that broke out near Stockholm in the early hours of Monday morning in three separate locations, all of which house organizations that sympathize with the regime in Eritrea. All the fires broke out within hours of one another, with emergency services
ብቐዳምነት እዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ነቶም ንግፍዐኛ ጕጅለ ህግደፍ ትቃወሙ ተቓለስቲ ኣሕዋት ምስጢር ስለ ዘይኮነ፡ ነቶም መሳኪን ደድሕር’ቲ ዝተፈንፈነ ስርዓት ኰለል ዝብሉ ዘለዉ ንመነቓቕሒ ተባሂሉ ከም ዝተጻሕፈ ክትግንዘቡለይ እፈቱ።ኣብ ታሪኽ ንድሕሪት ምልስ ምስ እንብል፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓምሳታት ከይተረፈ ደሞክራሲ ፈሊጡስ ኣብ ሃገራዊ ባይቶኡ ብስልጡን መንገዲ ይካታዕን
http://www.youtube.com/watch?v=gqDGIj36kf8&width=200&height=200 Samuel Berhane ( Medehamed Shatr), one of the instigators of the 'great escape' from the infamous Wi'aa, PFDJ prison in Eritrea, tells the untold story of the prison break, in which himself along 456 inmates freed themselves from the harsh detention, in June 15, 2009.
ስርዓት ህግደፍ በቲ አብ 21 ጥሪ 2013 ብዘጋጠሞ ህዝባዊ ናይለውሃልሃልታ ሰንቢዱ፡ ከም ኣመሉ ንሰራዊት ብብብብብናይ ሓሶት መብጽዓታት ንምትላል ነቲ ዝርካቡ ቁጠባዊ ትሕዝትኡ መእመኒ ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳኡ ክጥቀመሉ ናብ ሰራዊት ስለዘዝበሎ ፡ እቲ ድሮ ብክብርን ምረትን መነባብሮ ክሳቐ ዝጸንሐ ህዝቢ ኤርትራ መዓልታዊ መነባብሮኡ ኣዝዩ ሓሲሙ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብሰንኪ’ዚ
Written By Adhanom Tewelde Feburary 25th, 2013 The gorgeous, charismatic and decisive, but arrogant and aggressive leader, lives in controversial history and political life. He puts the promising and flourishing nation into permanent devastation eliminating the liberty, justice and freedom of all class citizens for more than
President Afwerki AND Fear II Dedicated to our fearless hero Brigadier Colonel Sied Ali Hjay (Wedi Ali) by Fetsum Abraham What does a young refugee do after leaving home and reaching the lands of opportunities elsewhere passing through many obstacles in the way? What does a young Eritrean blessed
