Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ልዕሊ ወያነ ሕነ ናይ ምፍዳይ ሕልሚ ዘለዎ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ምስ ዝርካቡ ሰራዊት 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝተወሃሃደ መጥቃዕቲ ንምግባር ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት ይዘራረብ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ንሱ ኣብቲ ንኣዘዝቲ ሓይልታት ምክልኻል ሓደ ብሓደ እናረኸበ ዝገብሮ ዘሎ ዝርርብ፡ ወያኔ ወተሃደራዊ ዓቕሙ አይተዳኸመን።  ወያነ በቲ

READ MORE

ዝሓለፈ ዓርቢ፡ ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዱባይ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ምስ ኢትዮጵያውያን ክግብር ኣብ ዝወጠኖ ናይ ደገፍ ሰልፊ ንኽመጽኡ ብቕንያቱ 500 ማልያ ስእልታት 1ይ ሚኒስተር ኣቢይን ውልቀመላኺ ኢሳይያስን ዝተለጥፎ ማልእያ ብምሻጥ ኳ ጸቕጢ ወሲኾም እንተዓደሙዎም፡ ተሳታፍነቶም ብምግላል ነቲ ጸቕጢ ዝተሓወሶ ጻውዒት ከምዝነጸጉዎ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና

READ MORE

ነሃሰ 04/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ጀነቫ! መንእሰይ ጀሚሩ ብልሳኑ      ብዳንግኡ ኣድላይ ’ንተዀይኑ ተበጊሱ መንእሰይ ኤርትራ ኣበይሲ ክድቅስ ከይዓረፍና ዝተረፈ የለን ዘይተገፈ ኩሉ ተቐንጢጡ ዝተነጽፈ     ኩሉ በጺሕካዮ ምብራቕ ምዕራብ     ክንደይከ ትዘልል ኣንታ ኢራብ     ኣይ ሓቅኻ ’ንዲኻ ክትፋጠጥ     ተደፊርና በዚሑ ቀበጥበጥ ጀነቫ! መርሽ’ምበር ዓለም ኣዛርባ      ነቲ ርሑቕ ግበሮ ቀረባ ቃልሲ ጎበዝ ጀሚሩ ክህንደስ ሕቖ ህግደፍ ምእንቲ

READ MORE

ኣብ ኣትላንታ ካብ ነሓሰ 3-5, 2018 ዝተገብረ ፈስቲቫል፡ ነጻነትን ልዑላውነትን ሃገርና ኣብ ሓደጋ ዝተጻጣሓሉ ኩነታት እዩ ተገይሩ። ኣብዚ ዓሚቕ ክትዓትን፥ ድሙቕ ትልሂታትን ዝተገብረሉ ፈስቲቫል ናይ ዝተፈላለያ ፖለቲካውን ሲቪካውን ህዝባውን ማሕበራት ሰሚናራት እውን ተኻይዱ።   ኣብ ዝተገብረ ሰሚናር፥ ፖለቲካዊ ውድባት ከኣ ብህዝቢ ብዝቐረበለን ተሪር ለበዋ ንምትግባር፡ እዘን ኣብ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን ጐረባብቲ ጥራይ ዘይኮናስ መምስ መዳውብትና ብደም ዝምድና ዘሎና ኣህዛብ ከም ምኳንና መጠን ብሰላምን ፍቕሪን ብጽቡቕ ጉርብትና እንነብረሉ ምኽንያት ብብዝሒ ስለ ዝዓዝዝ፡ ዝተጀመረ ናይ ሰላምን ዕርቂን ኣብ እዋኑ ብምዃኑ፡ ስክፍታ ብዝሓዘለ ሓጐስ ይስሞዓኒ። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/08/eriethiopeace08052018.pdf"]

READ MORE

  ስቲቫል ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣትላንታ ብተሳታፍነት ካብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ሰሜን ኣመሪካ እንተላይ ካብ ካናዳ ዝመጽኡ ግዱሳት ኤርትራውያን ትማሊ ዓርቢ 3 ነሓሰ 2018 ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ድሕሪ ብኣቦ ወንበር ኤርትራውያን ኣመሪካውን ኮሚኒቲ ኣትላንታ፡ ኣብ ኣዳራሽ Eritrean American Community Centre Atlanta ብወግዒ ተኸፊቱ ይቕጽል ኣሎ። እቲ ሎሚ

