ቤትምኽሪ ሕብረት ኤውሮጳ ፡ ኣብቲ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ዘሕለፎ ውሳኔ 1907 ተመርኵሱ፡ ብቑጽሪ (5534/10) ዝፍለጥ ንትግባረ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ምትግባር ንኽሕግዞ ዝኣመሞ ኣህጉራዊ ቀያዲ ስጉምታት ከምዘጽደቐ ብ 1 መጋቢት ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ።
ቤትምኽሪ ሕብረት ኤውሮጳ ፡ ኣብቲ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ዘሕለፎ ውሳኔ 1907 ተመርኵሱ፡ ብቑጽሪ (5534/10) ዝፍለጥ ንትግባረ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ምትግባር ንኽሕግዞ ዝኣመሞ ኣህጉራዊ ቀያዲ ስጉምታት ከምዘጽደቐ ብ 1 መጋቢት ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ።
ኣብ ኣስመራ ዘሎ ምምሕዳር ህግደፍ ድኻምን ዘይሜላዊ ኣተሓሕዛን ኣሰራርሓ ተቓወምትን መሰረታትን ገምጊሙን ተታባቢዑን እንሆ ሸርሓዊ መስምር፡ ዕንወትን ንምስፋሕፋሕ ኣጽፋሩ ስሒሉ በቲ ቀንዲ ናይ ስለላ መርበቡ ክቕጽሎ ይህንደድ ኣሎ። ኣብ ከርሲ ሃገር ዘሎ ህዝብና ኣብ መንጎ ሕማምን ዓጸቦን ብዓቢኡ ድማ ፍትሐ-ኣልቦ ዝዓብለሎ ዕለታዊ መነባብሮ ኮነ ክጻወሮ ዘይክእል፣ ወስ ዘየብል ሓለዋን ዘይንቡር ምቁጽጻርን ከይኣኽሎ፤ ምስቶም ኣብ ግዳም ተሰዲዶም ዝርከቡ ደቁ፣ ብሰላም ከይነብር በቶም ንኤርትራዊ ዝተሰደለን ሃገራት ክስልዩ ዘዋፈሮም ናይ መርበቡ ኣቢሉ ናይ ዓመጽ ዓንኬላት ይዝርግሕ።
ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሶም ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ኢውሮጳ ክሳገሩ ዝፈተኑ፡ ዓረባውን ኣፍሪቃውን መበቆል ዘለዎም ልዕሊ 200 ስደተኛታት ጃላቡኦም ድሕሪ ምጥሓለን ሃለዋቶም ኣብ ኣጣራጣሪ ኩነታት ወዲቑ ከምዘሎ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣቃሊሐን።
ስርዓት ኢሳያስ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፍጽሞ ዘሎ ደረት ዘይብሉ ሕሱም ግፍዒ ምስቲ ኣብ ሃገርና ጽተፈጸመ ተኸታታሊ መግዛእታዊ ገበን ክወዳደር ከሎ ፍጹም መዘና የብሉን። ነዚ ምልካዊ ምሕደራ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰል ዝበሃል ኣምር ትርጉም የብሉን።
ፓትርያርክ ህግደፍ ኣባ ዲዮስቁሮስ ኣብ መውዳእታ ወርሒ ሕዳር ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ እንተ ኮይኑሎምውን ኣብ ኣመሪካ ዑደት ክገብሩ ብመንግሥቲ ህግደፍ ተኣዚዞም ኣለዉ;
በቲ መሳርሒ ህግደፍ ዝኾነ ሃማደኤ ጨንፈር ኤውሮጳ ተዳሊዩ ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ ኣይሪሽ-ሰንተር
ንቐዳም 27 መስከረም 2008 ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ኣኼባ እቲ ንውልቀመላኺ ስርዓት ናይ ምግባርን ምግልጋልን
እኩይ ዕላምኡ ምስቲ ንምዕንባብ ሰላምን ዲሞክራስን ዘአንግድ መትከላት ኣይሪሽ-ሰንተር ስለዘይቃዶ ነቲ ማእከል
ከይጥቀመሉ ፍቓድ ተኸሊኡ።