Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ክቡራትን  ክቡራንን ! ኣብ መበቆል ትውልዲ ሃገርና ብሓፈሽኡ ከኣ ኣብ ምብራቕ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናይ ሠላምን ራህዋን መንፈሰ  ዘለዎ ዘመን ንኽመጽእ ይቀላቐል  ስለዘሎ ርሑስና ይግበሮ ! ግዱሳት ኣባላት ደለይቲ ፍትሒ  ኤርትራውያን  ስቱትጋርትን ከባቢኣን  ንመበል 57 ዓመት ዝኽሪ ሓደ መስከረም   ብኽብርን ብድምቀትን ኣገባብ ከብዕል  ምዃኑ  የፍልጥ። ዕለት፡-  08.09.2018 ካብ ሰዓት

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ   ኣእምሮ ሰብ ብብዙሕ ምኽንያታት ኪዓብን ኪሰፍሕን፡ ከምኡውን ኪዅምተርን ኪለምስን ይኽእል እዩ። ሓደ ካብቲ ከዕብዮን ከስፍሖን ዚኽእል ረቛሒ፡ ብህየሳዊ መገዲ ምሕሳብን (critical thinking)፡ ምስትንታንን (meditation)፡ ምዕዛብን፡ መጻሕፍቲ ምንባብን፡ ምስማዕን፡ ጽምኢ ፍልጠት ምህላውን፡ ብሃናጺ መገዲ ምክታዕን፡ ንሓቂ ካብ ፈታዊኻ ትምጻእ ወይ ካብ ጸላኢኻ ኣእምሮኻ ከፊትካ ምቕባልን

READ MORE

እዚ ብዶ/ር ኣብይ ዝተበገሰ፥ "መስርሕ ሰላም ኤርትራን-ኢትዮጵያ" ተባሂሉ ተጠሚቑ ዘሎ ስም፥ ትርጉሙን ዕላምኡን እንታይ'ዩ? ናበይ ገጹ'ዩ ኸ ዜቐንዕ ዘሎ? ንዝብሉ ሕቶታት ርእይቶይ ብጽሟቕ መልክዕ ከቕርብ ክፍትን። ድሕሪ ባይትኡ ብኹሉ መኣዝናት ይግለጽ ስለዘሎ፡ ኣብኡ ኣትየ ንኣንባቢ ከሰልቹ ኣይመርጽኩን። ቀጥታዊ ትርጉሙ፡ ሰላም፥ ራህዋ፥ ቅሳነት ወዘተ. የስምዕ። ሕቡእ ትርጉሙ፥ ንኤርትራ

READ MORE

ብመሰረት እታ ናይ ጀነቫ እዋሃሃዲት ሽማግለ ብዝገበረቶ ጻዊዒት፣ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ ኣዋሃሃዲት ሽማግለ ሎንዶን ሕዝባዊ ኣኼባ ትጽውዕ ኣላ። ዕላምኡ ድማ ብዛዕባ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫን ግዜያዊ ወከልትኹም ንምምራጽን ምምያጥን ክኸውን ኢዩ። ኹላትኩም ግዱሳት ኣሓትን የሕዋትን ኤርትራውያን ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉን ንእትፈልጡዎም ሰባት ክትዕድሙን፡ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ኣልዕሊልና

READ MORE

Eritrean-American Civic Association 590 Shawmut Avenue Boston, Massachusetts 02118 Phone number: 617-427-1210 Web site: www.eccboston.org ህዝባዊ ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ሲቪክ ማሕበር ኣብ ቦስቶንን ከባብን ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ነባሪ ሰላም ንምምጻእ ዝግበር ጻዕርታት እናደገፈ፡ ከምቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአ ዘሎ ናይ ሰላም መስርሕ ኣብ ሃገርና ክዓስል

READ MORE

ንመስርዕ ለማ፡ ኤርትራ መሬታ`ምበር ህዝባ ከም ዘየድልዮም ዘነጽር ግምገማ ምቕናይ ማሕረዶ ግናይ? ኣብ ኣጋ መወዳእታ ናይ 1982 ዓ/ም ሓደ ብውትድርና ዘይሕመ ግን ከኣ ኣዝዩ ኣሸጋሪ ጠባይ ዝነበሮ ተጋዳላይ ካብ ዞባ ምብራቕ ሃዲሙ ስዑዲ ይኣትወልኩም። ኣብ 1988 ዓ/ም ድማ ይጥረዝ`ሞ እንደገና ኣብ መሳርዕ ህዝባዊ ሰራዊት ይጽንበር። ድሕሪ ምፍራስ

