ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብፍላይ ምስ ሱዳን ምስሕሓብ ምስ ጀመረ፡ ምስ ጅቡቲ `ውን ኣብ ቀዋሚ ጽልኢ ስለዝጸንሐ፡ ናይ ኢትዮጵያ ተደሚሩዎ ብጸላእቲ ተኸቢቡ ዓቕሉ ስለዝጸበቦ፡ ንስልጣኑ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ኩነታት ክመጽእ ኢዩ ኢሉ ኣብ ጭንቀት ብምውዳቑ፡ ካብቲ ናይ ሞትን ሕየትን ዝኾኑ ኩነታት ከበባ ንምውጻእ፡ ንምምጻእ ኣቢይ ኣሕመድ
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብፍላይ ምስ ሱዳን ምስሕሓብ ምስ ጀመረ፡ ምስ ጅቡቲ `ውን ኣብ ቀዋሚ ጽልኢ ስለዝጸንሐ፡ ናይ ኢትዮጵያ ተደሚሩዎ ብጸላእቲ ተኸቢቡ ዓቕሉ ስለዝጸበቦ፡ ንስልጣኑ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ኩነታት ክመጽእ ኢዩ ኢሉ ኣብ ጭንቀት ብምውዳቑ፡ ካብቲ ናይ ሞትን ሕየትን ዝኾኑ ኩነታት ከበባ ንምውጻእ፡ ንምምጻእ ኣቢይ ኣሕመድ
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብዚ ሳልስቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኸይድ ምዃኑ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ሓለውኡ ኣቐዲሞም ብዱባይ ኣቢሎም ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምርሑ ከለዉ፡ ንሱ ውን ብተመሳሳሊ ብዱባይ ኣቢሉ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምርሕ ትጽቢት ይግበረሉ። እቲ ዶባት ከይተሓንጸጸ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘራኽብ የብልናን ኢሉ ን 16 ዓመት
https://www.youtube.com/watch?v=tixRCVV6HpQ&feature=youtu.be
The Eritrean people have been in different mood swings ever since PM Abiy announced his full acceptance of all the international verdicts on the border conflict between the two countries. Yet, many people have been speculating different things because of the Eritrean regime’s total opacity
The Horne of Africa Alliance: Can Isayas Change his Feather to Flock Together? Following home cleaning and having succeeded in making alliance with his people, the Ethiopian Prime Minister (EPM), Dr. Abiy Ahmed, devised his big picture for the whole Horne of Africa region. He made
Press Statement Michael R. Pompeo Secretary of State Washington, DC July 10, 2018 The United States welcomes the July 9 commitment to peace and security between the State of Eritrea and the Federal Democratic Republic of Ethiopia, effectively ending 20 years of conflict. We commend Prime Minister Abiy of Ethiopia
https://www.youtube.com/watch?v=BeDCbnYNy9I
https://www.youtube.com/watch?v=_3afnGm-wpo&feature=youtu.be
ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ን20 ዓመታት ዝጸንሐ ግጭትን ወጥርን ንምፍታሕ ዘሳለጠ መራሒ ኢማራት መሓመድ ቢን ዛይድ ኣናህያን ምዃኑ፡ ኣል ኸሊጅ ዝተባህለ ብዓረብ ዝሕተም ጋዜጣ ኢማራት ኣብ ናይ ሎሚ 10 ሓምለ ሕታሙ ገሊጹ። እቲ ጋዜጣ ኣብ ቀዳማይ ገጽ ናይቲ ዝዓበየ ጋዜጣ ብስእሊ ውልቀመላኺ ኢሳይያስን መራሒ ኢማራትን
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን 5 ነጥቢ ዝሓዘ ስምምዕ ምኽታም ግጭት ኤርትራን ኢትዮጵያን ድሕሪ ምፍርራሞም፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብ ወደባት ብሓባር ከማዕብላኦ ምዃነን ወግዓዊ ማዕከን ዜና ኢትዮጵያ ከምዝገለጸ ሮይተርስ ሓቢሩ። ትማሊ 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶር ኣቢ ኣሕመድ ዝመርሖ ልኡኽ
https://www.youtube.com/watch?v=1GTO6dMQjs8&feature=youtu.be
