http://www.youtube.com/watch?v=dTsVtrBuFMo&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=dTsVtrBuFMo&width=200&height=200
ብዛዕባ <ዝበረቐ ጸሓይና ዝነገሰ ንጉስና> መእተዊ እዛ ሎሚ ኤርትራ ኢልና ንጽውዓ ሃገርን ህዝባን ካብ ነዊሕ ዘበናት ኣትሒዙ፡ ብፍላይ እቲ ቀይሕ ባሕራዊ ገማግማን ክፋላት ከበሳን መታሕትን ካብ ሓደ ባዕዳዊ ገዛኢ ናብ’ቲ ካልእ እንዳተቈላለበት ክትመጽእ ዝጸንሐት ሃገር እያ። ገለ ካብ ኣካላ መረብ ምላሽ ተባሂሉ ብገዛእ ገዛእቱ ዝተመሓደረሉ እዋን ኔሩ
Maximize focus during the upcoming Independence Day Festivals internationally by Fetsum Abraham Stadium for guaila: As usual, the soccer stadium in Asmara will be colorful during the Independence Day with the expired Communistic style uniformed kids dancing on guaila and the president and his slaves watching from the
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/05/UK_May24_demo.pdf"]
The Prospects and Puzzling of Peace Between Eritrea and Ethiopia ________________________ The instantly blowing wind of having negotiation for peace and the growing tendency of utilization of Port of Asseb become a hot concern in current political affairs of Eritrea and Ethiopia, and have raised different controversial
መግዛእቲ ድያብሎስ! ካልኣይ ክፋል፥ ትማሊ ቅድሚ ናጽነት፡ ማለት፡ ኣብ ግዜ ደርግ፡ ኣብዛ ሎሚ ዝኣረገ ኣበጀዲድ መሲላ ዘላ ውቅብቲ ከተማና ኣስመራ፡ ዝዓበናን ዝተማሃርናን ደቃ ነስተውዕል እንተሊና፡ ነዚ ሎሚ ንርከቦ ኣይንርከቦ፡ ሪጋ ተሰሪዕና እንጽበዮ ዘለና፡ ስኒ ዝሰብር ባኒ ወዲ ዓከር ህግደፍ፡ ምስቲ ሽዑ ብቁጽሪ ሰብ ዘይኮነ፡ ከም ድሌትና ብቀበሌ
ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ፡ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ። ነዛ ናይ ዘመነ-ገድሊ ሓርበኛዊት ግጥሚ’ዚኣ ዶ ሰሚዕኩማ ትፈልጡ? እንተሰሚዕኩማ ክትደጋግምዋ ከምትብህጉ እመስለኒ። እንተዘይኮ ነ ከኣ ምንም ኣይተጋገኹምን። መድረኽ ምዕራፍ ስለዘለዎ እቲ ኣሕዋትኩም
ኣብ ዝኾነ ዓለም ዝርከብ ህዝቢ ንዝጎደሎ መሰላት ንምምላእ ናብርኡ ንምምሕያሽ፣ ወትሩ ዘየቓርጽ ናይ ወለዶታት መስርሕ ቃልሲ ስለዘካይድ ብባህርያቱ ሓደ ኣዩ። ፍልልዩ ናይ ሓንቲ ሃገር ፍሉይ ኩነታትን ዓይነት ስርዓትን ጥራይ እዩ። እቲ ሓደ ብቕዋምን ስርዓተ ሕግን ዝምራሕ፣ ልዕልና ሕጊ ዘንግስ፣ ደሞክራስያዊ መንግስቲ እዩ። ግሉጽነትን ተሓታትነትን ዘለዎ ትካላዊ
On the occasion of this year’s Africa Day, on 25 May we are honoured to present as our guest speaker Betty Makoni, a global award winner, renowned poet, speaker, gender activist and advocate for girls and women rights worldwide. Betty Makoni`s official autobiography ‘Never Again’ is
Containers—and containing dissent A strategic port is booming yet politically vulnerable The Economist May 4th 2013 | DJIBOUTI VILLE A RED shipping container is suspended from a crane above a tandoori-hot dock alongside the freighter on which it has just crossed the Indian Ocean. Suddenly something goes slightly wrong. The container