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ`ቲ ን 31 ነሓሰ 2018 ኣብ ጀኔቫ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰፊሕሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ጀነቫ  ንዕለት 31 ነሓሰ 2018 ንኹሎም ኤርትራውያን ዝሓቆፈ ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ዕዉት ንምግባር ስርሓት ብምውህሃድ ሓይሊ- ዕማም : ሰንበት ዕለት 12 ነሓሰ 2018 ብምርኻብ ነዚ ዝስዕብ መደብ ዕዮ ነጺራ:: ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ (ስዊዝ) : ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ደለይቲ ሰላም ምኻንና ኣብ ቅድሚ ዓለም

READ MORE

እዞም ብዓይነቶም ናይ መጀመሪያ ዝኾኑ ክልቲኦም ፈስቲቫላት ኣብ 2018 ዓ.ም. ክግበሩ ምኽኣሎም ኣንኢስካ ዘይርኤ ዕዉት ናይ ጅግንነት ስራሕ ኢዩ። እዞም ፈስቲቫላት እዚኦም እግሪ እግሪ እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተገብረ ዝዓበየ ናይ ሰላም ፍጻመ ተኸቲሎም ምክያዶም ህዝቢ ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ተጠቒሙ ንተቓወምቲ ፖለቲካዊ ውድባትን

READ MORE

BY OBO ARADA ABA SHAWL aka WOLDE TEWOLDE AUGUST 13, 2018                                                                                                                                                         Human Arts initially was developed in today’s Eritrea and Ethiopia – in the Afar land. AST represents Arts, Science and Technology. In Ethiopian context, AST represents Arusi, Shewa and Tigrai i.e. the land of economy,

READ MORE

ኣብ መዋእል ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ኤርትራ ልዕልና ሕጊ ስለዘየለ፡ ከም ሰብኣዊ ፍጡር መሰላትካ ክትሓትት ኣይክኣልን’ዩ። ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ኤርትራ ካብ መርፍእ ክሳብ መድፍዕ ዝብል ናይ ገድሊ ፍልስፍና ብምዝውታር፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወትካ ብዝደቀቀ ክቆጻጸረካን ጣልቃ ክኣቱን ደረት ኣልቦ ስልጣን ኣለዎ። ኣብ መዋእልና፡ መብዛሕትአን ስልጡናትን ፍትሓውያንን

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ   ኣስታት ክልተ ዓመታት ይገብር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክዛወር ከለኹ፡ ኣብቲ ኣብ መገዲ ዚሽየጥ መጻሕፍቲ፡ ሓንቲ ኣርእስታ ዝገረመኒ መጽሓፍ ርእየ፥ '' የኢትዮጵያ ታሪክ፡ ከኖህ እስከ ኢህወደግ'' እትብል እያ። በቲ ናይቲ ደራሲ ኣረኣእያ፡ ኢትዮጵያ ብግዜ ኖህ ነይራ እያ ማለቱ እዩ። ኖህ ግእዝ ይዛረብ ነይሩ ኢሉ እውን

READ MORE

መለኽቲ ሃገር የብሎምን ኢሳያስከ? ረድኢ ክፍለ ንሃሰ 10/2018 ኣብ ታሪኽ ሃሰስ እንተድኣ ኢልና ብዙሓት መለኽቲ ከም ዝነበሩ ምዝጉብ ኢዩ፡ ገለ ካብኣቶም’ውን ክጥቀስ ይከኣል። ንኣብነት ካብ ምዕቡላት ሃገራት፡ ሂትለር፡ መሶሊኒ፡ ወዘተ..ካብ ስሉስ ዓለም ሃገራት ክኣ ከም ብዓል ሳዳም፡ መንግሰቱ ወዘተ…ኢዮም። መለኽቲ ዝተፈላለየ መንቀሊ ወይ መበገሲ ኣለዎም። ገሊኦም  ግዳማውያን ኰይኖም ዘይሃገሮም

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሃንደበታዊ መስርሕ ሰላም ከምዝጀመረ ዝዝከር’ዩ። ስዒቡ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ዓቢዪ ኣሕመድ ናብ ኤርትራ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ድማ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ዑደት ብምፍጻም፡ ከም በኹሪ ፍቅሮም ንኸይቅጽሉ ተኸልኪሎም ዝነበሩ መንእሰያት ብዝመስል ምትሕቁቋፍን መጠኑ ዝሓለፈ ክምስምስን፡ እቲ ን20 ዓመታት

READ MORE

ፍቕሪ ምስ ኩሉ፡ ምድማር ዘይብሉ ብ ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ኣስመራ ከሎኹ፡ ኣብ ገለ ዱኳናት ዚርእዮ ዝነበርኩ፡ ኣብ ነኣሽቱ ታቤላታት ተጻሒፉ ዚንጥልጠል ዝነበረ ምልክታታት ትዝ ይብለኒ፥ ''ፍቕሪ ምስ ኩሉ፡ ልቓሕ ዘይብሉ'' ዚብል እዩ ነይሩ። እቶም ንኸምዚ ዝዓይነቱ ታቤላታት ኣብ ድኳናቶም ዘንጠልጥሉ ዝነበሩ ነጋዶ፡ እቶም ብልቓሕ ዝደንገሉ ሰባት እዮም

