Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ክቡራት ተኸታትልቲ ድምጺ ኣሰና፡ ቀጺልና እነቕርበልኩም ትሕዝቶ፡ ኣዲስ ስታንዳርድ ዝተባህለ ብእንግሊዝኛ ዝሕተም ጋዜጣ ኢትዮጵያ ፡ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኸስተ ለውጢ መሪሕነትን ቅልጡፍ ጽገናዊ ለውጥታትን፡ ኣንፈት ምምሕያሽ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዝምልከት፡ ምስ ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሚስተር ማይክ ራይነር ካብ ዝገበሮ ቃለመጥየቕ ነቲ ንኤርትራ ዝምልከት ቆልጪልና

READ MORE

ምብጻሕ ልኡኽ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ጎንደርሲ ኬድካ፡ እንታይ ሒዝካኸ ተመለስካ! (ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኢል 01-07-2018) ኣብዚ ቕንያት “ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ዘይወግዓዊ መንግስቲ ኣብ ድርድር ከይኣቱ ክዕገት ኣሎዉ”  (Prime Minister Abiy Ahmed of Ethiopia should be stopped from engaging with the illegitimate regime in Eritrea)

READ MORE

እቲ `ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ልኡላዊ መሬት ኤርትራ ከይወጽአ፡ ብመሰረት ስምምዕ ኣልጀሪስ ብኮምሽን ዶብ ዝተበጽሐ ቀያድን ናይ መወዳእታን ብይን ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከይተተግበረ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣይንዛራረብን ኢና` ብዝብል ምስምስ ንልዕሊ 16 ዓመታት ህዝቢ ኤርትራ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ቅልውላዉ ከይፈትሕ ጅሆ ሒዙዎ ዝጸንሐ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብዚ

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ - ዓባይ ብሪጣንያ፡ ከተማ ሎንዶን ጉዳይ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ትማሊ ዕለት 23 ሰነ 2018 ዓ.ም.ፈ. ብዛዕባ ጉዳይ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝዘተየ ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና። ብሰንኪ ዶባዊ ግጭት፥ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ኣደራዕ ብሓጺር ቃላት ክግለጽ ዝከኣል ኣይኮነን። እቲ

READ MORE

ነጻነት ኤርትራ ንኸትርከብ ናይ ኣቦታትናን  ኣዴታትናን ሕዝብናን ዝደኸመሉን ዝተሰወኣሉን ከምኡ ድማ እታ ሓያል ቅልጽም እግዚኣብሔር ኣብ ልዕሊ ሃገርና ዝተገለጸትሉ ምንባሩ ይዝከር። ሎሚ ድማ ነዚ ተረኺቡ ዘሎ ጭራ ናይ ሰላም ኩላትና ክንስዋኣሉ፡ ሰላምና ክነውሕስ ግዜ ባዕሉ ይጠልበና ኣሎ። ክንስዋእ ክብል ከለኹ፡ ከምቲ እቶም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ዕሸል

READ MORE