ወርሒ ሰነ፡ 2018 ህዝቢ ኤርትራ ዘይተጸበዮ ንፋስ ከተንፍስ ተራእያ - ውሳኔ ባድመ ተቐቢልናዮ ዝብል ጻውዒት ሰላም ካብ ቀዳማይ ፕራይም ምኒስተር ኢትዮጵያ፡ ዶክተር ኣቢይ ኣህመድ ነፊሱ። ጸኒሑ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ሃንደበት ተቐቢለዮ ድሕሪ ምባል፡ ወከልቱ ንኣዲስ ኣበባ ልኢኹ፤ እቲ ኣብ ቅድም ክስራዕ ዝግብኦ ጉዳይ ምሕንጻጽ ዶብ ተረሲዑ፡
Leaders sign agreements in Eritrean capital and lift block on phone calls across border Ethiopian and Eritrean leaders have formally restored relations between the two countries, ending 20 years of enmity and prompting phone calls across the border by people getting back in touch with friends
https://www.youtube.com/watch?v=agwVB7y0yOo&feature=youtu.be
መጋረጃ ኵርዓት ኪጥቕለል ከሎ (Losing One's Sense of Pride) ብ ኣማኑኤል ሳህለ እቲ መጋረጃ ኵርዓት ምስ ተጠቕለለ፡ ኣብቲ መድረኽ ኮይነን ምውሳአን ዚቕጽላ ባህርያት ኣለዋ፡ ንሳተን ድማ ውርደትን ሕስራንን እየን። ኵርዓት (sense of pride) ምስ ኣልገሰ፡ ብድሕሪኡ ዚስዕብ ኩሉ ባህርያት፡ ንእንስሳ ደኣምበር፡ ንሰብ ዚበቅዕ ኣይኮነን፡ ከመይሲ፡ ኩሉ እንስሳዊ
ሰላም ንኹሉ ፍጡር እምነ ኩርናዕ ህላወ፡ ምዕባለን ክብረትን ስለዝኾነ፡ ኣገዳስነት ፍቅርን ሰላምን ኣብ መንጎ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ካብ ምስ ካልእ ህዝቢ ዝግበር ምሕዝነት ፍሉይነት ኣለዎ። ክልቲኡ ህዝብታት ንብዙሕ ዓመታት ብጉርብትና፡ ብባህሊ፡ ብታሪኽን ብንግድን ዝተቋረነ ስዝኾነ፡ ብልቦና ዝጎደሎም መራሕቲ ነቲ ክውንነት ክተዓናቀፍ እምበር ነቲ ክውንነት ንዘንተ
https://www.youtube.com/watch?v=5NNUdQ3Gc7w&feature=youtu.be
The relations between Ethiopia and Eritrea took another giant step in the right direction with the arrival of the former's leader for a meeting in Asmara on Sunday. Mr Abiy Ahmed was warmly greeted by President Isaias Afeworki when he jetted in for the talks aimed
https://www.youtube.com/watch?v=O-eEOrsFCRE&feature=youtu.be
ኣብዚ እዋን`ዚ፡ ኣብ 2018 ዓመተ ምህረት፡ ድሕሪ 27 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ልክዕ ከምቲ ናይ መወዳእታ 50ታት፡ ኣንፈቱ ኣጥፊኡ፡ ድንግርግር ኢሉዎ፡ ኣብ መስቀላዊ መንገዲ ተዓኒዱ ይርከብ ኣሎ። እቲ `ህዝቢ ኤርትራ ዕዋኖ፡ ኣብ ኢድካ ኸሎ ልማኖ` ተባሂሉ ዝተደርፈሉ ዘመን እንሆ ዳግም ተመሊሱ። ስለምንታይ! እቲ ዝገርምን ዘሕዝንን፡
ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ዶር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ሎሚ ንጉሆ ኣስመራ ከምዝኣተወ ኤረ ቲቪ ሓቢራ። ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ክቕበሎ ኸሎ፡ ህዝቢ `ውን ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ተሰሊፉ እንኳዕ ደሓን መጻእካ ኢሉዎ። ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብዚ ሳልስቲ ካብ ኢትዮጵያ ዓበይቲ ኣጋይሽ ክመጽኡና ኢዮም ኢሉ
https://www.youtube.com/watch?v=aIf7_Y1MhcE&feature=youtu.be
መንነትን፡ ብልጫን ናይ ብህዝባዊ ማዕበል ዝልለ ኣገባብ ቃልሲ ኤርትራ። መእተዊ (Introduction) ህዝባዊ ማዕበል ዝበሃል፡ ኣገባብ ቃልሲ ኤርትራ፡ ብምኽንያት’ቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ሃገርና ዝነብረን ፡ዘሎን ጭንቀትን፡ መከራን፡ ማእሰርትን፡ህዝባዊ ህልቂትን፡ ብሕልፊ ከኣ፡ ካብ’ቲ መከራ ክምልጡ’ሎም፡ ብዕለት 13 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ገምገም ደሴት ላምፓዱሳ፡ ዓዲ ጣልያን ኣስታት 360 ዝኣኽሉ
Esayas Afeworki, the arch enemy of Eritrea and Eritreans, did not join the Eritrean war for Independence from Ethiopia, as we were deceived to believe. When Esaya was a student at the university of Ethiopia, Addis Ababa,in 1965, Eritrean Liberation Front (ELF) cadres visited the
