ኣታ ክንደይ ትሓስሙ
ንበይንኹም ትደልዩ ጠጥዕሙ
ህዝብና እንዳበልኩም ትቖዝሙ
ወሪድዎ ህዝቢ ምንባር ተሓሪሙ::
ኣታ ክንደይ ትሓስሙ
ንበይንኹም ትደልዩ ጠጥዕሙ
ህዝብና እንዳበልኩም ትቖዝሙ
ወሪድዎ ህዝቢ ምንባር ተሓሪሙ::
እንተዝሕተት ማዕበል ቀይሕ ባሕሪ
እንዝቁጸር ሬሳ ኤርትራዊ
ምበለኩም ባዕሉ ቲ ዓሳ ነባሪ
ኤርትራውያን ዮም ኣብ መረቶም ዝሳኣኑ ክብሪ
ኣብ ከብደይ ምንባር ዝመረጹ ኣብቲ ዓሚቕ ባሕሪ
ስደት
ስደት መን ምስ ፈተዎ
ዓዱ ዝገደፈ ከፊእዎ
ዘይከውን’ዩ እምበር ኮይኑዎ
መጻኢ ዕድሉ’ዩ ጠፊእዎ::
PETITION STATEMENT FROM CITIZENS AND FRIENDS OF ERITREA / ምሕጽንታ ‘ደገፍ ንዲሞክራሲ’ ካብ ኤርትራውያንን ኣዕሩኽ ኤርትራን
PETITION STATEMENT FROM CITIZENS AND FRIENDS OF ERITREA / ምሕጽንታ ‘ደገፍ ንዲሞክራሲ’ ካብ ኤርትራውያንን ኣዕሩኽ ኤርትራን
ግዜ ግዜ እናወለደ
ሓሓቁ ምስተጋህደ
ምስተነቓነቐ መንግስቱ
ኣሜሪካያ መሃዚቱ
ኣብ መርበብ ሓቤረታ ኢንተርነት ኣሰና፡ “”ብጥዑም ምለስ ኣቶ መስፍን ሓጎስ”” ዝብል ኣርእስት ብሰለስተ ኣቦታት ካብ “”ኣስመራ”” ዝተጻሕፈትን ዝተላእኸትን ነቢበ። ኣብ ዝርዝር ከብዲ ቁምነገር እታ ጽሕፍቲ ኣብ መብዛሕትኡ እኳ ዝሳማማዕ እንተኾንኩ፡ ኣብታ ጽሕፍቲ ትስንዝሮ መንፈስ ናእዳታት፡ ምስትንታናት፡ ከፊላዊ ሓቤረታታት፡ ጥቆማታትን ምህለላን ስለዘይተሳማማዕኩ እየ። ካብዚ ብምንቃል ድማ ነቶም ጉዱሳትን ኩቡራትን ሰለስተ ኣቦታት ሓጻር መልእኽቲ ክጽሕፈሎም ብትሕትና ይነቕል!
Nation building is ensuring genuine freedom, genuine liberty under the authority of rule of law and constitution. Are these things realities or not in Eritrea?
Nation building is ensuring genuine freedom, genuine liberty under the authority of rule of law and constitution. Are these things realities or not in Eritrea?
ኣቶ ኣማኒኤል ሳህለ ኣብ ስነጽሑፍ ሃገርና ብፍላይ ድሕሪ ነጻነት ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ኣብርክቶ ዝገበረ ክንብሎ እንኽእል ሰብ እዩ። ሕጂ ካብ ጋዜጣታት ኤርትራ ድሕሪ 16 ዓመታት ምፍላዩ፣ ዓቢ ጽፍዒት ንሚንስትሪ ዜና እንተተባህለ ዝተጋነነ ኣይኮነን።
እዚ ብፕረሰደንት ኢሳያስ ኣብዚ ሳምንቲ ብዛዕባ ኣመሪካ፣ ኣቐድም ኣቢሉውን ብዛዕባ ኢትዮጲያ ዘካየዶ ቃለ መሕትት ከም ጓል ዘረባ ድኣ እምበር፣ ምስ ዘረባ ዝቑጸር ኣይኮነን።…..ኣብዚ እዋን መንግስትና ካብ ህዝብን ንኣገልግሎት ህዝቢ ምዃኑ ረሲዑ፣ ብትምክሕቲ፣ ኣነነት፣ ትዕቢት፣ ጃህራ፣ መን ከማይነት፣ ነብሰ ብሉጽነት፣ ጽምኢ ስልጣን፣ ጠፊእካ ምጥፋእን ወዘተ ዝኣመሰሉ ድኻማት ተዋሒጡዩ ዝኸይድ ዘሎ።
ኤርትራዊ ኣትሌት ያረድ ኣስመሮም ኣብ ኦሳካ ጃፓን፡ 30 ዲግሪ ሰንትግሬድ ሙቐትን ብርቱዕ ራህድን ኣብ ዝነበሮ ኩነታት ኣየር ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ዝድነቕ ውድድር ብምርኣይ (ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ) ራብዓይ ደረጃ ብምውጻእ ውድድሩ ዛዚሙ’
ነዛ ኣብ ታሕቲ እትርእዩዋ ን ወ/ሮ ሶፍያ እትምልከት ናይ ‘ደወል’ ጽሕፍቲ ምስቲ ኣሰንዩዋ ዘሎ ስእልታት ምስ ኣንበብኩ ምስ ዝሓደረኒ መረዳእታ ትሰማምዑ ኣንበብቲ ክረክብ ተስፋ እገብር። መረዳእታይ ከካፍለኩም፡-
ኣነ ዝድሊ ሰላም።
ኣነ ዝደሊ ዕርቂ።
ንስኻ ግን !
እንቅዓ ሓሶት
ካዕቦ ጽልኢ።
“ቃኤል
ኣበይ ኣሎ
ሓውኻ ኣቤል?”
“ህድግለነ
ሓላዊኡ
መዓስ ኮይነ”
ትመጺ ከምቀደምኪ ዘይመስሎም
ንትማልን ሎምን ጥራሕ ሓሲቦም
ጎስዮሙኺ ይሓልፉ በቲ’ዝመጽእ ሰጊኦም
ግን…
ሕልሚ ፈሪሖም መዓስ ድቃስ ገዲፎም::
One of the writers defending whatever illegal acts of torture the Eritrean government commits is Sophia Tesfamariam. My point here is to expose the fallacy she argues with in attacking an article which is a critique of the definition of nation building in Eritrea written by Prof. Habtu and posted in awate.com.

