Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጋዜጣዊ መግለጺ – መርበብ ሲቪካውያን ማሕበራት ኣብ ኤውሮጳ

ሻድሻይ ጉባኤ መርበብ ሲቪካውያን ማሕበራት ኣብ ኤውሮጳ ካብ ዕለት 18 ክሳብ 20 04/ 2008 ኣብ
ዝነበረ ኣዋን እብ ከተማ ቱቢንገን ሃገር ጀርመን ተኻይዱ። ኣብቲ ጉባኤ ወከልቲ ናይተን ኣብ ሸሞንተ ሃገራት
ኤውሮጳ ዝመደበረን ኣባላት መርበብ ዝዀና 10 በርገሳውያን ማሕበራት ተሳቲፎም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT