‘መንግስትን’ ‘ቤተክርስትያንን’ ህዝቢ ኣብ ምብትታን ይተሓባበሩ – ካብ እስራኤል ትማሊ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ፡ ሎሚ ካብ ኣስመራ ምስ ዝረኸብናዮ ሰነድ እንክጋጠም! March 31, 2011 1:20 amHave Your Sayassenna00 SHARE ትማሊ ክልተ ንግዚኡ ስሞም ክንዕቅቦ ዝመረጽና ኣሕዋት ካብ እስራኤል ደዊሎም እዚ ዝስዕብ ሓበሬታ ሂቦምና። Continue reading POST TAGS: ‘መንግስትን’‘ቤተክርስትያንን’ህዝቢሎሚሓበሬታ፡ምስምብትታንሰነድትማሊኣስመራኣብእስራኤልእንክጋጠምካብዝረኸብናዮይተሓባበሩ
ትማሊ ተቓላሳይ ንናጽነት፤ ሎሚ ሕጹይ ኣባል ባይቶ ኣብ ሃገረ ሽወደን September 22, 2010 11:51 pmኤውሮጳassenna00 SHARE ኣቶ ኣርሀ ሓመድ ናካ ወዲ 57 ዓመት ኤርትራዊ መበቆል ዘሎዎ ሽወደናዊ እዩ ፡ ኣርሀ ሓመድናካ ኣብ 80 ታት ናብ ሃገረ ሽወደን ከም ፖለቲካዊ ስደተኛ ኮይኑ እዩ መጺኡ ፡፡ Continue reading POST TAGS: ሃገረሎሚሕጹይሽወደንባይቶተቓላሳይትማሊንናጽነት፤ኣባልኣብ
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ናይሮቢ ከምዝተረፈት መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ትማሊ ዘቃላሓቶ ዜና ብቢቢሲ ን ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳን ተረጋጊጹ። December 14, 2009 9:17 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ ድሕሪ ምስታፋ ኣብ ናይሮቢ (ኬንያ) ተሸሪባ ከምዝተረፈት መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ( demo.archive.assenna.com ) ትማሊ 13 ታሕሳስ ዘቃላሓቶ ዜና: ብቢቢሲ ን ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳን ሎሚ 14 ታሕሳስ ተረጋጊጹ። Continue reading POST TAGS: ሃገራዊትሓበሬታመርበብብቢቢሲተረጋጊጹ።ትማሊናይሮቢንኣሰናኣብኣገልግሎትኤርትራከምዝተረፈትዘቃላሓቶዜናጋንታፈረንሳን
እቶም ትማሊ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ረዲኤት ዝሓተቱ 90 ኤርትራውያን ከምዝደሓኑ ተፈሊጡ። September 8, 2009 5:45 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቶም ትማሊ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ረዲኤት ከምዝሓተቱ ብመንገዲ ኣሰና ዝሓበርናኩም 90 ኤርትራውያን ናይ ህይወት ኣድሕን ጻውዒቶም ኣንታዊ ምላሽ ድሕሪ ምርካቡ፡ እቲ ንምርድኦም ብሓለዋ ባሕሪ ዝተኻየደ ስርሒት ሎሚ 8 መስከረም ድሕሪ ቐትሪ ተዛዚሙ፡ ከምዝደሓኑ ካብ ዓዲ ጥልያን ዝረኸብናዮ ኣፈናዊ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሓደጋማእከላይረዲኤትባሕሪተፈሊጡ።ትማሊኣብኣጋጢሙዎምኤርትራውያንእቶምከምዝደሓኑዝሓተቱ
ትማሊ ደርግ ሎሚ ህግደፍ፡ ገዛኢ ‘ምበር መግዛእቲ ኣይተቐየረን March 13, 2009 5:08 pmፖለቲካassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ‘ምበርህግደፍ፡ሎሚመግዛእቲትማሊኣይተቐየረንደርግገዛኢ
ስነስርዓት ቀብሪ ናይቶም ንፕረዚደንት ኢሳይያስ እናዓጀቡ ዝሞቱ ኣርባዕተ ‘ቦዲጋርድስ’ ፡ ትማሊ ተፈጺሙ። ህግደፍ ግን ነቲ ፍጻሜ ንምሕባእ ኣጕል ፈተነ ይቕጽል March 8, 2009 12:57 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስነስርዓት ቀብሪ ናይቶም ንፕረዚደንት ኢሳይያስ እናዓጀቡ ኸለዉ ኣብ ጋሽ ባርካ ዝሞቱ ኣርባዕተ ሓለዋ፡ ‘ቦዲጋርድስ’ ትማሊ ቀዳም 7 መጋቢት ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ተፈጺሙ። Continue reading POST TAGS: ፡‘ቦዲጋርድስ’ህግደፍስነስርዓትቀብሪተፈጺሙ።ትማሊነቲናይቶምንምሕባእንፕረዚደንትኢሳይያስኣርባዕተኣጕልእናዓጀቡዝሞቱይቕጽልግንፈተነፍጻሜ
ናይ ሎሚ ኣመሪካ ናይ ትማሊ ኣመርካ እያ፡ ናይ ሎሚ ግህዶና ግን ናይ ትማሊ ሕልምና ኣይኮነን ! September 11, 2007 12:46 amፖለቲካassenna00 SHARE ኣብዚ እዋን’’ዚ መውጽኢ ኣፍ ‘መንግስቲ ኤርትራ’ “ ኣመሪካ፡ ኣመሪካ “ ኮይኑ ‘ሎ። ሎምስ እቲ መረረ ፕረዚደንት ዝጥርዙ መደረ፡ ኣብ ሃገራዊ ጽምብላት ውሒዱስ፡ ከም “ዋዕላ ዕርቂ ሶማላውያን” ዝኣመሰለ ንኣመሪካ መጻረፍን መተንፈስ ቅብጸትን ዝኸውን መድረኻት ምፍጣር ‘ውን ተጀሚሩ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ሎሚሕልምናትማሊናይኣመሪካኣመርካኣይኮነንእያ፡ግህዶናግን