https://www.youtube.com/watch?v=p5hdFMB_ArM&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=sVSxMHNV8zA&feature=youtu.be
Djibouti commissioned a $3.5 billion, Chinese-built free trade zone on Thursday, deepening ties with the Asian giant and helping the Horn of Africa nation generate more jobs for its youths. Djibouti, with a population of 876,000, already hosts Chinese, U.S. and French naval bases and it
ባድመ መናሃሪያ ኲናት ዝነበረት፡ ድንድል ናይ ኣህዛብ ሕውነትን ፍቕርን ክትከውን ካብ ብዙሕ ኩርንዓት ይዝመረላ ኣሎ። ሰናይ ንኹሉ ኣህዛብ ቀርኒ ኣፍሪቃ! ገለ ወጻእተኛታትን ኤርትራዊያንን፡ ባድመን ከባቢኣን ከውሒ ምዃኑ ይዛረቡ ኢዮም። ነገራት ንምልስላስ ዝኣመተ መደረታት እንተዀይኑ ጽቡቕ፤ ብዝተረፈ፡ ባድመን ከባቢኣን ጐልጐል ኢዩ። ይትረፍ ባድመ፡ ምድረበዳታት ክለምዑ ብውሕዱ ብወረ
https://www.youtube.com/watch?v=hvd4_DRm8LQ&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=jKXqd451nrM&feature=youtu.be
Ethiopia: Torture in Somali Region Prison Senior Officials Implicated in Nonstop Regimen of Abuse (Nairobi, July 5, 2018) – Prison officials and security forces have arbitrarily detained and tortured prisoners for years in the notorious regional prison known as Jail Ogaden, Human Rights Watch said in a
መስዋእቲ ዋጋ ሰላም (Sustainable Peace) ብ ኣማኑኤል ሳህለ ከምቲ ወረ ውግእ፡ ኣብ ሰባት ስግኣትን ሽበራን ዚፈጥር፣ ወረ ሰላም ድማ ብኣኡ መጠን፡ ኣብ ገሊኡ ኩነታት፡ ስግኣትን ጥርጠራን ይፈጥር እዩ። ብመሰረቱ፡ ክልቲኡ ክስተታት ኣብ ሓድሽን ዘይትፈልጦን ኩነታት ስለ ዘእትወካ፡ ናይ ክልቲኡ መወዳእታ እውን ኣረጋጊጽካ ክትፈልጦ ስለ ዘይትኽእል፡ እቲ ስግኣት
ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰተስ፡ ሕ.መ.ኣ.) 28 ሰነ፡ 2018 ******** ኣብ ህይወት ዘሎ ሰብ ግድን ይሓስብ፣ ሓሳብ ብቓል ይልለ፣ ቃል ኣብ ግብሪ ምስ ተተርጐመ ኸኣ ህያው ይኸውን። ምሕሳብ ዘየቐድም ቃል፣ ብቓል ዘይትለም ግብሪ ፍጹም ኣይህሉን። እምበኣር፡ ጸጋ ሓርነትን ፍትሕን ኣብ ሃገርና ህያው ንምግባር ናብ ውሽጥና ብምጥማት፡ ከም ውልቀሳባትን ከም
ዳግመ-ርክብ ገዳይም ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሻዱሻይ ዓመታዊ ርኽክብ፡ ኣብ ሰነ 22-24 2018 ኣብ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርኒያ ተኻይዱ። ብመሰረት እቶም ዓበይቲ ዕላማታት ናይ`ዚ ዳግመ-ርክብ`ዚ፡ ንውህሉል ናይ ሓባር ተመክሮታት - ብስእሊ፡ ብቃል፡ ብጽሑፍን፡ ብቪድዮን፡ ንምስናድን ትርጉም ንምሃብን፡ ከም`ተን ዝሓለፋ ርኽክባት ዝልለ ኣሳልጦ ነይሩዎ። ዓርቢ ሰነ 22 /2018፡
Leaders of both countries to meet soon to end Africa's longest running conflict By Seleshi Tessema ADDIS ABABA, Ethiopia Sensitivities on both sides may prolong or delay peace talks between Ethiopian and Eritrean leaders, pundits say. The leaders are poised to meet soon following recent diplomatic rapprochement aimed at
https://www.youtube.com/watch?v=Y0Ypra0tiqg&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=lnBnrnarVUY&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=VdA1yafTWw4&feature=youtu.be
ሰላምን ዕርቅን'ስ ባህግና’ዩ ይገበር ልዑላውነት ቀይሕ መስመር ግን ከይስገር። ብተስፋይ ተኽለ ሕ/መ/ አሜሪካ ዶክተር አብይ አሕመድ አብ ኢትዮጵያ ጠቕላሊ ሚኒስትር ኮይኑ ስልጣን ካብ ዝሕዝ መስርሕ ለውጢ አብ ኢትዮጵያ ይሐንን አሎ። እቲ ኢትዮጵያ ናበይ ገጻ ኮን’ያ ዝብል ንብዙሐት ሕቶ ምልክት ዝፈጠረ፣ አቶ ኢሳያስ’ውን “Game Over ( ግጥሚያ አብቂዑ)" እንዳበለ