ወየ! ኣነ!!!!ወየኣነ!!!! ወየኣነ!!!!!!! ኣይግድን!!!ኣይግድን ዝዘበነ!!! ኣይነበረን ወርሓቱ ሎሚቕነ ናይ ምምስጋን ግዜ! ሓጎስ እዋነ ጉድ እምበር!!ተረኺቡ ንዓለም ዘሕዘነ ዘይተጸበናዮ!!ጥፍኣት ሓወይ ክስእነ። ዝተመርጸት ሮቡዕ ነይራ ታማዓልቲ ዓመት ተወዲኡ ንመጻኢ ፈለምቲ ብሓጎስ ክትፋኖ ዝተገብረ ትጽቢቲ ተቐሪቦም ንስሓቕ ምስ ትዕግስቲ ዘራጊቶ ኸሎዶ!! ጽሩይ ማይ! ነየስቲ በርቂ ኣንጞደጎደ ቡምባን ጠያይቲ ኣድራጋ ተተኮሰ ሕሱብ ብዓመጽቲ ሓወይ ቀዚፎሞ! ምስቶም፡ መሳርሕቲ ኮይኑ ኢሳቕ ጂግና መቓዝፍቲ። ወየ!!!!!ወየ!!!!!!ወየ!!!! ኢሳቕ ሓወይ ካብ