READ MORE

ልዛይ  ሰይጣን።         ____________ ኣቱም ሰብ ደንከለ   --   ርኣይትን ሰማዕትን፣ ሰብ ሰምሃር ሕርጊጎ --  ዋነይትን ሓንበስትን፣ ኣቱም ሰብ  ኣከለ --    ተላምን ያሒትን፣ ኣቱም ሰብ ሰራየ --     ካዕበትን ዓይበትን፣ ኣቱም ሰብ ሓማሰን - ዘራእትን ሰዊትን፣ ኣቱም ሰብ ሳሕለ  --   ሓርበኛን ምዑትን፣ ሰብ ጎላጉል ባርካ --   

READ MORE

ህጹጽ መጸዋዕታ ንደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሳምንታት ብዝተኸሰተ ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ዝተሻቐለ ህዝብና፡ናይ ክተት መጸዋዕታ ኣቕሪቡ ኣሎ።በዚ መሰረት ንዕለት 31 ነሓሰ(August 31)2018 ኣብ ጀነቫ ስዊዘርላንድ ሰላማዊ ሰልፊ ድሕሪ ምክያድ ንጽባሒቱ ኩሉ አሪትራዊ ዝሳተፈሉ ኣኼባ ክካየድ እዩ።ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ጠለብ ህዝብና፡”ንኩልና ዘጽልል ሓደ መሪሕነት የድልየና ኣሎ” ስለዝኾነ

READ MORE

ከውሊ ተፈጢሩ መሕበኢ ኣግማል: ሚስጢሩ ሚስጢር ፖሎቲካ ነበያት ኣብ  ዘበነ ምድማር: ዘበነ ገዝሚ ብጋቢ: ዘበነ ግቦ ብቡን : ዘበነ ኣበል ብሃገር:ዝተባህለሉ ኡውን ንርከብ ኣለና ከቡራት ድቂ ሃገር::  እዚ ጹሑፍ እምበኣር ንኹሉ ዝትንክፍ ኡኳ ተኾነ: ደፋኢ ናብ ሰልሚ እንዳ ረኣየት ብሬት ዓዋተ ስቅታ ዶ ምመረጽት ኣብ

READ MORE

ይፈርስ ኣሎ እምባና እምባ ናይ ኩልና ንብረት ሕድሪ ውርሻ ወለድና መኹሪዕና ወርቂ ሰነድ መግለጺ መንነትና ብዘይ ንሱ ጎደለ’ዩ ህይወትና= እምባና። ይሃምም ኣሎ እምባና ንሓዋሩ ይጠልመና ዝድግፎ ማእገር ይስእን ይቃዝን ብጽሞና ኣሎ እንዳበልና ኣብ ኢድና ይሓውየና ለበዋ ከይሃበ ይፋነወና ይርሕቀና= እምባና።   ይፈርስ ኣሎ እምባና ይኸውን መዐንደሪ ጸላእትና ንስኳዕ ልቦና ብምጥፋእና መጻኢ ወለዶ ከይከሰና ድሕሪ ማይ ኣብ

READ MORE

ንሰላምዶ ወይስ ሓዲሽ መጻወድያ ግሩሃት ሃብተጽዮን ተወልደ   ሓደ ኢትዮጵያዊ መንእሰይ በዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝካየድ ንዝቀነየ ርኽክባት ተመርኲሹ፡ ደስ ይበለና ኣብ መንጎናን ኣብ መንጎኹምን ሰላም ኰይኑ እናበል ናይ ደስታ ስምዒቱ ገለጸለይ። እቲ መንእሰይ ዘረባኡ ብምቅጻል፡ ተዓጽዩ ዝነበረ መንገዲ ጽርግያታት ተኸፊቱልና፡ ኣቋሪጹ ዝነበረ መስመር ተለፎን ቀጺሉ፡ ነፈርቲ

READ MORE

ከም ሃገርን ህዝብን አብ ኩሉ ክትክበር !!! ህዝበይ ሃየ ተንስእ ተባራበር !! ነሐሰ 4 - 2018 ብተስፋይ ተኽለ ሕ/መ/አሜሪካ ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ቅሳነትን ዝመልኦ ሂወት ንምርግጋጽ፣ ሰብአዊ መሰልን ክብሪን ዘረጋገጸት ልኡላዊት ሃገር ንምህናጽ፣ካብ ግዜ ዓደየ ዓደየ ዝተባህለሉ እዋን አትሒዙ ክሳብ ለይተ ሎሚ  ኡፋየ ኢሉ ትንፋስ ረኺቡ አየዕረፈን።

READ MORE