ኣብ ቀዳም ካብ ሓደ ዓቢ ቤት ትምህርቲ: ሓደ ዓቢ ንህይውት ሰብ ዘድሓነ ስራሕ ፈጺምካ: ብዓቢ ማዕርግ እንተትምረቕ'ሞ: ሰኑይ ስራሕ ጀሚርካ: እዚ እቲ ዝነፍዐ ሰራሕተኛና ኢሎም ክንእዱኻን ክሽልሙኻን እንተዝውዕሉ: አብ ራብዕቲ ግና: ኣብ ሓሙስ እዚ ሰብዚ ካብዚ ስራሕና ይውጻኣልና ጥራሕ ዘይኮነስ: ሓንቲ ከይበደልካ: መሳርሕተይ ዝበልካዮም ሓስዮም
http://www.youtube.com/watch?v=1RvYD7lqQTY&width=200&height=200
Reporters Without Borders / Reporters sans frontières (http://www.rsf.org) 3 May 2013 World Press Freedom Day Indictment Eritrea - Issaias Afeworki, president Born in February 1946, you grew up in Eritrea, got a university degree from Ethiopia’s University of Addis Ababa and then received political and military training in China. After 30
ኣንታ ፈቃር ኣቦ ለዋህ ብዓል ዓቕሊ ቀይሕን ጸሊምን ሕብሪ ዘይትፈሊ ንድኻን ሃብታምን ብማዕረ ትሓሊ ንስኻ እንከለኻ መዕቖቢ መጽለሊ ኣምልኹኒ ኢሉና እዚ ኣኼስ ብሓይሊ!? ኩሉ ፈሊጡካ ንኣኻ ከምልኽ *ሃሌሉያ ኢለ ብስምካ ክሰብኽ *ንኣምላኽ ኣመስግኑ እቲ እኩይ ፍጥረት ርክብና ኪበትኽ ይፍትነኒ ኣሎ ሕልናይ ከምክኽ! ክቃለስ’የ ግና ክምክት ብዓቕመይ ብሓይሊ መንፈስካ ክሰግር ጸገመይ ስምካ እናጸዋዕኩ ከድምቕ
BREAKING THE “VICIOUS CYCLE” OF RESENTMENT By Haben Zeray (Those of us who believed in common sense diplomacy have been advocating the need to forge peace, simply because the Eritrean and Ethiopian people can benefit from each other if they can create a process that heals the
http://www.youtube.com/watch?v=arAa8bsXgLQ&width=200&height=200
By Petros Tesfagiorgis The legacy and the challenge: The Forto 2013 uprising remarkably highlighted the issues critical to democratic change. They are the rule of law, respect of human rights, freedom of worship and freedom of expression and of course the release of all prisoners of conscience. In
ፍሹል ኣኼባ ስርዓ ህግደፍ ኣብ ኦታዋ ካናዳ Ottawa, Canada ሚያዚያ 29, 2013 ስርዓት ህግደፍ ብቀዳም ዕለት 27 ሚያዚያ 2013 ኣብ ከተማ ኦታዋ ካናዳ ፍሹል ናይ ሕሹኽሹኽ ኣኼባ ኣካይዶም። ስርዓት ህግደፍ ብምክትታል ናይ ደለይቲ ፍትሒ ተሸጊሩ ኣኼባታቱ ብቋንቋ ሕሹኽሹኽ ከካይድ ኣብ ዝግደደሉ ዘሎ እዋን ብተመሳሳሊ ሜላ ንኣባላቱ ኣቶ
ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ዕስራ ዓመት ኣብ ቁጠባ፡ፖለቲካ፡ማሕበራዊን ባህላውን መዳያት ቁልቁል ትወርድ ኣላ።ጠንቂ ናይዚ ድማ ብሕማም ስልጣን ዝተለኽፈ ኣካይዳ ኢሳያስን ጉጅለኡን ኢዩ፡፡ንኩሉ እቲ ኢሳያስ ዝተኸተሎ ሰራምን ኣዕናውን ኣካይዳ ንጎድኒ ገዲፍና ኣብ ዲፕሎማስያዊ መዳይ ዝፈጸሞ ዕንወት ምምልካት ንመጻኢ ምስ ካልኦት ሃገራት ኣብ ዝግበር ርክብ ብኢሳያስ ኣይውሰድን ዝበሃል
By Robert MacPherson (AFP) WASHINGTON — Life in authoritarian states is likely to get tougher before it gets better as their citizens gain more access to the Internet, Google's executive chairman Eric Schmidt said. Speaking at a seminar in Washington, Schmidt said hundreds of millions of people