እንታይ ገደሰካ ዲኻ ዝበልካኒ
ትም ዘይበልኩ ህዝበይ እንዳተበደለኒ
ንሓቂ ብቁሉዕ ክክሕዳ ትደልየኒ
እምበለይ ኣነስ ከይሰምዓካ ሕሩም ይኹነኒ::
Old foes Ethiopia and Eritrea insist they aren’t gearing up for war. But experts fear that the signs along the border indicate otherwise.
Old foes Ethiopia and Eritrea insist they aren’t gearing up for war. But experts fear that the signs along the border indicate otherwise.
ኤፍሬም፡
ክዳውንተይ ከሪጺት ፊኖ
መዓስከረይ መሬት ልማኖ፡
ኣነ ብጸሓይ ነብሰይ መጊጉ፡
መተዓብይተይ ይረጋረጉ
ቶኽሲ ሰሚዐ ከሊኡኒ ድቃስ
ዕርዲ ጀጋኑ ናይ ሜዳ ንፋስ
ምስ መን ኮን ኣላ ‘ታ ካላሽነይ
ክንዲ ዝዓትራ ተኣሲረ ኢደይ፡…….
Now, it is becoming very obvious our country will be listed as Terror Sponsoring State. As, I follow the current events in the horn of Africa regularly and meticulously, as far I can say, I have full understanding of the situation. Frankly, it is really disturbing, the country that we love to reach this level of humiliation and isolation under this current President.

It is pains me hardly to reflect or contemplate my country name classified under the Axis of Evil. I‘m disappointed to see Eritrea’s name equivalent to the North Korea, Syria, Sudan, Cuba. Congratulation to Libya they have recently cleared their nation from the list state sponsored of terrorism.