ኣየ ህግደፍ ድሑር ክንደይከ ይቐልል በቲ ዝቖንቆነ ፖለቲካ *ዋጭል *ንእሽቶ ህበይ ነዚ ዓቃል ህዝቢ ብተስፋ ከታልል ብሃብቲ መሬትና እኖሆ የሽካዕልል! ዘውዲ ናይ መላኺ ብናዕቢ ከይደፈር ድራማ ደሪስካ ህዝቢ ንኪጥበር ሓንሳብ ኣውቶቡሳት ንሓንሳብ ትራክተር ብዓይኒ ካሜራ ምስ ኣበለልና ተር፡ ማና ከም ዘምጽአ ድኻ ንኽድረር ሽሻይ ራሕሲ እናልካስ ብኸበሮ ይዝመር! ብስርሒት ፈርቶ ህዝቢ ተስፋ ጌሩ ቃልሱ እናጓሃረ ኣብ ሓደ
http://www.youtube.com/watch?v=Nyw4aFC97uE&width=200&height=200
ብ ወርሒ ሰነ 2009 ኣብ ዊዓ ተኣሲሮም ዝነበሩ ልዕሊ 400 ኤርትራውያን ጠያይጢ እናተተኮሰሎም ጽኑዕ ሓለዋ ፈንጢሶም ከምዘምለጡ፡ ኣብቲ እዋን’ቲ ኣብ ኣሰና ከም ዜና ኣቕሪብናልኩም ኔርና። ኣብ ናይ ጽባሕ ሰኑይ ድምጺ ኣሰና መደብና፡ ንሓደ ካብ ወጠንትን መራሕትን ናይቲ ደማዊ ግን ከኣ ዕዉት ጅግንነታዊ ስርሒት- ሓርነት፡ መንእሰይ
ሓወልቲ ሓርነት ታሪኽ ጅግንነትካ ብ መስፍን ባህልቢ ኣንበሳ ፎርቶ ሓርማዝ ናይ ጾሮና ንዓኻ ኣጥፊፍእናስ ደቂስና ሓዲርና ወጊሑ ክንትስእ እንታይ ኣቐሚጥና ዋይ ልቢ ምስጠፍአ ኣየ ድንቍርና ዓይኑ ከይትርኢ ሕሰም ናይ ኣሕዋቱ እዝኑ ከይትሰምዕ ብኽያት ኣዴታቱ ናብ ዲክታተር ኣቕኒዑ ብረቱ ሰመርመር ኢልዎ መብጽዓ ብጾቱ ድሓን ኩኑ ኢሉና ኣምሪሩ ሓሞቱ ሓሪሩ ደብርህ ውፉይ ኰዀብ ሰማይ ቀኒዕካ ዘይጥመት ሓያል ጩራ ጽሓይ ምስጢራት
ኣብ ዝባን ደቂ ህዝቢ ሸይሸይ ዝብል ዘሎ ናይ ኢሳያስ ስርዓት፡ ብምንታይ’ዩ ካብ ናይ መንግስቱ ስርዓት ክፍለ ዚኽእል። እዚ ኣብ ኤርትራ ዝግበር ዘሎ ቅዝፈት ኣብ ኣፍሪቃ’ውን መዳርግቲ የብሉን።ስለዚ እዞም ፍትሒ ዝሕላገትና፣ ዲሞክራሲ ዝኣርማና፡ ነዛ ኣብ ፎርቶ ዝተወለዐት ሽግ ከይትቅህም ፡ ነዚ ብእከይ ተግባራቱ ዚፍለጥ ናይ ኢሰያስ ስርዓት ብምሉእ ዓቅምና
ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖሊቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ 10ይ ክፋል 23/02/2013 ኣብ ዝሓለፈ ክፋላት እቲ ጎነጻዊ ቃልሲ ምስቲ ፖሊቲካውን ዲፕሎማስያውን ቃልሲ ተሳንዩ ዝኸደሉ መንገዲ ሓቢረ ነይረ። ኣብ ተመክሮ ናይቲ ንህግደፍ ዝወለደ ውድብ ህዝባዊ ግንባር እንተርኢና፣ እቲ ብዓንቶቦኡ’ውን ጽኑዕ ምትእስሳር ዘይነበሮ፣ ብሳበ ዝምራሕ ሲቪላዊ ጉጅለ፣ ኣብ 1976 ዓ.ም. ብወግዒ
President Afwerki AND Fear (I) Dedicated to our fearless hero Brigader Colonel Sied Ali Hjay (Wedi Ali) Quote of the moment: A person who fails to be educated in a convenient environment for education is a murderer of one's mind and potential creativity. Dear readers; Although our gallant members of
ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ ንኢሳያስ ሕቖኡ ምስ ጎዘዞ፡ርእሱ ከቕንዕን ቆለኡ ክለዓልን ሰለስተ ቅነ ተጀሊጡ፡፡ኣብ በዓል ስርሒት ፈንቅል ከይተቐልቀለ ደሃይ ኣጥፊኡ ድሕሪ ምቕናይ ብ14 ለካቲት ፡ኣብ ቅድሚ እታ ብሕታዊ ዋኒኑ ተለቪጅን ተኾዲሙ፡ካብ በዓቲ ከምዝወጽአ ዝብኢ ኣዒንቱ ቀባሕባሕ እናበለ ተዋስኦ ጀሚሩ፡፡ንሱ ነቶም ቅዋም ክትግበርን እሱራት ክፍትሑን ዝጠለቡ