ኣህባይ ኣህባይ እካ እንተኾኑ ሎሚ ሎሚ እዋን ግን ነዚ ስም እዚ ክጻብእዎ ዝጀመሩ ይመስሉ። ካብዚ ዝተላዓለ ከኣ እዩ መስለኒ ኣብቲ ጸሊም ኣኻውሕ ናይ እቲ ሳዕራም ጎቦ መንጉዳ ንምእካብ ሓሳብ ዘንቀዱ።ኣኼብኦም ኣብቲ ዝሑል ናይ ክራማት እዋን እዩ ዝነበረ።መሬት ጠልን ሃምን ምስ ኮነ ንብለኩም፤ ጉጅለ ኣህባይ ደስታ
BY TESFA-ALEM TEKLE, 30 APRIL 2013 Addis Ababa — The Ethiopian government on Monday has reiterated its readiness to hold peace talks with Eritrea to resolve their decades-long border dispute During his meeting with the United Nations Secretary-General Ban Ki-moon in New York, the Ethiopian Minister of
The stories presented here are nine of fifteen that were collected during the primary research. They were drawn from women currently situated in Sudan, Uganda, and Kenya. The selection set out to emphasise the three key aspects of the issue at hand; the backdrop as to why they
ኣብ ዕለት 05/24/2013 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ሰላማዊ ሰልፊ ንምግባር ደንበ ተቓውሞ ብዘይ ኣፈላላይ ምንቕስቓሳት ናይ መንእሰያት ውድባትን፡ ውልቐሰባትን፡ ምድላዋተን ኣጻፊፈን ኣለዋ። ዕላማ እዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ነቲ ኣብ ዓድና ዘሎ ወጽዓን ባርነትን መኸራን ናብ ዓለም ኣቤቱታ ንምስማዕ እዩ፡እቲ ንዓመታት ኣብ ኤርትራውያን ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን ስቓይን ኣብ
April 29, 2013 (KHARTOUM) - The United Nations special rapporteur on the human rights situation in Eritrea, Sheila B. Keetharuth, is due to begin an official visit to Ethiopia and Djibouti on Tuesday to collect first-hand information from Eritrean refugees on the situation inside their
ብደለይቲ ለውጢ ኣብዛ ብመሪር ቃልስን መስዋእትን ደቂ ህዝቢ ናጻ ዝኾነት ኤርትራና ዝኾነ ይኹን ይዕበ ይንኣስ ፍጻሜታት ኣጋጢሙ ግቡእ መልሲ ኣይወሃቦን ኢዩ። እንተተዋህቦ እውን እቲ ጉዳይ ብቤላ-ቤለው ምስተገማደሐን ሰኣን ግቡእ ሓበሬታ ዝተፈላልየ ትርጉም ተዋሂቡዎ ጸቕጢ ምስፈጠረን ኢዩ። ዜጋታት ሓደ ህዝቢ ኣብ ሃገሮም ዝካየድ ይዕበ ይንኣስ ነገራት ኪፈልጡ
http://www.youtube.com/watch?v=HY9q8aA5MtA&width=200&height=200
April 28, 2013 (KHARTOUM) - Eritrean women fleeing their country’s oppressive regime are increasingly finding themselves the repeat victim of abuse, exploitation and violence once outside their homeland, a new report by a women’s rights group has found. The report titled ‘Letters from Eritrea: Refugee Women
ዝወረዳ ኤርትራ! ህዝባ ናብ ሲናይ መሬታ ናብ “ወያናይ” ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ዝወርዶ ዘሎ ኣደራዕን ውርደትን መወከሲ መጻሕፍቲ ገበናት ሃሰስ ኢልካ ‘ውን መዳርግቲ ክትረኽበሉ ኣይትኽእልን። ካብዚ ኹሉ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ኢሳይያስ በዚ መጠን’ዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸሞ ጥፍኣት፡ እቲ ብቐሊሉ ዝእመን ተርእዮ ከኣ፡ ከምዚ