READ MORE

መስርሕ ሰላም ኢትዮ ኤርትራ ንገለ ሕጸ፡ ንገለ ተስካር ንገለ ዓቢ ሻቅሎት ኣብ ሞንጎ ስርዓት ህግደፍን፡ ብኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ ኣዲስ ኣበባን ዝካየድ ዘሎ ብላዕሊ ማዓር ዝተሸፈነ፡ ዉሽጣዊ ትሕዝትኡ ዘይተፈልጠ ስምምዓት፡ ዝተፋላለየ ስምዒታት ፈጢሩን ይፈጥርን ኣሎ። እዚ ሓድሽ ምዕባለ፡ ንዝበዝሑ ኤርትራ ናጽነታ ዝኣወጀት ሓራ ሃገር ኮይና ካብ ኢትዮጵያ

READ MORE

ህዝባዊ ተላዕሎ ንትንሳኤ ኤርትራ [ትንሳኤ] ንባብናን መትከልንናን ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ምዕባለ ሃገርና ሓምለ 2018     ዎ ክቡር ህዝቢ ኤርትራ! ከም ህዝቢን ሃገርን ሎሚ’ውን ኣብ ዳግማይ ፈተነ ንርከብ። ስለዝኾነ ነዚ ህልው ፖለቲካዊ ምዕባለ ብዕምቆት ብምምልካት ንባብናን መትከልናን ብምንጻር ንህዝቢ ንሕብር። ብሃገራዊ ሓላፍነትን ረብሓ ህዝብን ሃገርን ብዘውሕስ ክንሕዞን ረዚን ሃገራዊ ጉዳይ ምኻኑ

READ MORE

ዎ ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፥ ብዓንተቦ ፈታው ሰላምን ደላይ ሰናይን ህዝቢ ኢኻ። ኣብዚ እዋን ልዕሊ ዝኾነ ኻልእ ሰላም፡ ራህዋን ቅሳነትን ከምዘድልየካ ድማ ርዱእ ኢዩ። ይኹን’ምበር ንሰላም ይኹን ንዂናት፡ እንታይ፡ ስለምንታይ፡ ብኸመይ፡ መዓስን ምስ መንን ከይበልካ ምእታዉ ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ዝመዝነሉ ግዜ ክህሉ ስለዝኽእል ምጥንቃቕ ኣድላዪ ኢዩ። ኣብዚ ክልተ

READ MORE

ኤርትራውያን፡ መላኺ ኢሳያስ ዝመረጸልና መራሒ ክንቅበልን ክንሓስርን ወይ ንመሰልና ክንቃለስ ክንውስን ኣለና ኣብዛ እንነብረላ ዓለም፡ ህርፋን ስልጣን፡ ገንዘብ፡ ወልፊ መስተ፡ ዕጸፋርስን ዝሙትን፡ ካብተን ንኣእምሮ ሰባት ብምግዛእ ዘዋልኣን ኣብ ጸገምን ገበንን ዘውድቃን ዘለዋ ተርእዮታት’የን። በዘን ድኻታት ዘረስዓ፡ ፍትሒ ዝዕምጽጻ፡ ሕጊ ዝጥሕሳ፡ ትዕቢት ዘንግሳን ሃብትን ክብርን ካልኦት ወገናት

READ MORE

እምብለይ!!! 28/07/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ኣንታ መርዛም ተመን እምብኣር ኣግሂድካ ዘለቕ-ለቕ ልማዱ ድሮ ስዒቡካ ዘይፍታሕ ዕጣቑ እምብለይ ኢሉካ     ጽፍርኻ ሓቢእካ ሓሲኻ ክትምድር     ምሕንፋጥ ኣመሉ ሰብ ከተደናግር     እምብለይ ኢሉካ ልብኻ ዝምርምር እምብለይ ኢሉካ ኣለኹዎ ባዕለይ… ኣንታ ውልዕ ጥፍእ ገበነኛ ጠላም መድሃኒት ዘይብሉ ፍጥር ክብል ሰራም ምልኣት ዘይርከቦ ጎደሎ ጭርምራም     ትኽ ኢሉ ዘይከይድ ዘልኣለም ዝሕንክስ     ከቢዱ

READ MORE