ተባሂሉ ክበሃል ዝሰማዕኩዎዩ። ቅድሚ ገለ ዓመታት’ዩ፡ ከምቲ ኣብ ወጻኢ ዝጸንሐ ልሙድ ኣሰራርሓ መግስቲ ኤርትራ ፡ ሓደ ፍሩይ በዓል ስልጣን ንህዝቢ ዓዲሙ ኣኼባ ኣጋቢኡ ወዓለ’ሞ፡ መግለጺታቱ ድሕሪ ምዝዛም’ውን፡ ኣብ ሕቶን ርእይቶን ተሰግረ። ነዚ ዕድል’ዚ ክጥቀመሉ ዝመረጸ ሓደ ዜጋ፡ ግደ ድሕሪ ምርካቡ፡ ብነድሪ፡ “እዚ ኢንተርነት ዝበሃል፡ ጠጠው ዘይተብሉዎ።“ ክብል፡ ንብዓለማ ካን ኩንን ከብላን፡ ካብ እዚ ተባሂሉ ዝብሃል ዘይመቕሰኒ ሓንብን ንሓዋሩን ያኢ ምኸዕርፍ፡ ብዕቱብነት ሓቲቱ ይበሃል።
PFDJ’s direct antagonist policies towards dealing with the sole world power is yet another manifestation of its desperate quagmire and thus opting for scorched earth policies designed to engulf Eritrea and the entire horn region with chaos. Après moi Le Deluge! PIA continues to compound his mistakes rather than pursuing prudent domestic and international policies.

እቲ ሰማዕ ጎይታ
ሰሚዑ እህህታ
ኣዊጁ ዘጸኣት
ክወጹ ሓርነት
ክንዲ ዘቋምት
ዝእምት
ዘሰተብህል ቅድሚት
ሓሲበ ቀረባ
ፈሪሳትኒ እንባ
ኣመሪካ ንኤርትራ ምስተን መወልቲ ግብረሽበራውያን እትብለን ሃገራት ክትሰርዓ ትደናደን ከምዘላ ሮይተርስ ንላዕለወይቲ ብዓልቲ ስልጣን ኣመሪካ ብምጥቃስ ካብ ዋሺንግተን ኣብ ዘመሓልለፎ ጸብጻብ ይሕብር።
ሕጂ ግን ኦረማይ! ዝተዓሸናዮ ይኣኽለና። ኤምባሲኹም፣ ህግደፍኩም፣ ፈሲቲቫልኩም ንዓኹም ግበርዎ። ጌጋታትና ክንእርም ኢና። እቲ ፍቕሪ ሃገርና ጌና ምሳና ኣሎ፣ ሕጂውን ኣብቲ ዘምዕረልና ሲቪካዊ ማሕበራት ዲዩ፣ ካልእ ምንቅስቓሳት፣ ኣብዛ ከቢድ መስዋእትን ተጋድሎ ዝተኸፈለላ ሃገርና ኤርትራ፣ ቅዋማዊ ስርዓት ንምትካልን ዴሞክራስን፣ ፍትሕን፣ ርትዕን፣ ሰላምን ንምምጻእ ዝከኣለና ንከነወፊ ምዃና ነረጋግጽ።
ሎሚ ሕዝቢ ኤርትራ እቲ ኣብ ውሽጢ ከብዲ ዓዱ ከም ረመጽ ዝሽልቡቦ ዘሎ ሕቶ ቅዋም፡ ሕቶ ነጻ ፕረስ፡ ሕቶ ስራዓተ ሕጊ፡ ሕቶ መሰል፡ ሕቶ ደሞክራሲ፡ ሕቶ ምርጫ፡ ሕቶ ፍትሒ፡ ሕቶ ምዕባለ፡ ሕቶ እሱራት ምፍታሕ፡ ሕቶ ዓመጽ፡ ሕቶ ፖለቲካዊ ምንዝርና፡ ሕቶ ብልሽውና፡ ሕቶ ተሓትትነት፡ ሕቶ ግሉጽነት….. መልሲ ዘቛምተሉ ዘሎ እዋን ኢዩ፡፡
When it comes to Eritrea, the country which once swore to tread at the footsteps of Singapore turned to a war industry. Naturally, wartime changed the face of the country, but PFDJ never saw the potential of the damage, they just campaigned the rhetoric of a short term homework,

ኣብ ጽመዋ ዝቦቐለት ኣውሒ
ብዓቲ ዝወለደ ከውሒ
‘ኣውሒ ሰይጣን’ ‘ከውሒ ሰይጣን’
ተባሂሉ ክጽዋዕ ውጽዋይስ ሰሚዕና
ካብ ኣቦና ኣባሓጎና
ሰይጣን ግን ኣይረኣየን ዓይንና።
መንግስቲ ኣመሪካ፡ ከም መርኣያ ናይቲ እናኣንቆልቆለ ዝኸይድ ዘሎ ዲፕሎማስያዊ ዝምድናኡ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ካሊፎርንያ ዝነበረ ቆንስላዊ ቤትጽሕፈት ኤርትራ ክዕጾ ከምዝኣዘዘ ቢቢሲ ሓቢሩ።