እቲ ብስርሒት ፎርቶ ባህሪሩ “ሎሚ ዶ ጽባሕ” እናበለ ቀልባዕባዕ ዝብል ዘሎ ፍሹል ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ስርሒት ፎርቶ 2013፡ ነተን ኣብ ጥርዚ ፎርቶ (ሚኒስትሪ ዜና) ተሰቒለን ዝዓረዳ ታንክታት ምንቅስቓስ ሰራዊት ወዲ ዓልን ብጾቱን፡ ብሞባይል ስኢልኩም ናብ ህዝቢ ዘርጊሕኩሞ ብዝብል ክሲ ን10 መዓልቲ ኣሲሩዎም ዝቐነየ ኣባላት ሚኒስትሪ
ካብ ውሽጥን ደገን ዝዝርጋሕ ዘሎ ሓበሬታ ዘጨነቖ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ከምቲ ብተደጋጋሚ ግዜ ዝገበሮ፡ ካብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣትሒዙ ‘ውን ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ናይ ሳይበር መጥቅዕቲ (cyber attack) የካይደላ ኣሎ። ነዚ ኩነታት’ዚ ኣብ ምክልኻል ስለእንርከብ ነቲ በብግዚኡ ዘጋጥመና ዘሎ ዕንቅፋት ክትርድኡልና ምስናይ ይቕሬታ ነዘኻኽር። ህላዊኡ ሰንኮፍ ምዃኑ ተፈሊጡዎ
ውልቀምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ወደብ ዓሰብ ንቐጠር ብኽራይ ሂቡዎም ከምዘሎ፡ ኢትዮጵያ ድማ ብመንገዲ ቐጠር ኣገልግሎት ወደብ ክትጥቀም ምስጢራዊ ስምምዕ ተበጺሑ ምህላዉ ኣብ ኣስመራ ክናፈስ ዝጸንሐ ወረ ሕቅነት ከምዘለዎ፡ ካብ ገለ ሰበስልጣን ህግደፍ ዝመልቝ ዘሎ ሓበሬታ የዳምቖ’ሎ። በቲ ስምምዕ መሰረት፡ ሰራዊት ክልቲኡ ወገናት ካብቲ ከባቢ
ብሰንኪ ገስረጥ ምሕደራ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኩሉ ነገራት ካብ ቁጽጽርን ስርዓትን ወጻኢ ኮይኑ ኣስመራ ሕጊ ኣልቦ እናኾነት ትኸይድ ከምዘላ ተቐማጦ ኣስመራ የማርሩ ኣለዉ። ሰበስልጣን ናይቲ ስርዓት ብግቦን ምጥፍፋእን ዘዋህለሉዎ ናቕፋ ናብ ዶላራት ክቕይሩ ይቀዳደሙ ብምህላዎም፡ ኣብቲ ኣብ ፈቖዶ ኣንጎሎ ብቕሉዕን ፍኑውን ዝካየድ ዘሎ ጸሊም ዕዳጋ ሓንቲ
Democracy around the corner with the right Chemistry By Fetsum Abraham//4/28/2013 The Forum I have been advised by some concerned Eritreans to ignore the so seemingly confused, haters and intentional infiltrators and probably government officials as well that share the forum with no tangible substance to contribute to
http://www.youtube.com/watch?v=Bgw1vqOmEwU&width=200&height=200
ኤምባሲ ኖርወይ ኣብ ኣስመራ ጽባሕ ሰኑይ 29 ሚያዝያ ክዕጾ ምዃኑ ምንጭታት ንኤምባሲ ኖርወይ ኣብ ኤርትራ ብምጥቃስ ሓቢሮም። በዚ ምኽንያት’ዚ፡ ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ኖርወይ ኣገልግሎት ንዝደልዩ ኤርትራውያን ፡ ካብዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ስርሖም ደው ከብሎ ምዃኖም ብምሕባር ክመልሱዎም ከምዝቐነዩ ተፈሊጡ ‘ሎ። መንግስቲ ኖርወይ ናይ ኤርትራ ኤምባሲኡ ክዓጹ ከምዝወሰነ ኣብ ዝሓለፈ
ህግደፍ ንስነጥበብ ሃገርና ከም ካልእ ዓውድታት ስነፍልጠት ይኹን ሞያ ጅሆ ሒዙዎ ነይሩን ኣሎን። ስነጥበብ ክብሃል ከሎ፡ ንስእሊ፡ ቅብኣ፡ ካይላ፡ ሙዚቃ፡ ተዋስኦ፡ ስነጽሑፍ ወዘተ ዝምልከት’ዩ። ህግሓኤ ኣብ ግዜ ቃልሲ ንስነጥበብ ንሓፋሽ ኣብ ምብርባርን ምንቕቃሕን ብኣድማዒ ይጥቀመሉ ከም ዝነበረ ነጋራይ ዘድልዮ ጕዳይ ኣይኮነን። ግንከ፡ ኣብ ዘመነ ገድሊ
ህግሓኤ ኣብ ዘበነ ገድሊ፡ ንደርግ ኣብ ሃይማኖታዊ ጕዳያት ኢዱ የእቱ ኣሎ እናበለ ይኸሶ ከም ዘይነበረ፡ ካብ ድሕሪ ናጽነት ጀሚሩ ኣብ ገዳማትን ቤተክርስትያናትን እናኣተወ ንህዝቢ ክከፋፍል ክፍትን ጸኒሑን ኣሎን። ብፍላይ ንብጹዕ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ምእሳሩ ድማ ብምእመናን ከም ሞባእ ዝወደቐ ገንዘብን ሽሞኣን ጽላላትን ምዝማት ከይኣኽሎ፡ ካድራቱ ናብ